መግለጺ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ኖርወይ!
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ኖርወይ፣ ብዕለት 14 ሚያዝያ 2018፣ ኣብ ትሕቲ፡ “ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ” ዝብል መትከላዊ መርሆኡ፡ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብዓወት…
Section
News and analysis
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ኖርወይ፣ ብዕለት 14 ሚያዝያ 2018፣ ኣብ ትሕቲ፡ “ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ” ዝብል መትከላዊ መርሆኡ፡ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብዓወት…
ም መቐጸልታ ነቲ ምስ ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ እነካይዶ ኩሉ መዳያዊ ግጥምያ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ንኽሰላሰል ፍሉይ ኣቕልቦ ኣንቢርናሉን መደባት ሰሪዕናሉን ዝጸንሓና ገድላዊ ስራሓት ፍርያት እናሃበ ይመጽእ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ውድብ ኣብሪሁ። ድሕሪ’ቲ ኣብ 11/03/2015 ኣብ “ቀሓውታ” ዝተፈጸመ በርቃዊ መጥቃቲ፣ ዝተፈላለየ ስርሒታት ከም ዝተኻየደን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ገለ ከተማታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ኣብ ኣስመራን፥ ምጽዋዕን ዓሰብን፣ ንህዝብና ንምብርባርን፣ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ብቐጻሊ ዝፍጸም ዘሎ ዘይተኣደነ ጭቝናን ምብስባስን ንምቅላዕን፣ ኣገዳሲ ጽሑፋት ዘርጊሕና ምንባርና ዝዘክር ኢዩ። ሕጂ’ውን ከም መቐጸልታ ናይ’ዚ ኩሉ፣ ምዑታት ጀጋኑ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብሰሉስ ዕለት 3 ሚያዝያ 2018 ኣብ “ዘራ” ዝተባህለ ኣብ ከባቢ ሮባ ዓንሰባን ሰሚን “ጣሕራ” ዝርከብ
ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ ብተበግሶ በርገሳዊ ማሕበራት፣ “ፎሩም ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተን” “ማእከል ዜና ኤርትራን” ካብ ዕለት 7 ክሳብ 8 ምያዝያ 2018 እዞም ኣብ ትሕቲ…
መእተዊ፦ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ነቲ – ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ንህዝቢ – ዝብል መሰረታዊ ኣገባብ ምርኩስ ብምግባር፣ ነቲ ዘበገሶ መስርሕ ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ንምግባሩ፣ ኣብ…
Introduction GI strongly believes that its mission of playing a facilitating role for the formation of grassroots-based people’s institutions and electing global representatives can…
መምህር ኢብራሂም መሓመድ ብዕለት 28 መስከረም 1947 ዓ.ም. ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ናይ መባእታ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኤርትራ ተማሂሩ፡ ናይ ማእከላይን ካላኣይን ደረጃ ትምህርቱ ኣብ…
ኩቡራትን ኩቡራንን ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቃስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ አብ NRW፤ ኩቡራትን ኩቡራንን ደቂ ሃገር፤ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ክብል እፈቱ! እንቋዕ ከአ ኣምላኽ ነዚ…
ዕለት 15 መጋቢት 2018 መበል 54 ዓመት ዝኽሪ ናይ’ታ ኣብ መንጎ ጅግና ሰራዊት ሓርነት ኤርትን ጎበጣዊ ሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደትላ ታሪኻዊት ኲናት ተጎርባ ኢያ።…
ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰዲህኤ ንፈጻሚት ሽማግለ ዝሃቦ ሓላፍነት፡ ብ27 ጥሪ 2018 ኣብ ዝተኻየደ ቀጻሊ ኣኼባ መደብ ዕዮ ስርሓት ፈጻሚት ሽማግለ ከም ዘጽደቀን፡ ብተወሳኺ…
The Executive Committee of the Eritrean People’s Democratic Party, on its Third Central Council meeting, held on February 24, 2018, presented its task…
