Category archives for: Articles

The Ethio-Eritrean 2018 Agreement: The Eritrean Tyrant and his Prioritization of Own Vital Interest over the Country’s Vital Needs

The Eritrean people, witnessing and hearing explanations from the Ethiopian side about the signed border-crossing agreement, had many unconvincing answers to their many questions that evolved.  The verbalized concerns of the Eritrean people on some key points of the reached agreement were expected to be addressed in the tyrant’s interview by giving clarifications on the […]

A SWOT Analysis for ENCDC

By Fesseha Nair Wake up!!!!!!!!!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!!!!!!!!!! Back to armed struggle……………………there is no other alternative! Revitalising ENCDC with those elements respecting and preserving the Eritrean national sovereignty and territorial integrity. Eritrean national sovereignty and territorial integrity is in crisis. We are back on the 40th and 50th situation. ENCDC- Eritrean National Council/ […]

ትማሊ ኣፍሪቃዊት ሰሜን ኮርያ ሎሚ ናይ ሰላም ሃዋርያት !

ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 27 መስከረም 2018   ትማሊ ኣፍሪቃዊት ሰሜን ኮርያ ትበሃል ዝነበረት ሎሚ ናይ ሰላም ሃዋርያት ከምይ ገይሩ ክኸውን ይኽእል? መሰረት ኩሉ መዕቐኒታት ሓንቲ ሃገር ህዝባዊ ሕጋዊ ባይቶኣዊ ሰብኣዊ ምሕደራ’ዩ። እሞ ዝጸንሐን ዘሎን ሚዛን ገምጋማትን ተምሳል 27 ዓመታት መስርሕን ኣካይዳን ምልካዊ ምምሕዳር ለውጥን ምምሕያሽን ዘይብሉ ክነሱ ሃዋርያ ስላም ክበሃል ይከኣል ድዩ ? እንታይ’ዩ ነዚ […]

እንዳነብዓ ዝነብራ መራከቢ ብዙሓት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኤረቲቪን፡ድምጺ ሓፋሽን

ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፍጹም ምልኪ ትምሓደር ሃገር ምዃና ኩሉ ዝሰማማዕሉ’ዩ። ኤርትራ ዝሓለፈ 27 ዓመታት እዝን እትን ዘይትብለሉ ብኩሉ መዕቐኒታት መከራ ሕሰም ናብራ ስደት፡ስቓይ ማእሰርቲ ጭውያ፡ጭቆና ዕፈና፡ምረት ሂወት ጥሜትን ጽምእን፡ግህሰት ሰብኣውነት፡ኮታ ንሓደ ሃገራዊ ኤርትራዊ ዜጋ ብሂወቱ እንከሎ ከጋጥሞ ዝክእል ኩሉ ኣሉታዊ ክውንነት ንሕልምታቱን ተስፋታቱን ቀቢሩ ምስ ፍጹም መላኺ ብጋህዲ ተፋጢጡ ተራኺቡስ ሂወቱ፡ ሂወት ኣሽሓት መንእሰያት ዜጋታት […]

ዎር ድ ኦ ርድ ኦ ኣባይ ሃላ ዲብ ዓድና : ርዳእ ርዳእ ርጉም ስብ ኣሎ ኣብ ሃገርና

ብፍስሓ ናይር   “ኣብ ናይ ሎሚ ሓተታይ፣ ዎ ርድ ኦ ርድ ኦ ኣባይ ሃላ ዲብ ዓድና ብዝብል ኣርእስቲ ንህልዊ ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ከምኡ ድማ ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሕዝብታት ብርሰት ብውለቀ መላኺ ኢሳያስን ብፓስቶር ኣቢዩ ኣሕመድ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሓሶት ሰላምን ፍቅርን ኣብ ትሕቲ ጭርሖ ንደመር” በታ ኣብ ስ ሳታት ኣብ ምዕራባውን […]

