Archive for: June, 2011

Al Bashir, Kiir Meet in Addis Ababa to Defuse Tensions

Sunday, June 12 By: Mona Al Bashir Khartoum – The President Omar Al Bashir and the First Vice-President Salva Kiir Mayardit hold a high level meeting today Sunday in the Ethiopian capital Addis Ababa to discuss pending issues and the crisis in Abyei and South Kordofan. A learned source told Sudan Vision that US Secretary […]

«Petrolia» wins a verdict against PFDJ

The independent Kuwaiti petroleum group “Petrolia” said that it won a verdict against the Eritrean regime of PFDJ.  The group filed an arbitration to compel the government of Eritrea represented by the Ministry of Energy and the National Oil Company (BCS) prompt payment of the value of petroleum products which were delivered to them. The […]

Canberra considers Eritrea sanctions

Mark Dodd   June 11, 2011 THE British and Australian governments have threatened to ramp up diplomatic measures against Eritrea over its refusal to allow consular access to four men arrested on suspicion of espionage. The opposition’s foreign affairs spokeswoman Julie Bishop yesterday called on Kevin Rudd to get “more personally involved” in the case that […]

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ( ኮርስ ) ትምህርቲ ተዛዚሙ

እቲ   ብዕለት  05/06/2011  ብሰልፊ  ናህዳ   ኤርትራ   ጨንፈር   ኢትዮጲያ ዝጀመረ  ናይ ፖለቲካውን ምምሕዳርን ትምህርቲ ንሓለፍቲ መንእሰያት  ብዕለት 09/06/2011  ተዛዚሙ  ኣብዚ  ናይ”ዚ  ኮርስ ትምህርቲ ሓለፍቲ መንእሰያት ካብ ኣዲስ ኣበባ. ሽማልባ.  ማይ ዓይኒ.  ኣዲ ሓሪሽ. ተሳቲፎሞ ነይሮም።   ብተወሳኺ ነቶም ሓለፍቲ መንእሰያት ካብ ዝተዋህቦም ዝተፍላለይ ኣብቲ ዝተገብረ ውርክ-ሾብ   ብዛዕባ  ታሪኽ  ብሄረ  ጃበርቲን   ዘበርከትዎ  ተሳትፈኦምን   ኣብ ምምስራትን  ሓረካን ኣብ […]

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ – ኖርወይ

ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኦስሎ (ኖርወይ) ንቀዳም ዕለት 18/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ከተማ ኦስሎን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ’ዚ፡ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ ምዃኖም ብምሕባር ኩሉ ሃገራዊ ተገዲሱ ንክሳተፍ ነማሕጽን።      […]

ኣብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን ዓዲ ሓርሽ 15 ኣባላት ዝሓቆፈ ተሓጋጋዚ ህዝባዊ ሽማግለ ተመዚዙ

ኣብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን ዓዲ-ሓርሽ፡ ብ05 ሰነ 2011 ናይ ህዝቢ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ’ዚ ንካልኣይ ጊዜ ዝተኻየደ ኣኼባ ህዝቢ፡ ከም ቀንዲ መደብ ዝተታሓዘ፡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ መዓስከር ዓዲ-ሓርሽ፡ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ምዕዋት ሰፊሕን ንቑሕ ተሳትፎ ከረጋግጹ ኣብ ምብቃዕ፡ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ዝተሓባበር ናይ ህዝቢ ሽማግለ ንምምራጽ ዝዓለመ ምንባሩ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ኣባላት ኤርትራዊ […]

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

እቲ ቅድሚ ምዝዛም 2011 ክጋባእ ብዙሕ ትጽቢት ዝግበረሉ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ተሳትፎ መላእ ህዝብና ይኹን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ዘረጋግጽ፡ ከምኡ’ውን ብዘይዝኾነ ፍልልይ ንኩሉ ብዙሕነት ሕ/ሰብ ኤርትራ ዘንጸባርቕ፡ ኤርትራውያን ብስልጡን ኣገባብ ሕድሕድ ዘተን ልዝባትን ዘካይድሉ፡ ዕውት መጋብኣያ ኮይኑ ክወጽእ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብዋዕላ ብዝተነበረሉ ረዚን እምነት መሰረት ብሓልዮትን ሓገዝን ህዝብና ብርቱዕ ጻዕርታት ክገብር ጸኒሑን ኣሎን። እቲ […]

Ethiopia jails 14 for AU summit bomb plot

Wed Jun 8, 2011 ADDIS ABABA, June 8 (Reuters) – An Ethiopian court sentenced 14 people to lengthy prison terms on Wednesday for plotting to carry out bombings during an African Union summit in January. Authorities have described the suspects as Oromo Liberation Front (OLF) rebels trained in Eritrea, and said they were caught with […]

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን – ኣዉስትራልያ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን ደቂ-ሃገር፤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት ንሰምበት  19 ሰኔ ኣብ  መልበርን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ። ኣብ’ዚ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዬም ዘለዉ ኣርእስትታት ፦ 1-     ምይይጥ ምስ ህዝቢ ኣፈጻጽማ፣ሰነድ ፖሎቲካዊ ቻርተር 2-   ምይይጥ ምስ ህዝቢ ኣፈጻጽማ፣ሰነድ መሪሕ ሓሳብ   […]

London Dispatch / Ray Moseley: Eritrea, once invested with high hopes for democracy, now one of Africa’s most oppressive dictatorships

Saturday, 04 June 2011 By RAY MOSELY Al Arabiya London  Eritrea, which won independence from Ethiopia in 1993 after a 30-year war, has become one of Africa’s most oppressive one-party dictatorships and is described by Human Rights Watch as a “giant prison.” Thousands of its 5.2 million people have been thrown into prison and tortured. […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net