Archive for: October, 2007

Den of Thieves

The latest drama in Asmara is a script compiled by the Maestro of power usurpation himself – PIA. In a country where one can’t even take a single puff of [cigarette] smoke without half the country knowing it, a cesspool of corruption can only be tolerated because … … a fish begins to stink from […]

ብዓል ሓሙት ኣይኹን ዝሙት

                         ብ ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ     ክቡራት ኤርትራውያን ብዘይ ጾታ ፍልልይ ብቐዳምነት ኩቡር ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኹም ብምቕጻል ካብ ሓልዮት ሃገርናን ህህዝብናን ተበጊሰ ብዓል ሓሙት ኣይኽን ዝሙት ኢለ ክጽሕፍ ሕልናይ ስለ ዝደረኸኒ ምኽንያት ኣገዳሲ ረቓሒ ርትዓዊ ክስታት ኣብ ርእሲ ሃገርናን ህዝብናን ተዃዕዩና ዘሎ ምዓት ብስርዓት ህግደፍ፡ ነውሰከፍ ኤርትራዊ/ዊት ኣ’ኣብ ገ’ገዛና መርድእን ሓዘንን ጓህን ከም ዝበጽሕና ኣብዚ ዘካትዕ […]

The Battle for the Future

Meskerem.net is asking us a rhetorical question, ‘how is it possible that a state itself a victim of Jihad can be a sponsor of terrorism?’ As our forefathers said, “kab kifu’e zigeberukha, kifu’e zelmedukha!” How can a nation that was victimized through Woyane’s expulsion of over 80,000 precious Eritrean citizens proceed to expel equivalent numbers […]

ሕጂ’ውን ከቢድ መጠንቀቕታን መተሓሳሰብን ንህዝቢ ጽንዓደግለን ቶርዓን

ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብለባማትን መስተውዓልቲን ኣሕዋት ደቂ ሃገር ዝተገልጸ። ስርዓት ህግደፍ ደም ዝለመደ ጽምኣቱ ንምርዋይ ኩሉ ዓይነት ተንኮላትን ሽርሕታትን እናተጠቀመ ኣብ መንጎ ኣውራጃታት፡ ወረዳታት፡ ዓድታት፡ የሕዋት፡ ሕሉፍ ሓሊፍዎ’ውን ኣብ መንጎ ሓዳርን፡ ወላድን ውላድን እናኣተወ ባእስን ቅርሕንትን ብምፍጣር ብኡ ጌሩ’ውን ደምን ሞትን ከምዘስዕብ ዝገብር ተንኮለኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ሎሚ ናይ ኣደባባይ ምስጢር ኣብ ዝኾነሉ […]

ቅጥዒ ተቓውሞ እንክጋፋሕ

ሃገር ዓዲ  ማይቤት ቤት እቲ ባዕሉ ኣብ ሕልናኻ ዝድውል ፍሉይን ክውንነታዊ ትዕድልቲ`ዩ፡፡ ኣብ ዓድኻ ኣብቲ ዕትብትኻ ዝተቐብረሉ ብሕጹኡን ጭቅኡን እንዳተጻወትካ ዝዓበኻሉ  ኣብኡ ኮንካ ጥመ ጽገብ ዕረቕ ተኸደን ይጥዓምካ ይኽፋእካ ምስ ወለድኻ ኣሕዋትካ ኣሓትካ መሳቱኻ ኣዕሩኽትኻ መሓዙኻ እንዳተዋዘኻ እንዳተጫራረቕካ ተፈሲሕካ ተሕልፎ ፍሉይ ፍስህታ ዝህበካ ብፈጣሪ ዝተዓደልናዮ ትውህብቲ`ዩ፡፡ እዚ ፍስሓዚ መንፈሳዊ ሓርነት ይብሃል፡፡ ንሕና ኤርትራውያን ነዚ ትዕድልቲ`ዚ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net