ሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢሕዳር2011ድሕሪምቛሙህዝቢዝሃቦሓላፍነትረሲዑአብነንሕድሕዱክዋጠጥማለትፈጻሚትባ፡ መሪሕነትባይቶባእንዳተበሃሃለ፡አብ ክንዲህዝቢምእካብ፡አኪብካአንጻርህግደፍክቓለስትመርሖ፡ 2 ዓመታትዝአክልከንቱጠፊኡ። እቲዘገርምድማአብዘይመሰረታዊቓላትክሰሓሓብምምራጹን፡ቀዳማይጸላኢኡምርስዑን፡ ንመንከምዘርብሕንዝጠቕምምዃኑናይብሓቒጠፊኡናአሎ። አብቓልሲዘይምስምማዕ፡ብርእይቶምፍልላይክረአዝነበረንዘሎንእዩ፡ግንካልአዊግርጭትማለትናእሽቱዘይምርድዳእዝርክብወጊንካ፡ናብቀንዲጸላኢኻ አብክንዲዝጥመት፡እቲቀንዲጺላኢገዲፍካ፡አብነንሕድሕድካክትዳኸምምምራጽናይብሕቂዘሕዝንምዃኑበዚአጋጣሚክንገልጽንፈቱ።
Jul 8 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
Australia has joined international condemnation of the African nation of Eritrea for alleged human rights violations. A report to the UN’s Human Rights Council has found thousands of civilians are fleeing Eritrea every month because of the actions of their government. It’s calling on the Eritrean government to take bold steps to address human rights […]
Jul 5 2014 | Posted in
News |
Read More »
ቦሎኝል መሪ ኤሪትሪዅ ታና ኮለንቡራ 40 ኤመሪዅ እሲሮ ደበልተኵ። ከተማ ቦሎኛ ታሪኽ ለመለምዅል ድግም ትክያዅድ አልብሰቲ። ዓለም ነዓሎና ዋኑ ከውታት ዪነው ፋሕ የው ኤመረድ ኤመራ እኺርኺር ኤርድኖኽር፣ ና ለመለምድ ጂጝስጝድኖኽር፣ ንር ልጝን እድሲ ብድሮ ከለብርደኒና ጝን። ኮሊር ለመለምድኽር ርድቕድር ሞራልድር እና ከለንቡራ መንፋዓት እርጉዅሉ። በሎኛ ዕል ህግሓኤሪዅድ ኒ ብርፍልድ ዶላር እክብና ካያ ሰጘት ቋልሳዅ ሰጘኵ። […]
Jul 5 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
29.06.2014 As the leadership of the ENC4DC, we send our greetings and congratulations to the Eritrean opposition parties and civil society groups and individuals meeting in Bologna. 2014 is the 40th anniversary of the first Bologna festival, then transferred to Eritrea after independence. Now that Eritreans have been fleeing the country in their thousands, the […]
Jun 30 2014 | Posted in
News |
Read More »
ብዕለት 24 ሰነ 2014 ብብጻይ ገዛኢ ኪዳነ፡ ኣባል ፈጻሚት ኣካልን ሓላፊ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕን ኣባላት መሪሕነትን ካድራትን ውድብን ዝሓዘለን ልኡኽ ውድብ ኣብ ከተማ ማይ ጸብሪ ብምብጻሕ፡ ምስ ልዕሊ 50 ዝኾኑ ኣባላት ዕጡቕ ሰራዊት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝነበሩ’ሞ ኣብቲ ወትሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ዝነበረ ዘይቅሱን ምሕደራ ብምቅዋም ኣብ መደበር ስደተኛታት ማይ ዓይንን ዓዲ ሓርሽን […]
Jun 30 2014 | Posted in
News |
Read More »
Guided by the Charter of the United Nations, the Universal Declaration of Human Rights, the International Covenants on Human Rights and other relevant international human rights instruments,
Recalling resolution 91 and decisions 250/2002 and 275/2003 of the African Commission on Human and Peoples’ Rights,