ምትስሳር ሃገራዊ ሰላም ምስ ዞናዊ ሰላም፣ ባህርያት ስርዓት ኤርትራ

ወልደስላሴ ዑቕበ ኣብቲ ካብ ዕለት 20 ክሳብ 22 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን ዝተኻየደ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ – ካስል ዝቐረበ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሰናዳእቲ ፈስቲቫል ካስል-ስቶክሆልም ዝኸበርክንን ዝኽበርኩምን መሪሕነት ውድባትን ማሕበራትን ተሳተፍቲ ፈስቲቫል ዝኸበክንን ዝኸበርኩምን ዕዱማት ፈስቲቫል እንኳዕ ብደሓን ኣብዚ ኣገዳሲ ዓውዲ ቃልሲ ብሓባር ክንራኸብ ኣብቅዕና

Eritreans and the Maxim of Never Had It, Never Lost It

The post-independence life in Eritrea driven by the tyrant’s maxim of Eritreans never had it and never lost it (ኣይነበረካ ኣይጠፍኣካ), all basic rights and freedom have been violated.  Tyranny strengthened to its extremity by confiscating the money each family needs to live comfortably because comfortability is one they never had it and never lost […]

ንዝኽሪ መበል 57 ዓመት ባሕቲ መስከረም ሰዲህኤ

             ፈላሚ ኣዳል ተጎርባ            ዑበል ዓዲ ቐገነት ዝረኻባ            ሰንዓፈ ዓዲቐይሕ ጸላኢ ኣብ ከበባ            ወዲ ጀጋኑ ጸግዑ እምባ፡ ኣየ’ወ ኵናት መረብ ኦምሓጀር ስጋለት ቀጣን ኣማድር ማይድማ ማይምነ ዓናግር ብጥሙይ ከብዱ ክታኾስ ዝሓድር ዓደ’ቦ ኣሕሊፉ ከይህብ ከየድፍር፡             ኵናት ሓዲ ሓሙሽተ ሰላዕዳዕሮ             ባረንቱ ተኾምብያ ኣውጋሮ             ክንደይ ዓወት ተሓፊሱ ኣዲኡ ትቁጸሮ             ብልሓት […]

ክብርታት ደላይ ሰላምን ፍትሕን ካበይ ይምንጩ

ደቂ ሰባት ንምንባሮም ኣብ መሰረታዊ ነገር ክሓስቡ፡ ሓሳቦም ክገልጹ፡ መርገጽ ክወስዱ፡ ድሌቶም ክዕወት ክቃለሱ ሙሉእ መሰል ኣለዎም። መሰረታዊ መሰል ሰባት ከኣ ዝኾነ ይኹን ደልዩ  ዝህቦምን ዝከልኦም ዘይኮነስ ሰብኣዊ መሰላቶም’ዩ። ዓለምና እንዳሰልጠነት፡ ህዝባ ፍልጠንት ተሞክሮን ዝረኽበሉ፡ ርክባቱን ዝምድናታቱን ዘደልድለሉ ዕድላት እንዳበዝሐን እንዳሰፍሐ ብዝኸደ መጠን ፍልልያት ከኣ ሰማይ ዓረገ።  እዚ ኩሉ ካብ’ቲ ድሌትን ሕልምን ደቂ ሰባት መሰረታዊ መሰላቱ ንምርግጋጽ ዝነቐለ’ዩ።  ሰብ መሰሉ ተኸቢርሉ ንመሰላቱ ቆይሙሉ ዘሎ ሕግን ስርዓትን ኣቢሉ ንዕላማታቱ ከዕውት ዝመርጾም ኣገባብ ኣካይዳ፡ኣተሓሳስባ መስሩሑን ምስኡ ዝተእሳሰረ’ዩ። ኣብ’ዚ መዳይ ከኣ ሓደ ዕላማ ወይ ምዕረፊ ዘለዎ ጉዳይ ብዝተፈላልየ ውዳበን መልክዕን ኣተሓሳስባ ይስለፍ። እዚ ከኣ ካብ’ዚ ክቡርን ዘይጋሃስ መሰል ዝተበገሰ’ዩ። 

Arrangement of transitional government after the removal of dictatorship in Eritrea

The case of interim –constitution and permanent constitution.
What is the difference between interim and permanent constitution.
Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition.

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net