እዚ “ብያኣክል” ዝብል ህዝባዊ ምልዕዓል መታን ክዕወት ዓሚቁን ሰፊሕን መጽናዕቲ ዝሓትት ስለዝኾነ መራሕቱ ኣብ ዘዘለውዎ ሃገር ምስተን ዓለምለኸ ትካላት ክተሓባበሩን ትምህርታዊ ዝኾነ ፍልጠት ንክቀስሙ ክጓየዩ ኣለዎም።እቲ ቅድሚ ሕጂ ሒዝናዮ ዝጸንሓና ልምዲ ናይ ወጋሕ ትበል ለይቲ ተሪፋ ፣ትምህርታዊ ዓውደ መጽናዕትታት፣ ኮርሳት ኢዩ እቲ ንኣፍልጦኻ ዘዕቢ፣ፍልጠት ድማ ንክትምዕብል ይሕግዘካ። ዘመን ከበሮ ተሪፋ ዘመን ምንባብን ምምርማርን ይኹን፡፤ Eritrean […]
May 23 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍስሓ ናይር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት እቲ ብ 2011 ብደንበ ተቃወምቲ ሃገራውያን ኤርትራውያን ዝቆመ ጽላል ብሰም ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ ዝፍለጥ ካልኣይ ጉባኤኡ ኣብ ሃገረ ስዊደን ኣካዪዱ፡፤ እዚ ካልኣይ ጉባኤ ድሕሪ ክንደይ ዘተን ልዝብን ኢዩ ክኸውን ክኢሉ።ብዛዕባ ዚ ጉባኤን ሓዳስ ዝተመርጸት መርሒነቱን ከምቲ ኣብ ማዕከናት ዜና ዘንበብናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብ ሓቂ ዘይተመርኰሰ ክዝረብን ክጻሓፍን ቀንዩ፣ ብዙሓት […]
May 9 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair “Let us all act to resolve our internal problems by dialogue” “Let us make Eritrea the place to share and care” Stop accusing and blaming each other but come together and evaluate the past and come to invent new ideas promoting innovations. We failed to build institutions of both legislative and executive […]
May 1 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍስሃ ናይር ናጽነትን ሉዑላውነትን ሕዝቢ ኤርትራ ብረፈረንዱም ምስ ተረጋገጸ፣ ኤርትራ ብዓለምለኸ ከምሉዑላዊት ሃገር ምስተፈልጠት፣ድሕሪኡ ዝሰዓበ እቲ ክኽወን ዘነበሮ መእዋጅ መረታዊ ዶብን፣ ኣቋቁማ ሃገረ ኤርትራን፣ ኣቋቁማ መንግስታዊ ቅርጻን፣ ሕዝባውን ግላውን ትካላት፣ በብመዳዩ ማለት ፖሊቲካውን ፣ምጣነሃብታውን ፣ማሕበራውን ንባህርያዊ ክብረታት ዚጋታት ኤርትራ ማዕረን፣ፍትሕን፣ ሰላምን ኣብ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተው ኣጀማምራ ኣይነበረን፣ ብኣንጻሩ መን ዘምጻልካ ናጽነት ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ […]
Apr 30 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
The agreement is driven by concerns. The threat to internal peace is real. If the central stage is to save Ethiopia from disintegration as a falling empire, equally the menace of Somali-like failed state is also hovering over Eritrea by reason of prolonged tyrannical rule. The dictatorial rule in Eritrea has created the worst human […]
Apr 19 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
Woldeyesus Ammar The growing popular call of ‘’ ይኣክል! كفى! — Enough is Enough ‘’ to the cruelties of the Asmara regime by waves of Eritreans at home and abroad is a real threat – probably the final blow – to Isaias Afeworki’s several decades old dictatorship. And when the threat is real, Isaias Afeworki […]
