Archive for: September, 2011

ጻውዒት ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ምንቅስቃስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ (ምደፍኤ)

ሎማ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ንላዕሊ ሕሰምን ኣደራዕ መከራን እንዳወርዶ ይርከብ፡፡ እዚ ዘበን እዚ ድማ ካብ ዝኾነ ይኹነ ህዝቢ ወይ ግለሰባት ንርእሰ ኩናት ኢሳያስን ህግደፋውያንን ጥዒሙዎም ኣሎ፡፡ እንብአርከስ እዚ ውልዶ ምንቀስቓስ መንአስያት ኤርትራ፡፡ ምደፍኤ ካብ ዘን ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስናየን ክልተ ዘይሳነያ ጫፋት ተበጊሱ ዩ ዘበነ ህግደፋውያን ንኽብቅዕ ዘበነ ህዝቢ ድማ ንክጥጥዕ ብምሕሳብ ንህግደፍ […]

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት

ንዓርቢ ዕለት 16 መስከረም 2011፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ህግደፍ፡ ኣብ ፍራንክፎርት ኒደራድ ኪካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ህዝብና፡ ካብ ዘለዎ ሕሰም ምእንቲ ኪናገፍ፡ ባዕሉ ብቕልጽሙን ሓድነቱን ይምክት ኣሎ። ካብ‘ዚ ብምብጋስ ድማ እታ ስርዓት ህግደፍ ብመራሒኡ ኣቢሉ ዝኣወጃ ዕለት 18 መስከረም 2001፡ ካባ ዲክታቶርነት ብዕሊ ዝለበሰላ መዓልቲ ስለ ዝዀነት፡ ኣብ ስደት እንርከብ ኩላህና ብሓበራ […]

What will be the outcome of the national congress for democratic change?

By Fesseha Nair   Over the past years since the foundation ofAlliance, new concept such as alliance building between political organizations and later the building of partnership with civil society organizations have introduced us into the development of debate and dialogue has been our most important strategic means to reach our objectives.   The EDA […]

ርሑስ ባዓል ዒድ አልፈጥር

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልፈጥር ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net