A Peaceful coexistence in progress based on peace, democracy, human rights respect, the rule of law and good governance. Our region is the origin of humankind and homosapience, from city-state of Mesopotamia to Alexandria and Axum- Afro – Arab communities.
Aug 14 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ምስ ምቅይያር መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ካብ ኣፍ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውንን ትወጽእ ሓንቲ ምድማር ትብል ቃል ትስማዕ፡ ብሕልፊ’ኳ ኢትዮጵያውያን ምድማር ትብል ቃል ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ጽሑፋት ፈነወ ራድዮን ቲቪ ኣዘውቲሮም ክጥቀምላ ይስማዕ። ኩሉ ግዜ ሓድሽ መራሒ ኣብ ስልጣን ዝመጻሉ ግዜ ምሩጽ ኣብ መደረታቶም ዝጥቀምሉ ቃል ኣሎ። እቲ ቃል ቅኑዕ ቃል ድዩ ኣይኮነን […]
Aug 11 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
ዜናን ሓበሬታ ሰዲህኤ ኣብ’ዚ ዘለናዮ እዋን ዝምድና ኤርትራን ሃገራት ማእከላይ ምስራቕ ቀልጢፋ ዝቀያየርን ቆዋሚ ብዘይምዃኑ ግዚያውነት’ምበር ድልዱል ዝምድናታት ንረብሓ ህዝቢ ዘማእከለ ኣብ’ዚ ዝተመሰረተ’ዩ ኢልካ ብንጹር ክዝረብ ኣይከኣልን።
Aug 11 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
ሀ/ ቃልስና ብመሰረቱ ንሰላምን ፍትሕን ምዃኑ ቃልስና ብመሰረቱ ንሰላምን ፍትሕን እዩ፡ ንሱ ስለ ዝኾነ ከኣ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረ መስርሕ ሰላም ክድገፍን ክተባባዕን ርእይቶና ሰንዚር’ና። ሰዲህኤ ነዚ ጸዋዒት ሰላም ክድግፍ እንከሎ ብውሕዱ ካብ መትከላዊ ዕላማታቱን ዝነቀለ ምንባሩ ኣብ ዝሓለፈ መግለጺታቱ ምውካስ ይከኣል። ለ/ ቤት ምኽሪ ኢህኣደግ ብዘይቅድመ ኩነት ንትግባረ ብይን ኣህጉራዊ ክሰርሕ ጸዋዒት […]
Aug 5 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
The League of Nations of 1920 with its headquarter in Geneva, Switzerland was replaced by the United Nation of 1945, headquartered in New York, USA. The reason for replacement was ineffectiveness in preventing the Second World War. Accordingly, the UN with better structure and wider membership has become an effective forum in bringing the foes […]
Jul 27 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
እቲ ብ1998 ዝጀመረ፣ እሞ ድማ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቐዘፈ ናይ ዶብ ውግእ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ጠንቂ-ውጽኢታቱ ብክልቲኡ ሸነኻት ሰፍ ዘይብል ህልቂት ህይወት ሰራዊት ጥራይ ዘይኰነስ፣ ማእለያ ዘይብሉ ናይ ኣህዛብ ምፍንቓልን ናይ ናብራ ሓፍ-ዞቕን አኽቲሉ’ዩ። እዚ ኣዕናዊ ኲናት’ዚ፣ ከምቲ ክለተ ሃንደስቱ ስርዓታት ከይሓፈሩ ዝጠቐስዎ፣ ብሰንኪ ዶብ ዘይኰነስ ፣ ብሰነኪ ብኣነነት ዝተላዕጠጡ ክልተ መሪሕነታትን ንሶም ዘናዓዓብዎ ናይ […]
Jul 22 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
Although the International Refugee Day falls on June 20, the whole of the month of June is considered refugee day for those who come from countries whose leaders extremely oppress and repress their own people. According to the UN, the Refugee day is a day “to commemorate the strength, courage and perseverance of millions of […]
Jul 2 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
By Hamid Drar The bold decision adopted by Ethiopian new Prime Minister Abiy Ahmed, in which he announced the full acceptance of its government to the Eri-Ethiopia border dispute international ruling and its readiness to apply it on the ground. The announcement has emboldened Eritreans and Ethiopians with a wave of rejoicing. As a […]
Jun 19 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
ትርጉም ሰዲህኤ ትማሊ ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያንን ሰፊሕ ዝርገሐ ዘለዎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ውዕል ኣልጀርስ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዝተቀበሎ ቤት ምኽሪ ኢህኣደግ መግለጺ ሂቡ ዝብል ጸዋዒት ሰላም’ዩ። እቲ መግለጺ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ስለ ዝዀነ ቀጺልና ብትግርይና ተርጕምና ነቅርቦ። ኣብ’ቲ ቤት ምኽሪ ዝሃቦ መግለጺ ህልዉ ኩነታት ኢትዮ/ኤርትራ ብዕሙቐት ብምክታዕ ነዚ ዝስዕብ ሰላማዊ […]
Jun 8 2018 | Posted in
Articles |
Read More »
Today is a day to express our joy on the occasion of the Eritrean Independence Day and the day of expulsion of the Ethiopian occupation army from the Eritrean soil, thus ending the sufferings of our people, which lasted for centuries of successive occupations.
May 22 2018 | Posted in
Articles |
Read More »