Archive for: April, 2011

Urgent question: British nationals in Eritrea

Diplomats have been refused access to four British men detained in Eritrea since they were arrested four months ago, MPs have heard. On 5 April 2011, in response to an urgent question tabled by Conservative backbencher Ian Liddell-Grainger, Foreign Office minister Henry Bellingham said it was “deeply troubling” that consular access was not being granted […]

UN says 400 African migrants feared drowned in Mediterranean

Boats that set out from Libya over a week ago have disappeared, says UN official UN says 400 African migrants feared drowned in Mediterranean Boats that set out from Libya over a week ago have disappeared, says UN official   Share57 Tom Kington guardian.co.uk, Sunday 3 April 2011 20.38 BST More than 400 African migrants […]

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ክኣትላንታ ቀዳማይ ናይ ህዝቢ ኣኸባ ብዓወት ዛዚማ፣

ብዕለት 2 ሚያዚያ 2011፡ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣትላንታ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንምስላጥ፡ ቀዳማይ ኣኼባኣ ምስ ሕዝቢ ኣካይዳ። ናይ’ቲ ኣኼባ ዕላማ፡ ኣባላትን ዕማምን ተሓጋጋዚት ሽማግለ ምስ ሕዝቢ ምልላይን፡ ክሳብ ሕጂ ዘሳለጠቶም ስራሓትን ንምሕባርን እዩ ነይሩ። እቲ ኣኼባ፡ ብኣቦ-መንበር ተወልደ ገብሩ ተኸፊቱን ተመሪሑን፡፡  ቀጺሉ ናይ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣትላንታ ዋና ጸሓፊ፡ ኣቶ ዘርኣይ ወልዳይ ናይ […]

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶ ንህዝባዊ ኣኼባ ከትካይድን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ክትነጥፍን መደባት ኣውጺኣ፣

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶ ካብ እትቐውም ክሳብ ሕጂ ብደረጃ ሽማግለን ንኡሳን ሽማግለታትን ቀጻሊ ርክባትን ኣኼባትን ብምግባር ንዝገጠማ ብድሆታ ሰጊራ፣ መደባታ ኣሰላሲላ ንቕድሚት ገጻ ትምርሽ ኣላ። ኣብዘን ዝሓለፋ  ብዕለት 13ን ብዕለት 27ን መጋቢት 2011 ዘኻየዳ ክልተ ኣኼባኣ ከኣ፡ ነቲ ዘውጽኣቶ መደባት ኣብ ተግባር ንምልዋጡ ኣገደቲ ውሳነታት ብምሕላፍ መደባት መጻኢ ሓንጺጻ ኣላ። ኣብዚ ሓፈሻዊ ኣኼባ […]

ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጢ ከተማ ቶሮንቶ

እዚ ደብዳቤ እዚ ዕድመ ንኹሎም ኤርትራዉያን  ብዲክተታርያዊ ስርዓት መንግስቲ  ኤርትራ ነቲ መሰረታዊ መሰሉን  ነጻነቱን ዝተነፍጎ  ህዝብና መፍትሒ ንምርካብ ናይ ልዝብ መጸዋዕታ ዝተላእከ ኢዩ።  ስርዓት ህግደፍ ንህዝብና ንነዊሕ ዓመታት አደዳ መቕተልትማእሰርትን፤ ስደትን ጌሩ ንሃገርና አብ ገምገም ምብትታን አእትዩዋ ይርከብ::   መንእሰያትና አብ በረኻ ሲናይ፤ ምድረበዳ ሊብያ ብዕሱባት ገዳፊ ብጀሆ ተታሒዞም ይሞቱን አብ ባሕሪ መዲተራንያን ይጠፍኡ አለዉ […]

ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ን18 ሚያዝያ 2011

ኣብ ምብራቓውን ምዕራባውን ገማግም ሰሜን ኣሜሪካ (East Coast and West Coast) ኣብ ከተማታት ቶሮንቶን ሳንፍራንሲስኮን ንዕለት 18 ሚያዝያ 2011 ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ’ሎ። እዚ ነቲ ብዝተፈላለየ መንገድታት ብመንእሳያት ደቀ ኣንስትዮን ካልኦት ዜጋታትን ክቐርብ ዝጸንሐ ጻውዒታት ብምምላሽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዞባ ሰሜን ኣሜርካ ከምዝድገፍን፤ ኩሎም ኣብ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ዝነጥፉ ዘለዉ ኣባላት ህዝባዊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net