Category archives for: Articles

መልእኽቲ ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ

ህዝቢ ኤርትራ ነቲን ዓመታት ዝኣክል ብስርዓት ኢሰያስ ዝወረዶን ፡ ዝወርዶ ዘሎን ኣደራዕ ስቓይዘብቅዓሉግዜንምርኣይዝኣክል ፡ ንሃገራዊጉባኤብተስፋንሰናይትምኒትንክጽበዮድሕሪምጽናሕ ፡ እንሆእቲግዜኣኺሉጉባኤንምጅማር፡ገለመዓልታትጥራይተሪፍዎይርከብ፡ በዚኣጋታሚ’ዚውንሰልፊናህዳኤርትራንመላእህዝቢኤርትራ ፡ ንፖለቲካውያንሓይልታትንህዝባውያንትካላትን ፡

Position Paper for a Network Group

Name: Eritreans for Democracy, Justice and Equality (EDJE). Organization Type:Network Group.   The purpose of this paper is to strive for and create a consensual public stand and opinion on some basic rights, principles and policy matters that are envisaged to rally all conscious and  patriotic individuals, groups or organizations from different walks of life […]

ካልኣይ ኣገዳሲ ሓበሬታ ብጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ

ኣብቲ ብዕለት 4-11-2011 ዘውጻእናዮ ሓበሬታ ኮሚሽን ዕለተ-ጉባኤ ካብቲ ዝተወሰነሉ እዋን ብወርሒ ክናዋሕ ዝጠልብ ደብዳበ ካብ መሪሕነት ኪዳን ከምዝተቀበለ፡ እዚ ጠለብ መሪሕነት ኪዳን ብኮሚሽን ቅቡል ምስዝኸውን ድማ ክመጽእ ዝኽእል መሰናኽላትን ሳዕቤናቱን ኣብሪህና ኔርና። እቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ እዋኑ ክፈልጦን ዕዉት ሃገራዊ ጉባኤ ካብ ምክያድ ንኸይሰናኸል ሓላፍነቱ ከልዕልን ነዚ ዝተጠቅሰ ሓበሬታ ኣብ ዝፈለጥናሉ እዋን ሓቢርና ኢና። ነዚ […]

National Dialogue with partners for a common strategy

By Fesseha Nair   “No outsider should impose risk preferences on those who must live with the consequences.”                                                        Joe Stiglitz       In all forms democratization dialogue is absolutely crucial. Partnership is impossible without a genuine dialogue but it is difficult to establish a genuine partnership if one party wants to impose […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ

ኪዳን ናብ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ደብዳብ ብምጽሓፍ ዕለተ ጉባኤ ካብቲ ተመዲብሉ ዝጸንሐ ዕለት ብሓደ ወርሒ ይናውሓልና ዝብል ደብዳበ ከም ዘቅረበ ሓበሬታ ስለዝረኸብና፡ ነዚ ጉዳይ ንምጽራይ ንኮሚሽነርን ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ብስልኪ ሕቶታትና ኣቅሪብናሉ። ጽሟቅ ዝረኸብናዮ መልስታት ድማ እንሆ ይቀርብ። ኪዳን ዕለተ-ጉባኤ ብሓደ ወርሒ ይናዋሕ ዝብል ደብዳበ ናብ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሰዲዱ እዩ። እንተኾነ ዕላማ ናይዚ […]

Personal reflection on Professor Gaim Kibreab’s discussion with the youth

PART 1 I, as an interested Eritrean Youth Global Movement in UK (EYGM- UK) member, participated in an event held to discuss the Eritrean prevailing situation and youth issues aspects, with Professor Gaim Kibreab as a keynote speaker and presenter. The event was organised by the Eritrean Youth for Change in Leeds on Saturday 17th […]

Ten Years On, Vindication of “Temberkaknet”

In January 1999, Min. Beraki Ghebreselasie advised PIA in writing that it is much wiser to pursue diplomacy to achieve one’s aims.  PIA accused Min. Beraki of “Temberkaknet”  In August 2000, Min. Haile Drue told every Eritrean that would listen thatEritrea’s best interest lies in pursuing diplomacy to resolve the border and any other burning […]

ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ስለምታይ እዩ ንንዮርክ ዝመጽእ ዘሎ?

ውልቀመላኺ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣርባዕተ ካብ ኣዕርዅቱን መወልቱን ዝነበሩ መራሕቲ፡ ሰሜን ኣፍሪቃ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ስልጣኖም ብህዝቢ ተባሪሮም ኣብ ምዅብላልን ቤትማእሰርትን ይርከቡ’ለዉ። እዚኣ ካብ ትኸውን ኣትሒዙ ድማ ከምወኻርያ መሕብኢቱ ጠፊኣቶ ሸለብ ገለብ ክብልን ብቐጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ መንገዲ ዘተዓርቕዎ ክደልን፡ ድቃስ ለይቲ ኣብዩዎ የዕለብጥ ምህላዉን ካብ ህዝቢ ክዉል ኣይኮነን። ብዙሓት ጀጋኑ ዝተሰውእሉ ሃገር ቁጠበኣን ማሕበራዊ […]

Why do we need broad national organization ?

By Fesseha Nair   The objective of having an organization is to help us “gather forces” that is to say coordinate, support and develop human and material resources for use of the best way possible to reach specific goals. Similarly, the objective of the coming congress for democratic change is to gather forces for use […]

ኣብ ኢዩብልያዊ በዓል ሓደ መስከረም ኣብ ፍራንክፎርት ብብጻይ ነጋሽ ዑስማን ዝቐረበ ቃል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ዝኸበርኩም ብጾት ኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝኸበርኩም ወከልቲ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ናይ ዜና ማዕከናትን ዝከበርኩም ወከልቲ ቁንሱላዊ ቤት ጽሕፈት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ኩቡራት ዑዱማትና   ብቐዳምነት ብስምየን ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳ፡ ናይ ቃልስን ጽንዓትን ሰላምታይ አመሓላልፈልኩም፣ ዕድሜና ኣኽቢርኩም ንዝኽሪ ታሪኻዊ መዓልቲ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎና ብሓባር ንምብዓል፡ ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ካብ ርሑቕን ቀረባን ብምምጻእ ኣብ’ዚ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net