Archive for: May, 2011

Four Eritreans murdered in Tunisian refugee camp on Libya border

  Four Eritrean refugees were burnt to death, and one was critically injured, after their tents were deliberately set on fire at a Tunisian refugee camp close to the Libyan border in the early hours of Sunday 22 May. Ibrahim Suleman Ahmed, Ahmed Mohamed Saleh, Jamie Mohamed and Saleh Ismail had recently fled Libya, and […]

ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ኤርትራዉያን ንመበል ዕስራ ዓመት ማዓልቲ ነጻነት ምኽንያት ብምግባር ኩሎም ደሞክራሲያዉያን ተቓለስቲ ኣብ ዝተረኽብሉ፡ ንህልዉ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ትሕቲ ምልክነት ህግደፍ ንኽሕልፎ ዝጸንሐን ዘሎን መከራን ስቓይን ብዘንጸባርቕ መገዲ ተባዒሉ፡፡

እዚ ኣብ ኣዳራሽ ቤት መግቢ ኦሜጋ ስቶክሆልም ብጽላል ሲቪካዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ዉልቀ ዜጋታትን ኣብ ሽወደን ተዳልዩ ዝተኻየደ ባዓል መዓልቲ ነጻነት፡ ንኽልተ ቀንዲ ህልዉ ኩነታት ኣተኩሩ እዩ ተባዒሉ፡- 1. ንህልዉ ኩነታት ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት መሬታዊ ነጻነት እምበር ሓርነቱ ዘይረኸበ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ዘሕልፎ ዝጸንሐን ዘሎን መሪር ናይ […]

ሓባራዊ ቃል ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 20 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ

ዝኸበርኩም ኣባላት ፖሊቲካውን በርጌሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን! ዝኸበርኩም ካብ ርሑቅን ቀረባን ዝመጻእኩም ዕዱማት ኣጋይሽ! ኣቐዲመ ብሽም ኣዋሃሃዲት ሽማግለ፤ ፖለቲካውያን፤ በርገሳውያን ማሕበራትን፤ ውልቀሰባትን፤ ኣባላት ኤርትራዊ ሕብረት ኣብ ሽወደን ሃገራዊ ሰላምታ የቕርብ። ዮሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከብ! ዮሃና ኣብ ምክልካል ሃገር ዝርከብ ደላይ ፍትሒ ሰራዊት ኤርትራ! ዮሃና ኣብ ፈቖዶ መዓስከራት ወጻኢ ሃገራትን […]

Happy anniversary Hurya and Nazanet : Cheering the frustrated Eritrea independence Day

By Dr. Saadia Hasanen Before I come to the main subject I would like to congratulate all Eritreans (especially women) on the forth coming Independence Day. Although we have a lot to do, the little that has been done deserve some celebrations. The gesture of change across the Arab world reminded me about how it […]

መልእኽቲ ዮሃና ንህዝቢ ኤርትራ ብምኽንያት መበል 20 ዓመት ብዓል ናጽነት ኤርትራ

ክቡር ጅግና ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ መሪር ቃልስን ስቃይን መከራን ስደትን ውርደትን ኣሕሊፉ፡ ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ፡ በጃ ሃገር ኣካሉ ጎዲሉ ዘምጻኣ ናጽነቱ ከስተማቕርን ክፍንጠዝን ጸምኡ ክረክብን ምተገብአ። ብዓል ናጽነት ክንብል እነኮለና እውን፡ እቲ ንሰላሳ ዓመታት ዝኣክል መታን ናይ ሓበር ዕላማ ሓድነትና ኣረጋጊጽና፤ ተቓሊስና ዘምጻናያ ሃገር ብ1991 ብመንገዲ ረፍረንደም ኣቢልና ድማ ብሙሉእ ድምጺ ሕጋውነት ዘልበስናያ ኣብ […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ካንቤራ – ኣዉስትራልያ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ንሰምበት  29 ግምቦት ኣብ  ካንቤራ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ። ኣብ’ዚ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዬም ዘለዉ ኣርእስትታት ፦

መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምክንያት ዝኽሪ ምሕራር ኤርትራ 24 ግንቦት 2011

24 ግንቦት ካብ ዓመት ንዓመት ክንዝኽር ከለና፡ ኣብ ተዘኽሮ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ኣብ መስርሕ ብረታዊ ታገድሎ ዝነበረ ይኹን ወይ ኣብቲ እዋን እቲ ዝተወለደን ድሒሩ ዝሰምዐ ወለዶን ምእዋጅ ነጻነት ኤርትራን ዓመታዊ ምኽባር ጽንብልን የኽብር። ምስቲ ኩሉ ዝሓለፈ ተዘኽሮታቱን ምረቱን ትጽቢታቱን ኤርትራ ሓራ ብድሕሪ ምውጽኣ ብዝተኻእለ መጠን ብቅልጡፍ ኣብ ባህርያዊ ቦትኣ ክትምለስ ይሓልም ነበረ። ኮይኑ ግን ኩሉ […]

The success of the Cairo demonstration- preliminary report

Farajat : CairoEritrean “Youth” is rallying demonstrations throughout the world to commemorate the 20th anniversary of the Eritrean Independence Day. The “May 24” –  Eritrean Youth Movement, in the Egyptian capital Cairo, conducted on the 22nd of May popular and successful demonstration in front of Eritrean Embassy in Cairo. The demonstration was attended by hundreds […]

San Francisco, Ca 27 May 2011

Hosted by : Eritrean Youth for change (EYG)

Somali and African Union Forces Advance in Mogadishu

By MOHAMMED IBRAHIM Published: May 22, 2011 MOGADISHU, Somalia — Government forces and African Union peacekeepers advanced Sunday against rebels in several Mogadishu neighborhoods, gaining ground in their campaign to take control of the Bakara market, officials and witnesses said. Abdihakim Hajji Mohamoud Fiqi, Somalia’s defense minister, said the government and peacekeeping forces had taken […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net