Author Archive
Stories written by admin

ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ

ብምኽንያት ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ብፍላይ፡ ኣብ ኩሉ ክፍለ-ዓለማት ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ድማ ብሓፈሻ እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩሙን፡ ሰላትኩሙን ከምኡው’ን ካልእ ጽቡቕ ተግባራትኩም ረቢ ይቀብሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮትትና ንገልጸልክም።   ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ 201403/10/ kebireuk@gmail.com  

መረዳድኢ መዘክር

ናይ ህዝቢ ኤርትራ ልዕላዉነት፡ ሓርነት፡ ግዝኣተ ሕጊ ንምርግጋጻ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ማሕበራዊ ሰዉራ ንህዝቢ ኤርትራ ንምሕያልን ሕቶ ዋንነት፡ ተሳታፍነትን ወሳንነት ህዝቢ ንምርግጋጽ፡ ካብቶም ነዚ ቀንዲ ዕላምታት ንምዕዋት ዝቃለሱ ዘለዉ ዜጋታት፡ ተባታቲኑ ዝርከብ ሰብኣዊ፡ ነገራዊን መንፈሳዊ ጸጋታቶም ንምእካብን ንዝተፈላለየ ኣረኣእያታት ንምቅርራብን ፡ ዝያዳ አድማዒ ኮይኑ ንኽወጽእ አብ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪታት መሰረት ብምግባር፣ ተወከልቲ ህዝባዊን ሲቪክ ፖለቲካውያን […]

Reviving the ENCDC/ Coalition of struggle from dictatorship to democracy

By Fesseha Nair The aim of this piece/ questionnaire is to engage all ENCDC members conduct assessment locally. The Eritrean National Council for Democratic Change was the leadership born after the Awasa Congress of the Eritrean political, civic and individual entities. The leadership is composed of two bodies- the legislative and executive. The legislative’s function […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ መርበብ ኤርትራውያን ሲቪካዊያን ማሕበራት አብ ኤውሮጳ፡ መበል ዓሰርተው-ሓደ ስሩዕ ጉባኤኡ፡ ካብ 12-14 መስከረም 2014፡ ኣብ ከተማ  ፍራንክፈርት ሃገረ ጀርመን፡ ኣቓኒዑ። ኣብዚ እዋን እዚ፡  ጽላል ሾሞንተ በርጌሳዊ ማሕበራት ዝኾነ፡ ፖለቲካዊ ጸግዒ ሒዙ ዘይዉግን፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ፍትሕን ንምንጋስን፡ ሰብኣዊ መሰላት ዜጋታት ንምኽባርን፡ እጃሙ   ንኸወፊ፡ ኣብ 2002 ዝቖመ ፡ ናጻ መርበብ […]

ሓበሬታን መብርህን ህሉው ኩነታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከብ ክቡር ህዝብና፡ መሪሕነት ባይቶ ኣብ ናይ ባይቶ ፓል-ቶክ ቀሪቡ ምሳኹም ንኽላዘብ ይዕድም። እዚ ኸኣ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ዝተኻየደ ሰሚናራት እዮ። መሪሕነት ባይቶ ከተኩረለን መዲቡወን ዘሎ ዛዕባታት እዘን ዝስዕባ እየን፡፡ READ MORE….  

Svensk-eritreansk samarbetsorganisation för demokratiutveckling

Den 3 oktober är, 1 år sedan omkring 360 flyktingar från Eritrea som drunknade i medelhavet vid Italien – Lampedusakusten.   Det var det största flyktingkatastrofen som dragit världs uppmärksamhet. Innan dess som inte hade uppmärksammats och efter denna tid också fortsätter flyktingar att drunkna många gånger vid deras flyktväg till Europa via Libyen och […]

ዜናታት ደንበ ህግደፍ

ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ህዝቢ እናተበታተነ፡ እቲ ኣብ ኲናትን ወረ ኲናትን ዕድመ ፖሎቲካዊ ስልጣኑ ምንዋሕ ከም ቀዳማይ ምርጭኡ ዝወሰደ ገባቲ ጉጅለ ህግደፍ ሕጂ’ውን ንህዝቢ ንምትላልን ንመንእሰያት ጅሆ ንምሓዝን ኢትዮጵያ ንኤርትራ ንምውራር ምሽብሻብ ትገብር ኣላ ዝብል ሓድሽን ጽዑቕን ጎስጓስ የካይድ ምህላዉ ተሓቢሩ። እዚ ስልቲ’ዚ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ንመበል 28 ዙር ሃገራዊ ኣገልግሎት (ሃገራዊ ዕንወት) […]

ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሃገራውን ውድባውን ግደኡ ንምዕዛዝ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣካይዱ።

ሽማግለ ዞባ ዝጸወዖ ብ20 መስከረም 2014 ናይ መሰረታት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣገዳሲ ኣኼባ ብምክያድ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ህልዊ ኩነታት ህ.ግ.ደ.ፍን፣ ከምኡ’ውን ኣተሃላልዋ ደንበ ተቓውሞ ኤርትራን፣ ኩነታት ግ.ሃ.ድ.ኤን ኣመልኩቱ ዓሚቝ ዘተ ኣካይዱ። ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ፡ ብሽማግለ ዞባ ብዛዕባ’ዞም ዝተጠቕሱ ዛዕባታት ሰፊሕ መግለጺ ኣብ ርእሲ ምቕራቡ፣  ብዛዕባ’ቲ ብመሪሕነት ውድብ ዝተማእከለ ኣብ ኤውሮጳን፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን […]

ዓቕምታትን ስነ-ምግባርን ምሁር ኤርትራ ንሕጂ ዘይኮነ ንመዓስ ክኸውን’ዩ?

ምሁር ኤርትራ ካብ ግዜ ብረታዊ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣካዳሚያዊ፡ ተክኒካውን ሕክምናውን መዳያት ተዋፊሩ ብዙሕ መስተንክራዊ ዝኾነ ስራሓት ምስርሑ ታሪኽ ይምስክር። ኣብ ጸምጸም በረኻታት ኤርትራ በቲ ውሱን ዝነበረ ቀረባት ሕክምና ተሓኪሞም ዝደሓኑ ሕሙማትን ውጉኣትን ሰውራና ቁጽሪ የብሎምን። ብክንደይ ምብልሓት ተዓርዩ ኣብ ቀጻሊ ኣገልግሎት ሰውራ ዝወዓለ ናውቲ መጎዓዝያን ኲናትን ተኣምራታዊ ቅያታት ሰሪሑ’ዩ። ነዚ ኩሉ ተኣምራታዊ  ቅያታት ዝሰርሕ […]

ዜናዊ ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሆላንድ

ተጋዳላይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝጀመሮ  ሰንሰለታዊ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ብሰንበት 14 መስከረም 2014 ኣብ ሮተርዳም ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣኼባ ካብ ሰዓት 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ዝተጀመረ ክሳብ ሰዓት ሻውዓተ ናይ ምሸት ቐጸለ። ብጻይ ኣሕመድ ዓሊ ኣሕመድ ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ናይ  ዶር. ሃብተ ተስፋማርያምን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net