Archive for: October, 2011

ዕድመ

ዕድመ ንኩሉ ከተማታት ደቡብ ካሊፎርንያ ዘጠቓልል ኣኼባ ንሰንበት 30 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ንጉባኤኛታት ብለበዋታት ንምፍናው ንኩሎም ደለይቲ ለውጢ ናይተን ከተማታት ኣብ ናይ ሓደ ናይ ዕላል መኣዲ ተራኺብና ክንዝቲ ጊዜ ፈሊና’ሎና። ስለዚ ድማ ቆጸራኹም ኣብቲ ናይ ኣኼባ ቦታ ይኹን።  ግዜ……..ሰዓት 3፡00 ድ፡ቀ።  ቦታ……ኣብ ቀረባ እዋን ከነፍልጥ ኢና።  ንሓበሬታ ኣብ 619-581-4805 ወይ 619-548-8811 ደውሉ።

Eritrea: 3 More Christians Die Inside Military Prisons; Toll Now at 21

Wed, Oct. 26 2011 By Alex Murashko | Christian Post Reporter Three more Christians imprisoned for practicing their faith have died while inside military prison camps in western Eritrea, said officials from an international persecution watchdog group. The number of believers in Christ now dying in the country while serving time in prison for their […]

Sudan: End Mass Summary Deportations of Eritreans

Over 300 Sent Back to Face Likely Persecution October 25, 2011 (Geneva) – The Sudanese authorities are increasingly deporting Eritreans to their country without allowing them to claim asylum, Human Rights Watch said today. On October 17, 2011, Sudan handed over 300 Eritreans to the Eritrean military without screening them for refugee status, drawing public […]

ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት እጃምና ነበርክት!!

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ምስ ኣባላት ተሓጋገዝቲ ሽማግለታት ንጉባኤን ጉድሳት ኤርትራውያንን ብምትብባር፡  ነቲ ዝተሰከሞ ሃገራዊ ሓላፍነት ንምዕዋት ክነጥፍ ጸኒሑ ኢዩ። በዚ መሰረት ተሳትፎ መላእ ህዝብን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ኣብቲ ታሪኻዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንምርግጋጽ፡ ምድላዋቱ ኣጻፊፉ ኣብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ይርከብ። ነዚ ዓቢ ሃገራዊ ሓላፍነት፡ ትልሚ ሃገራዊ ጉባኤ ብምልኣት ክዕወት ናይ ተቓውሞ ሓይሊ ክጉልብትን፡ ህዝባዊ ተሳትፎ ንክራጋግጽን፡ […]

KFRD-Uk organises and collects UDHIYAH

ጋዜጣዊ መግለጺ ፌደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ

ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ገለ ኣካላት ንፌደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ምጽላም፡ ንፖሎቲካዊ መትከላቱን መርገጻቱን ንምድንጋር፡ ብዝተፈላለዩ ድምጺታትን ብርዕታትን ብርቱዕ ጻዕርታት ይገብሩ ምህላዎም ብጽሞና ክንኸታተል ጸኒሕና ኣለና። ብፍላይ ከኣ፡ ብፖሎቲካዊ መትከላትናን መርገጺታትናን ዝርዕዱ ቀንጸልቲ ሓይልታት፡ ህላዊኦም ንምርግጋጽ ኣብ ከቢድ ጸለመታት ተዋፊሮም ይርኸቡ። ኣብ”ዚ እዋን”ዚ እቲ ጸለመታት እናጉለሐ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ ግዜ ዕላምኡ ከኣ ንምዝራግ ሰናይ ዝምድናታትና […]

Position Paper for a Network Group

Name: Eritreans for Democracy, Justice and Equality (EDJE). Organization Type:Network Group.   The purpose of this paper is to strive for and create a consensual public stand and opinion on some basic rights, principles and policy matters that are envisaged to rally all conscious and  patriotic individuals, groups or organizations from different walks of life […]

EYGM condole Patriot Mohammed Omer Hakito‏ death

Eritrean Youth Global Movement condole Akito death      

ኤርትራውያን ተቐማጦ ርያድ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ዝሳተፉ ወከልቶም መሪጾም

ኣብ ዕለት 21/10/2011 ኣብ ዝተገብረ ናይ መረጻ ኣኼባ ፡ መሳተፊ ጉቡኦም ዘማልኡ ፡ ደቀንስትዮ ዝርከባኦም ሲቪላውያንን ፡  ኣባላት ፖለቲካውያን ውድባትን ፡ ብእዋኑ ናብ’ቲ መረጻ ክካየደሉ ዝተመደበ ቦታ ድሕሪ ምብጻሕ ፡ ብተቐበልቲ ኣጋይሽ ምውቕ ናይ ምቕባል ስነስርዓት ተገብረሎም ።  ሲዒቡ  ተሳተፍቲ  ናብ’ቲ ዝተዳለወሎም ኣደራሽ ብምእታው ቦታኦም ድሕሪ ምሓዝ ፡ እቲ መደብ ስጋብ ዝጅምር ነሓድሕዶም ብዛዕባ ሃገራዊ […]

መግለጺ ሓዘን መስዋእቲ ክቡር ሃገራዊ ሓርበኛ ተቓላሳይ መሓመድ ዑመር ኣኪቶ

ክቡር ሃገራዊ ሓርብኛ ተቓላሳይ መሓመድ ዑመር ኣኪቶ ኣብ መበል 92 ዓመቱ ትማሊ ዓርቢ 21 ጥቕምቲ 2011 ኣብ ከተማ ዓሰብ ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈልዩ ኣሎ። ሃገራዊ ተቓላሳይ መሓመድ ዑመር ኣኪቶ ካብ ዕድመ ንእስነቱ ኣትሒዙ ንመሰል ርእሰ ወሳኔ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣርብዓታት ኣብ ክሊ ቀጽሪ ናጽነት ኤርትራ ምስ ክቡራን ሃገራውያን ሓርበኛታት ብጾቱ ጠጠው ብምባል ነቲ ኣብቲ እዋን’ቲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net