Category archives for: Notices

መጸዋዕታ ን ሐፈሻዊ ህዝባዊ አኼባ – ለንደን

መቐጸልታ ንዝሐለፈ አኼባታት ኮሚቴ ምትሕግጋዝ ሃገራዊ ጉባኤ ንኹሎም ኤርትራውያን ተቐማጦ ለንደን ህዝባዊ አኼባ ትጽውዕ፤ እዚ ኸአ ንምዝዛም ናይ ዝሐለፈ ሰነድ ቅዋም ከምኡውን ካብ ህዝቢ ተሳትፎን ርእይቶታትን ምእራምን ብዛዕባ እተን አርባዕተ ሰነዳት ናብ ዋዕላ ዝሓልፋ፤ ከምኡ እውን ናይ አባልነት ዝተመልአ ፎርምታት ምምላስን ቅጥዒ አባልነትን ምድላውን ህዝባዊ ሕጸ አብ ዋዕላ ዝሳተፉ፡ እዚ አኼባ ዚ ን ዕለት 14/8/2011 […]

ሓበሬታ ንኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ሸፊልድ

Sheffield Eritrean Community Organisation (SECO) SADACCA Building, 48 Wicker, Sheffield S2 5AE Tel: 01142763300 Mobile 07946400958 Email: secocommunity@yahoo.co.uk   ሓበሬታ ንኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ሸፊልድ   ከም ዝፍለጥ ካብ ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት 2011 ብሰንኪ ሽርሒታትን ውዲታትን ማሕበረ ሰብ ኤርትራውያን ንግዚኡ ተዓጽዩ ከም ዝነበረ ይዝከር። ሕጂ ግን ብሰንኪ ሓያል ጻዕሪ ኣባላት ምምሕዳር ሽማግለ ኮሚኒቲ ካብ ዓርቢ […]

ENCDC Invites Everyone to Join the Paltalk Discussion

Dear Friends, Commissioner Ali Mohamed Said, chairman of the Political Committee of ENCDC and members of the political committee are invited to speak at paltalk this coming Saturday.     The commissioners will discuss the following national congress political documents extensively; Q & A as well as comments will follow up.   Political  Road Map From Dictatorship […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦክላንድ

ዕላማ እዚ ኣኼባ’ዚ፡ ብዛዕባ እቲ ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተነድፈ 4 ሰነዳት ክዛተ እዩ። ንሳቶም ከኣ፡   1) ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገረ ኤርትራ፡ 2) ንድፊ ሕገ-ህንጻ መሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ፡ 3)ሃገራዊ ፖለቲካዊ ቻርተር ንመሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ፡ 4) ነቲ ካብ ዲክተቶርያዊ ስርዓት ናብ ዲሞክራሲ ዝግበር ጉዕዞ ዘገልግል መምርሒ ካርታ፡ እዮም።   ብዛዕባ እዞም ሰነዳት እዚኣቶም፡ ህዝቢ […]

ኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ቅጥዒታት ሃገራዊ ጉባኤ ከማልኡ ይግባእ

  ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብመንፈስን ወሳኔን ሃገራዊ ዋዕላ ሓደ ካብቲ ዝተሰከሞ ረዚን ህዝባዊ ሓደራ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅልጣፍ፡ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንምምዝጋብ ንኩሎም ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ብዘይዝኾነ ኣፈላላይ ዘሳትፍን ብግብሪ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ከምኡ’ውን መላእ ህዝቢ ዝዋስኣሉ ሃገራዊ ጉባኤ ምግባእ’ዩ።   ካብዚ ጽኑዕ እምነት’ዚ ብምብጋስ ከኣ ተሳትፎ ኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ […]

ዘተ ምስ ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖለቲካ ሃገራዊ ኮምሽን መሳርሕቱን።

ዝኸበርክምን/ክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልዑል ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። ብምቅጻል ከምቲ ልሙድ ንዓርቢ 5 ነሃሰ (August), 2011,  ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖሎቲካ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ብጾቱ፡ ኣጋይሽ ናይ “Eritrean room for united and strong opposition“ ኮይኑም ከምስዪ፡ አብ (Paltalk)፡ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዛ room እዚአ እትኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ ማእከላይ አውሮፓ አቖጻጽራ፡ […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

Gabeel.net 24-07-2011     ተጋዳላይ በሺር ኢስሓቕ ኣቦ-መንበር ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ጠቕላላ ሰክረተር ፌደራላዊ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራን ንዕለት 27 ሓምለ 2011፡ ሰዓት 18፡00 ግርንዊች፡ ብማእከላይ ምብራቕ ኣቆጻጽራ (ኤርትራን ማካን) ከኣ ሰዓት 9፡00 ናይ ምሸት ምስ ቲቪ ኣልሒዋር  ንህልዊ ኩነታት ኤርትራን ደምበ ተቓውሞን፡ ንዞባና ብሓፈሻ ኣመልኪቱን ቃለ-መሕተት ክገብር ምዃኑ እንዳሓበርና ንክትከታተሉ ንዕድም።

ኩሎም ሰብ ሞያ ኤርትራውያን ኣብ ምንዳፍ ኣርማ ሃገራዊ ጉባኤ ክሳተፍ ይዕደሙ

እቲ ቅድሚ ምዝዛም 2011 ክጋባእ ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ተሳትፎ መላእ ህዝብና ይኹን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ዘረጋግጽ፡ ከምኡ’ውን ብዘይዝኾነ ፍልልይ ንኩሉ ብዙሕነት ሕ/ሰብ ኤርትራ ዘንጸባርቕ፡ ኤርትራውያን ብስልጡን ኣገባብ ሕድሕድ ዘተን ልዝባትን ዘካይድሉ፡ ዕውት መጋብኣያ ኮይኑ ክወጽእ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብዋዕላ ብዝተነበረሉ ረዚን እምነት መሰረት ብሓልዮትን ሓገዝን ህዝብና ብርቱዕ ጻዕርታት ክገብር ጸኒሑን ኣሎን። እቲ […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) እቲ ንመጽናዕቲ ወሪዱ ዘሎ ናይ ጉባኤ ሰነዳት ንምምይያጥ ንሰንበት 24/07/2011 ካብ ሳዓት 10 ናይ ንግሆ ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ሰፊሕ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ሳዓትን ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ብትሕትና ንዕድመኩም።     […]

ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ብሕብረት ኤርትራውያን ስዊደናውያን ንደምክራስያ ሕብረት ኤርትራውያን/ ስዊደናውያን ብርገሳውን ፖሊቲካውን ተቃወምቲ ውድባት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፣ አንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ሰፊሕ ሕዝባዊ ተቃውሞኡ ነቲ  ሕዝብና ዝረኽቦ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራትን ሕሰምን መከራን ከገልጽ ስለዝኾነ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ምሳና ሓቢርኩም ናብዚ ሰልፊ እዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንጽውዕ። ዕለት፣  ቐዳም 30 ሓምለ 2011/ Lördagen 30 juli-2011 ግዜ፣  ካብ 11.00- 19.00 ቦታ፣  Eggbygård/ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net