Archive for: September, 2005

Harron appreciates the EDA and blesses the unity of the Salvation Front

GIC Khartoum(Sept.30,2005)-Ibrahim Harron of the Afar Movement  talked to Gulf Information Center the time he arrived to Addis Ababa assessing the recommendations and the resolutions of the last conference of the Central Leadership of the Eritrean Democratic Alliance, his organization’s Relations with different Eritrean political organizations and his Organizations  attitude towards the declared  three-party integration […]

ስርዓት ኣስመራ ብምጅማር ሓድሽ ግጭት የጠንቅቕ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   መስከረም 25, 2005 ካርቱም   ስርዓት ኣስመራ እዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ናይ ዶብ ግጭት ውድብ ሑብራት ሃገራት መፍትሒ እንተ ዘይጌራትሉ ዳግማይ ውግእ ክፍጠር ምኻኑ ኣጠንቂቑ።ናይ ስርዓት ኤርትራ ፋኢናንስ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ ንጠቕላሊ ጉብኤ ውድብ ሑቡራት ሃገራት እዚ ስርዓት ብይኸውን ዝበሎ መንገዲ ክከላኸልን ዶባቱ ክዕቅብን ምሉእ መሰል ከምዘለዎ ገሊጹ።ኣቶ በርሃነ […]

The EDA concludes its second periodical meeting

*Khaliefa: the meeting was successful *Abdella Adem deputy chairman and Mohamed Nur Ahmed administrative secretary of the EDA   GIC Khartoum (Sep.25,)-Mr.Hussien Khaliefa, Chairman of the Executive Office of the EDA, said while talking to the GIC about the second periodical conference of the central body of the EDA, that the conference was successful. He […]

THE PLIGHT OF ERITREANS IN THE DIASPORA AND THE FATE OF DEPORTED AND REPATRIATED REFUGEES

BY: SENAY HABTZGHI      and MUSSIE ZENA EDA ENGLISH DESK   Brief Notes This Essay is organized in two parts. Part one: exclusively deals with 1.      The causes that force Eritreans to migrate 2.      The fate of Eritreans caught “red handed” on their way to migrate and 3.      The danger of  “conspiring refugees” as claimed […]

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ

እዛ ውግእ ዝደልይዋ ዘለዉ ከም ዓባይ ዕድል መናውሒ ስልጣኖም ወይ ኣመኽንዮም ክሃድሙ ስለ ዝደልዩ ጥራሕ ኢዮም።ብዶብ ሃገርን ብዜጋታት ሃገርን ሓለይቲ መሲሎም ክግለጹን ክራኣዩን ዝግበር ፉሹል ጉልባብዩ እምበር ብህዝቢ ኤርትራን ብዶብ ኤርትራን ዝሕለቑ ነይሮም እንተ ዝኾኑ ነይሮም ዶብ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከየእተዉ ህዝቢ ክየህለቑ ኣብ ናይ ዘተ ጠሬቤዛ ኾይኖም ምፍትሕዎ ነይሮም። ካብ ታሓተቲ ምዃን ክኣ ኣይ […]

Freedom Now Action Movement (2)

ጭሕሚ ብጻይካ ክላጸ ጭሕምኻ ማይ ልኸ

መስከረም 18-2005 ብ ረ.ክ. (ባሻይ) ጭሕምኻ ማይ ልኸ ጎረቤት ክላጸ ሓርማዝ ‘ተመሰሉ ዘይትኸውን ጻጸ ክገሃድ ጀሚሩ ባይታ-ባይታ ሕጸ       ኣየኖት’የን መርዑ ኣየናይከ ሰብኣይ       ተር ክብላ’የን እምበር ቀዳማይ ካልኣይ       መለሳ የብሉን ተሰሪዕካ ምብካይ ምውዳቕሲ ወዲቐ ምዓስ ጠፊኡኒ ምትሳእ ስኢነ ዓጽሚ ተሰይሩኒ ከምታ መብጽዓኹም ዘይትጽግኑኒ       ከም ውዕልና ኰይኑ ተወዲኡ ኩሉ       ቍሩብ’የ ተጋግየ ዓው-ዓው […]

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብሓባር ድምጺ ኣባልነት ኣቶ ኣድሓኖም ሰሪዙ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   መስከረም 18, 2005 ካርቱም ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዕለት 16/09/2005 ድሕሪ ቐትሪ ኣብዝነበረ ምዱብ ኣኼብኡ ኣባልነት ምክተል ኣቦወንበር ኢዲኪ ኣቶ ኣድሓኖም ገብረማርያም ሰሪዙ።ኣቶ ኣድሓኖም ምክትል ኣቦወንበር EPMን ነዚ ሰልፊ ወኪሉ ከም ምክትል ኣቦወንበር ኣብ ኤዲኪን ኮይኑ ይነጥፍ ከምዝነበረ ይፍለጥ፡ እንተኮነ ግን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ዝሕለፈ ወርሒ ኣብዘካየዶ ናይ ማእከላይ ባይቶ ኣኬባኡ […]

ሰብ ኣብዘይርእዮም ሰብ ክሳብ ዝርስዖም

ኣብ ርሑቕ ቦታ (ጽምዋ) ክእሰሩ ኣለዎም። ተኸስተ ሃብቱ 18 September 05 ኣርባዕተ ዓመት ኣብ ዕድመ ወዲሰብ እዝዩ ብዙሕ እዩ። ካብዘን 14 ዕመታት ዕደመ ሃገርና ምስትንክየን ድማ ምፍርራቐን ቀሊል ከምዘይኮነ ተረጋግጽ። ኣብዘን ዝተጥቕሳ ዓመታት ዝማሰነ ቁጠባ፡ ዝበረሰ ንብረት፡ ዝተጽንቀቐ ሃብቲ፡ ኣብ  ንሓድሕድ ህዝቢ ዝተፈጥረ ምጥርጣር፡ ዝተበለለ ባህልን ሕልናን፡ ዘንቆልቆለ ሃገራዊ ፍናን፡ ዝዋሓዘ ንብዓት፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ […]

The EDA withdraws unanimously the membership of Adhnom

GIC Khartoum (Sep.17)-The Eritrean Democratic Alliance adopted unanimously, in its yesterday afternoon session, a resolution of withdrawing the membership of Mr. Adhnom Gebremariam, the former deputy chairman of the Executive Office of the EDA. Informed sources have disclosed to the GIC that the members of the Eritrean Democratic Alliance have entertained the presented request by […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net