Archive for: June, 2011

ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ብጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ       ተሓጋጋዚ ሽማግለ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ስቶክሆልም ንቀዳም ዕለት 25/06/2011 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኡን ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ኣብ ዝመጽእ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቐርቡ ንድፊ ሰነዳት ንክትዕ ክቐርቡ ምዃኖም ብምሕባር፡ ኩሉ ሃገራዊ  ኣብ’ዚ […]

ደሞክራስያዊ ዘይምእኩል ምሕደራ መንግስቲ ኣብ ኤርትራ

ብፍስሃ ናይር አብዚ እዋንዚ ብዛዕባ ኣቋቁማ ኣወድድባን መንግስታት ኣብ ዓለም ብፍላይ እተን ብብዝሓ ባህልን ቋንቋን ሃይማኖትን ሕዝብታት ዝነብሩለን ሃገራት ብሰላምን ማዕርነትን ብሓንሳብ ክነብራ ምቋም መንግስቲ እቲ ዝለዓለ ሃገራዊ ውደባ ስለዝኾነ ኩለን ብሔራት ኣብ ውሳነታት ሃገራውን፣ ኣውራጃውን ቦታውን ማዛጋጃውን ብዝተዛመደ ምስዝሳተፋ እቲ ፍልልያት እናተቃረበ ይኸይድ፣ብሓጺሩ ውሽጣዊ ግርጭታት እናሃድኤ ይኸይድ እዚ ድማ ብተመክሮታት ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝምስከር […]

ጉባኤ ስልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ኢትዮጲያ ብዓወት ተዛዚሙ

ቀዳም   ዕለት  11/06/2011  ጉባኤ   ስልፊ  ናህዳ  ኤርትራ    ጨንፈር   ኢትዮጲያ ( ብናያ ሓባር ቃልስና  ንዲክታቱራዊ ስርዓት ምውዳቅን ሓዳስ ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ንምህናጽን )    ኣብ  ትሕቲ  ዝብል ጭርሖ      ጉባኤ ድሕሪ ምኽፋት ::   ተጋባእቲ ጉባኤ  ዝሓለፈ   ንጥፈታቶም  ድሕሪ ምክታዕን ምዝታይን ገምጊሞም    ፡ ጨንፈሮም ካብቲ ዝሓለፈ  ብዝበለጸን  ሓዲሽ ኣገባብ ቃልሲ ብምትእትታው ካብ  ኩለን  ጨናፍር ስልፊ  ዝበርተዕን ዝሓየለን   ክኸውን ሓዲሽ መደባቶም […]

ምልክታ ብዛዕባ ሃገራዊ ኮምሽን ኣብ ለንደን ዘካየዶ ዘተ

ልኡኻት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃኮደለ) ምስ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰደህኤI) ሰሉስ ሰነ 14, 2011 ኣብ ከተማ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ ድሕሪ ምርኻቦም ሕጂ ነናብ ቦትኦም ብሰላም ተመሊሶም ኣለዉ። ሃገራዊ ዋዕላን፡ ዋዕላ ዝፈጠሮ ትካላትን ብሓደ ወገን፡ ብመንጽሩ ከኣ ኣብ መንጎ ሰደህኤን ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን (ኤደኪን) ዝሰዓበ ናይ ኣተራጓጕማ ፍልልያትን ስዒቡ ዝማዕበለ ግርጭታትን፡ ሃገራዊ ኮምሽን […]

EFSJD_Newsletter June 2011- issue1

June-Newsletter[1] Declaration of a new Eritrean Civil Society organization in America.

Volcano erupts in Eritrea after earthquakes: VAAC

Mon Jun 13, 2011 By Barry Malone KAMPALA (Reuters) – A long-dormant volcano has erupted in Eritrea after a series of earthquakes and sent a 13.5 km plume of ash into the air, according to the Volcanic Ash Advisory Centre (VAAC). The volcano started to erupt around midnight on Sunday, charts on the website of […]

North, south Sudan agree to demilitarise Abyei: African Union

ADDIS ABABA: North and south Sudan have agreed in principle to demilitarise the Abyei region and to deploy Ethiopian peacekeeping troops in the area, an African Union official said on Monday. South Sudan is scheduled to become an independent country on July 9, but the status of Abyei — a fertile, oil-producing area claimed by […]

ዕልመናዊ መንግስቲ እንታት ማለት ኢዩ ?

ብፍስሃ ናይር መንግስትን ሃይማኖትን ክፍለ ኣለዎ፣ ሃይማኖት እምነት እምበር መሳርሒ ናይ ፖሊቲካውያን ከይከውን ምጥንቃቅ ዘድልዮ ሕቶ ቅዋም ኢዩ፣ ዕልመናዊ መንግስቲ ክበሃል ከሎ ፖሊቲካን ሃይማኖትን ፈልዩ ዝርኢ ካብ ሃይማኖት ነጻ ኮይኑ ንመሰል ሃይማኖታት ድማ ዘኽበር ሰርዓተ መንግስቲ ኢዩ። ሓይልታት ተቃውሞ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሕቶ ሃይማኖትን መንግስትን ብንጹር ኣብ ሰነዳቶም ከስፍርዎ ኣለዎም። ዕልመና ዝብል ቃል ብቋንቋ ላቲን ”ናይዚ […]

Somalia says killed top African al Qaeda operative

 By Abdi Sheikh MOGADISHU | Sat Jun 11, 2011 5:23pm EDT MOGADISHU (Reuters) – Somali police said on Saturday that Fazul Abdullah Mohammed, Africa’s most wanted al Qaeda operative, was killed in the capital of the Horn of Africa country Tuesday. Mohammed was reputed to run al Qaeda in east Africa, operated in Somalia and […]

Thank you, Eritrean youth in Switzerland

Salih Ebrahim Anjabba Ayebya@yahoo.com Eritrean contribution who live in large numbers in London   Stockholm, Frankfort, etc …

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net