Archive for: September, 2006

ካብ’ቶም ናይ ዓለምና ዝኽፍኡ 10 ዲክታቶርያውያን ኣብ 2ይ ደረጃ ዝስራዕ መራሒ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 04.09.2006   ሱዳናዊት ጋዜጣ “ኣልኣንባእ” ካብ ናይ ህንዲ ሰሙናዊት መጽሔት “ኒው ስተይትስማን” ዝቀድሓቶ ኣስማት ናይ 10 ዝኸፍኡ ዲክታቶርያውያን መራሕቲ ናይ ዓለምና ኣብ ሕታማ ኣስፊራ። ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሰርዐ ዲክታቶር ናይ ሰሜን ኮረያ ኪም ኢልሱንግ ክኸውን እንከሎ፤ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ድማ፡ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተጠቒሱ። እታ ጋዜጣ፡ ነዚ መደምደምታ’ዚ ክትበጽሕ ዝኸኣለት፡ […]

ቀዳማይን ዕላውን ጸብጻብ ናይቲ ብመጋባእያ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ ተኸቢሩ ዝወዓለ ብዓል ሓደ መስከረም

        እቲ ብቐዳም ዕለት 02.09.06 ብመጋባእያ ተቓወምቲ ሓይልታት ኤርትራውያን ኣብ ኖርወይ ተኸቢሩ ዝወዓለ በዓል ሓደ መስከረም ብዓወት ተዛዚሙ።ዕዱማት መብዛሕትኦም ስዓቶም ኣኽቢሮም ድሕሪ ምምጽኦም፡  በብጉጅለ ኮፍ ኢልካ ጉዳይ ሃገር ናይ ምምያጥን፡ ሕድሕድ ምልላይን፡ መደብ ናይ ምሳሕን ተገብረ። ብድሕርዚ ድማ መደብ ናይ ሓደ መስከረም መበል 45 ዓመት ብዕሊ ተጀመረ። ኣብ መእተዊ ናይቲ በዓል፡ ብጻይ […]

መበል 45 ዝኽሪ ዓመት ጥይት ጅግንነት ሕጂ’ውን እቲ ፍታሕ ብብረት እዩ

ወርሒ መስከረም ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ትፍለጠሉ ቀንዲ ነጥቢ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ብሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ብጾቱን እዩ። ስለዝኽነ ድማ ዲሞክራሲያዊ ጉዕዞና ንግምግመሉን መጻኢና እንእምተሉ ነጻ ካብ ጨኳኒ ዲክታቶርነት ሓርነት ውልቀ ዜጋ እነረጋግጸሉን ማእከል ናይ ሃገራዊ ታሪኽና ዝኾነት ወርሒ እያ ። ብተወሳኺ ኣብ’ዚ ወርሒ’ዚ ኣብ ልዕሊ’ቶም  ሂወቶም ምእንታና በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ስውኣት ዘሎና መብጸዓን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net