Apr 10 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 22 ጥሪ 2019 እወ፡ ብደሕሪ ሕጂ’ውን ክዝረብ ክጻሕፍ’ዩ፡ ምስ’ቲ ኩሉ ዝተዘርበን ዝተጻሕፈን ግን ሓደ ኣገዳሲ ዝተፈጸመ ታሪኽ ኣሎ። ዘይክሓድ ሓቂ መሰረት ደምበ ተቃውሞ ኤርትራ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ጸኒዑ ጠጠው ብምባል ዝገበሮ ታሪኻዊ ቁም- ነገር ጉዳይ ሕግን ፍትሕን፡ ሰላምን ራህዋን፡ ሓርነትን ኣብ ሃገርና ክነግስ፡ ነቲ ብሕድሪ ዝተቐበሎ ሽግ ሓርነት ከይትጠፍእ ዓቒቡ ሃልሃል […]
Jan 28 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ብሃንደበት ኣብ እዝኒ መላእ ህዝቢ ዝበጽሐ ስምምዕ ጸዋዒት ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ብ8 ሓምለ ኣብ ኣስመራ፡ ብዕለት 14 ሓምለ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባ መራሕቲ ክልቲኡ ሃገራት ዝተራኸብሉ ተፈጺሙ። እዚ ክንደይ ሂወት ሰብ ዝተኸሰሮ ደም ዓሰርተታት ኣሽሓት መንእሰያት ዝፈሰሰሉ፡ ንብረት ዝዓነወሉ፡ ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ዝተመዛበለሉ ብዘይ ቅድመ ምድላዋት ዝተኻየደ ጸዋዒት ሰላም ነቲ ግዳይ ዝኾነ ህዝቢ ብዘይኣፍልጦን ጥራሕ ዘይኮነስ […]
Jan 2 2019 | Posted in
Articles |
Read More »
ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 16 ታሕሳስ 2018 ታሪኽ ዝናንን፡ ክብርን ኩርዓትን ሓደ ህዝቢ ዓብይ ኣገዳስነት ዘለዎ መሰረት መንነትውን’ዩ። ኣብ ዓለምና ድማ ይፈላለ’ምበር ታሪኽ ዝናን ኩርዓትን ዘይብሉ ህዝቢ’ኳ የልቦን። ህዝቢ ኤርትራ’ውን ከም ዓለሙ ኣዝዩ ብዙሕ ታሪኽ ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ ያታዊ (ካብ ኣቦ ንውልዱ ብኣፍ ዝመሓላለፍ) ታሪኽ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ይውሓድ ይብዛሕ ቅርስታት፡ ሓወልትታ ዝገልጾም ኣለዎ። ኤርትራ ኣብ ገምገም ቀይሕ ባህሪ ትርከብ ሃገር ብምዃና ብኡ መንጽር ከኣ ብዙሓት መንገደኛታት ወይ ገያሾ ካብ ጥንቲ ዝመሓላለፍሉ ዝነበረ መስመር ስለ ዝኾነ ባዕሎም እቶም ገያሾ ብዛዕባ ኤርትራ ዝፈልጥዎ ታሪኽ ኣብ ጽሑፍ ዘስፈርዎን ኣሎ። ሎሚ’ውን ብሰንኪ መላኺ ስርዓት ዝተነፍጋ ጸጋታት’ምበር ስልጣነ ሒዙ ዝመጸ ቀጻልነት ታሪኽ ክህሉ ማእከል ገያሾን ንግድን ምኳናስ ዘይትጽበዮ ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ ሃብታም ባህሊ ስለ ዝነበረ በቶም ድሒሮም ዝመጹ ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣድናቆት ዘትረፈ ታሪኽ ባህሊ ልምዲ ወግዕታት ከም ዝነበሮ ዝምስክር ጽሑፋትን ሰነዳት ይርከብ።
Dec 20 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ብትውልዲ ኤርትራውያን የሕዋተይ ኣሓተይ ኤርትራ ሃገረ ሰማእታትና በዕጽምቶምን ብደሞምን ከፊሎም ሃገር ዝገበርዋ እቲ ተንኮላት ናይ ኢሳያስ ብሰብዓታት ናይ ምትላል ዝጀመር እኖሆ ሎሚ ምቹእ ግዜ ተጸብዩ ንመንእሰያትና ኵናት ኣጊዱ ሓደ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣጽኒቱ፥ንስደት ከሙኡ ፍርቂ ተካኢ ወለዶ ኣሳፊሩ፥ ኤርትራ ካብ ቤት ትምህርቲ ቤት ማእሰርቲ ዝበዝሔን ዝሰፍሔን ገይሩ ንኤርትራና ረሚሱዋ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ናይ ኣርቦኣታት ኣንድነት ሓደ ህዝቢ […]
Dec 12 2018 | Posted in
Articles |
Read More »