The post-independence life in Eritrea driven by the tyrant’s maxim of Eritreans never had it and never lost it (ኣይነበረካ ኣይጠፍኣካ), all basic rights and freedom have been violated. Tyranny strengthened to its extremity by confiscating the money each family needs to live comfortably because comfortability is one they never had it and never lost […]
Sep 17 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
ፈላሚ ኣዳል ተጎርባ ዑበል ዓዲ ቐገነት ዝረኻባ ሰንዓፈ ዓዲቐይሕ ጸላኢ ኣብ ከበባ ወዲ ጀጋኑ ጸግዑ እምባ፡ ኣየ’ወ ኵናት መረብ ኦምሓጀር ስጋለት ቀጣን ኣማድር ማይድማ ማይምነ ዓናግር ብጥሙይ ከብዱ ክታኾስ ዝሓድር ዓደ’ቦ ኣሕሊፉ ከይህብ ከየድፍር፡ ኵናት ሓዲ ሓሙሽተ ሰላዕዳዕሮ ባረንቱ ተኾምብያ ኣውጋሮ ክንደይ ዓወት ተሓፊሱ ኣዲኡ ትቁጸሮ ብልሓት […]
Sep 4 2018 | Posted in
Articles,
Poetry |
Read More »
ደቂ ሰባት ንምንባሮም ኣብ መሰረታዊ ነገር ክሓስቡ፡ ሓሳቦም ክገልጹ፡ መርገጽ ክወስዱ፡ ድሌቶም ክዕወት ክቃለሱ ሙሉእ መሰል ኣለዎም። መሰረታዊ መሰል ሰባት ከኣ ዝኾነ ይኹን ደልዩ ዝህቦምን ዝከልኦም ዘይኮነስ ሰብኣዊ መሰላቶም’ዩ። ዓለምና እንዳሰልጠነት፡ ህዝባ ፍልጠንት ተሞክሮን ዝረኽበሉ፡ ርክባቱን ዝምድናታቱን ዘደልድለሉ ዕድላት እንዳበዝሐን እንዳሰፍሐ ብዝኸደ መጠን ፍልልያት ከኣ ሰማይ ዓረገ። እዚ ኩሉ ካብ’ቲ ድሌትን ሕልምን ደቂ ሰባት መሰረታዊ መሰላቱ ንምርግጋጽ ዝነቐለ’ዩ። ሰብ መሰሉ ተኸቢርሉ ንመሰላቱ ቆይሙሉ ዘሎ ሕግን ስርዓትን ኣቢሉ ንዕላማታቱ ከዕውት ዝመርጾም ኣገባብ ኣካይዳ፡ኣተሓሳስባ መስሩሑን ምስኡ ዝተእሳሰረ’ዩ። ኣብ’ዚ መዳይ ከኣ ሓደ ዕላማ ወይ ምዕረፊ ዘለዎ ጉዳይ ብዝተፈላልየ ውዳበን መልክዕን ኣተሓሳስባ ይስለፍ። እዚ ከኣ ካብ’ዚ ክቡርን ዘይጋሃስ መሰል ዝተበገሰ’ዩ።
Sep 3 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
The case of interim –constitution and permanent constitution.
What is the difference between interim and permanent constitution.
Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition.
Aug 29 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
እወ፡ ኣበው ክምስሉ ከለዉ ” ካብ ዘገልገለስ ሰፍኢ ዓውዲ ዘቐበለ” ይብሉ ነበሩ። እቲ ዘገለገለ ኣብ’ታ ፍረን ምህርትን ትርከበላ ምስ በጽሐ ኩሉ ሞያኡን ተግባሩን በቲ መውደልደሊ ተዓብሊሉ ይተርፍ፡ በዚ መጺኡ ዘይተባህለ ኣብ’ታ ዓውዲ ላዕሊ ታሕቲ ዝበለ ሽም ይረክብን ይንኣድን። እዚ ከኣ ሓድሽ ነገር ኣይኹን ደኣ’ምበር እቲ ኣዝዩ ዘተሓሳስብን ዘሕዝንን ግን ኤርትራውያን ጻዋዒት ሰላም ኣሕዋቶምን ኣያታቶምን ንዒቖምን […]
Aug 29 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
Out of love, people care about their neighbors. Yes, people seem to be concerned about their next door neighbors because if the neighbor’s house is ablaze, their house as well as their own safety would be at stake.
Aug 28 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
25 ነሓሰ 2018 ምጽዕዳው ከተማ ኣስመራ ብደቂ ሽዋ ዝንገሮም ኣብ ዕቛር ዝሕጸቡ ዋናታት ገርግሱም፡ ወዳጀ ጓይላ ወዳጀ ከበሮ ኵዳ ከይጀመረ ስበሮ መጺጽ ስዋ መርዛም ሕንክሮ
Aug 28 2018 | Posted in
Articles,
Poetry |
Read More »
ኣርእስቲ ከም ዝሕብሮ፡ ” ሰላም፡ ህዝቢ ብህዝቢ” ዝብላ ቃላት ዝወጸን ዘይብሉ ካብ’ቲ ዓበይቲ ክንበጽሖ ንቃለሰሉ መሪሕ ዕላማ ዘቃልሕ’ዩ። ኣብ ሓንቲ ሃገር ልዕሊ ሰላም ዝድለን የለን፡ ልዕሊ ህዝቢ ከኣ ስልጣን ዘለዎ ምምሕዳር ወይ መንግስቲ ከኣ የለን። እሞ እዘን ክልተ ” ሰላም፡ህዝቢ” ዝብላ ቃላት ስለምንታይ መጽኤን ዝብል’ውን ኣይሰኣንን። ልክዕ’ዩ ከኣ’ዩ ፡ ግን ብዛዕብ ህሉው ኩነታት ሃገርና ክንዛረብ […]
Aug 20 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
እዞም ብዓይነቶም ናይ መጀመሪያ ዝኾኑ ናይ ደንቨርን ናይ ኣትላንታን ፈስቲቫላት፡ ኣብ 2018 ዓ.ም. ምክያዶም ንባዕሉ ንእሽተይ ጅግንነታዊ ስራሕ/ዓወት ኣይነበረን። እርጊ እግሪ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝካየድ ዘሎ ናይ ሰላም ኣገዳሲ ምዕባሌ ምክያዶም’ውን ከም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ህዝቢ ንፖለቲካዊ ውድባትን ንስቪካዊ ማሕበራትን ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ተጠቒመን ኣድማዕን ውጺኢታውን ስራሓት ንኽሰርሓ ድፍኢት ንኽገብር ዘኽኣሎ ኣጋጣሚ […]
Aug 20 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
That both festivals – the first of their kind – had taken place in 2018 was no small feat. For these festivals to take place in the heels of the major peace event between Eritrea and Ethiopia, however, is a stroke of luck for the public to push both the opposition political blocks and the […]
Aug 20 2018 | Posted in
Articles |
Read More »