News

ካብ’ቶም ናይ ዓለምና ዝኽፍኡ 10 ዲክታቶርያውያን ኣብ 2ይ ደረጃ ዝስራዕ መራሒ

ቤት ጽሕፈት ዜና
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን
04.09.2006
 

ሱዳናዊት ጋዜጣ “ኣልኣንባእ” ካብ ናይ ህንዲ ሰሙናዊት መጽሔት “ኒው ስተይትስማን” ዝቀድሓቶ ኣስማት ናይ 10 ዝኸፍኡ ዲክታቶርያውያን መራሕቲ ናይ ዓለምና ኣብ ሕታማ ኣስፊራ። ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝተሰርዐ ዲክታቶር ናይ ሰሜን ኮረያ ኪም ኢልሱንግ ክኸውን እንከሎ፤ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ድማ፡ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተጠቒሱ።

እታ ጋዜጣ፡ ነዚ መደምደምታ’ዚ ክትበጽሕ ዝኸኣለት፡ ናይ’ቶም 10 ዝኸፍኡ ዲክታቶርያውያን መራሕቲ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ዝፍጽምዎ ጭቆናን ቅንጸላታትን፡ ናይ ፕረስን ናይ ምዝራብን ናይ ርእይቶን ናጽነታትን፡ ንጽህና ናይ ምርጫታትን ከም መለክዒ ኣብ ግምት ብምእታው ምዃና ጠቒሳ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top