Recalling also Human Rights Council resolution 5/1, on institution-building of the Council, and 5/2, on the code of conduct for special procedures mandate holders of the Council, of 18 June 2007, and stressing that the mandate holder shall discharge his or
Jun 28 2014 | Posted in
News |
Read More »
ENCDC –TORONTO BRANCH September 1 CELEBRATION The Eritrean National Council for Democratic Change –Toronto Branch will celebrate September 1, on Sunday August, 31, 2014 from 6:00PM to 11:00PM at 847 Dovercourt Road, Toronto, Ontario. The event will commemorate September 1, the day that triggered the armed uprising that led to national independence, as well as […]
Jun 26 2014 | Posted in
Notices |
Read More »
ብመሰረት ናይ 7 ለካቲት 2014 መድረኽ ምምኽኻር ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ሓደ ዝሰመረ ናይ ፖለቲካዊ ሓይልታት ጽላል ንምቛም ብዝተበጽሐ ስምምዕ መሰረት ኣቦ መንበራት ንምስንዳእ ሓድነታዊ ጉባኤ ሓላፍነት ከም ዝወሰዱ ዝዝከር ኢዩ። በዚ መስረት ከኣ ድሕሪ እዚ ስምምዕ እዚ ኣቦ መንበራት ኣብ ቀዳማይ ኣኼብኦም ብዛዕባ ከመይነት ሓደነታዊ ጉባኤ ብጽፉፍ ቅድመ ምድላዋት ክካይድ ከምዘለዎ ተላዚቦም። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ […]
Jun 26 2014 | Posted in
News |
Read More »
ድሕሪ ምቕልቃል መድረኽ ንሓባራዊ ዘተን ፍሽለቱን ብዙሕ ዘይርጉእን ስምዒታውን ፖለቲካዊ ተዋስኦ ክርኣዩ ጸኒሖም’ዮም፡ ፤መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ እቲ ዘይቅርዑይን ፈላላዪ ፖለቲካዊ ጉዕዞኡ ካብ ህዝቢ ሓያል ተቛውሞ ኣጋጢምዎ ከም ጻሕሊ ድሕሪ ምስብባሩ ይኾነለይ’ዶይኸውን ዝብል ኣጉል ፈተነ እታ ጉጅለ ህግደፍ ዝጥቀመላ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜልኡ ብተደናገጽቱን ከደምቱን ኣቢሉ ክሰርሓሉ ጸኒሑን ኣሎን፡ ፤ተደናገጽቱን ደገፍቱን ኣብ ሾሻል ሚድያ ወጽዮም ኣብ ልዕሊ ሓቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ብኣውራጃውነት ክኸሱ’ውን ሕፍር ኣይበሉን፡ ፤ኣካይድኦም ጸንኪሩ፡ ህዝብን ሃገርን ክሓቚፉ ብዘይምኽኣሎም ቁሉውላው ስለ ዝኣተዎም ብተደጋጋሚ ኣብ ሬድዮኦም ተዋስኦ ክሰርሑ’ኳ እንተፈተኑ ኣዎንታዊ መልሲ ክረኽቡ ግን ፍጹም ኣይከኣሉን፡ ፤ፍሽለቶም ውጽኢት እቲ ፈላላዪ ጠባዮም’ዩ ክብሃል ይክኣል ምኽንያቱ ለውጢ ዘምጽእ መንእሰይ ሓይሊ ኣብ ክንዲ ዝሓቚፍዎ ክፈላልይዎን ብሕብሪ ዓይኑ ክመርጽዎን ምርጫ ወሲዶም፡
Jun 25 2014 | Posted in
Articles |
Read More »
ፍረወይኒ ሃብተማርያም ኣቦይ ለባም ዝተባህለ ሓደ ፍላስፋ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ንብዙሓት ሰማዕቲ መግለጺ ንኽህብ ኣብ ዝቐረበሉ ግዜ፡ እቶም ሰማዕቲ በብሓደ ካብኡ ርሒቖም ገዲፎሞ ክወጹ ረኣየ። ቁሊሕ ኢሉ ንድሕሪኡ እንተ ጠመተ፡ ውልቀ-መላኺ ኣብ ድሕሪኡ ጠጠው ኢሉ ረኣየ። ውልቀ-መላኺ „እንታይ ኢኻ ድበልካ?“ ኢሉ እናኣፋጠጠ ሓተቶ፡ „ንዓኻ እየ ክውድሰልካ ጸኒሐ“ ኢሉ ድማ መለሰሉ።CREATIVE ACTION AGAINST DICTATORSHIP_ Translation by […]
Jun 25 2014 | Posted in
Articles |
Read More »