ዕላማ እዚ ኣኼባ’ዚ፡ ብዛዕባ እቲ ብኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተነድፈ 4 ሰነዳት ክዛተ እዩ። ንሳቶም ከኣ፡ 1) ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገረ ኤርትራ፡ 2) ንድፊ ሕገ-ህንጻ መሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ፡ 3)ሃገራዊ ፖለቲካዊ ቻርተር ንመሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ፡ 4) ነቲ ካብ ዲክተቶርያዊ ስርዓት ናብ ዲሞክራሲ ዝግበር ጉዕዞ ዘገልግል መምርሒ ካርታ፡ እዮም። ብዛዕባ እዞም ሰነዳት እዚኣቶም፡ ህዝቢ […]
Aug 3 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
Eritrea’s neighbours say they are still considering its request to rejoin the East African body, Igad, after initially saying they welcomed its bid to end years of isolation. Igad’s Executive Secretary, Mahboub Maalim, told the BBC that the process of rejoining the regional body was in the “very early, preliminary stages”. Eritrea is under UN […]
Aug 3 2011 | Posted in
News |
Read More »
ተሓጋግዚት ሽማግለ ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ ጨንፈር ርያድ ብሓሙስ ዕለት 28/7/2011 ንኤርትራውያን ተቐማጦ ርያድን ከበቢኣን ኣብዞም ዝሰዕቡ ነጥብታት ዘተኮረ ሓፈሻዊ ምብርሂ ሂባ። መልእኽቲ ኤ/ሀ/ኮ/ደ/ለ መስርሕ ምድላው ንጉባኤ ንጉባኤ ገንዘባዊ ምወላ ምግባር ሓላፍነት ኩሉ ዜጋ ምኻኑ ኣገዳስነት ልዝብን ሓሳብካ ምሃብን ኣብ ልዕሊ እቶም ንጉባኤ ዝቐርቡ ፖለቲካዊ ወረቓቅቲ ሃገራዊ ጉባኤ ምክያዱን ብዓወት ከምዝዛዘም ምግባሩን ሓላፍነት ኩሉ ለውጢ ዝደልይ ኤርትራዊ ምኻኑ […]
Aug 3 2011 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብመንፈስን ወሳኔን ሃገራዊ ዋዕላ ሓደ ካብቲ ዝተሰከሞ ረዚን ህዝባዊ ሓደራ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅልጣፍ፡ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንምምዝጋብ ንኩሎም ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ ብዘይዝኾነ ኣፈላላይ ዘሳትፍን ብግብሪ መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ከምኡ’ውን መላእ ህዝቢ ዝዋስኣሉ ሃገራዊ ጉባኤ ምግባእ’ዩ። ካብዚ ጽኑዕ እምነት’ዚ ብምብጋስ ከኣ ተሳትፎ ኩሎም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ […]
Aug 2 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
Although Eritreans have fought for thirty years a bitter war to liberate their country with much sacrifice, what they got as a reward was a fall into a new political and economic situation that is worse than of the colonizers. As a result, it has become clear that hundreds of thousands of Eritreans and especially […]
Aug 2 2011 | Posted in
News |
Read More »