Archive for: November, 2011

Exclusive Press Conference‏

Exclusive Press Conference‏ London, England  

ዓወት ኣህዛብ ሰሜን ኣፍሪቓ፡ ኣብ ኤርትራ ክድገም ይኽእል’ዩ!!

ኣብ ሰሜንን ማእከላይ ምዕራብን ኣፍሪቓ ዝጀመረ ማዕበል ህዝባዊ ለውጢ፡ ገና ብናህሪ ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ወርሒ ጥራይ፡ ሰለስተ ዲክታተራት ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቓ፡ ካብ ፖሎቲካዊ ስልጣኖም ተወጊዶም ኣለዉ። ኣብ ሊብያ፡ ን42 ዓመት ዝገዝአ፡ ዲክታቶር መዓመር ቐዛፊ፡ ኣብ ግብጺ ን30 ዓመት ዝመርሐ ሑስኒ ሙባረክ ከምኡ’ውን፡ ኣብ ቱንዝያ ን23 ዓመት ዝገዝአ ቢን ዓሊ እዮም። እዚ ዓወታት ኣህዛብ […]

Press release

Eritrea is a country situated in the Horn of Africa sharing borders with Ethiopia on the south and south west, the Sudan on the west and Djibouti on South East. It occupies an area of 119,000² k/m, with a population of about 5 millions and with shore lines that runs about 1000 km along the […]

Struggling the dictatorship and Planning for democracy

By Fesseha Nair                      It should be remembered that against a dictatorship the objective of the grand strategy is not simply to bring down the dictators but to install a democratic system and make the rise of a new dictatorship impossible                                           Gene Sharp     Based on Gene Sharp’s studies on dictatorships and […]

ኣገዳሲ ኣኼባ መንእሰያት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም (ሽወደን)፡ ንሓሙስ ዕለት 10/11/2011 ኣገዳሲ ናይ መንእሰያት ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ፡፡ ናይዚ ኣኼባዚ ቐንዲ ትሕዝቶ እቶም ኣብ ሕዳር 2011 ዝግበር ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንመንእሰያት ወኪሎም ዝሳተፉ ኣባላት ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ንምምራጽ ይኸውን፡፡ ስለ’ዚ ኩላትኩም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ትቃለሱ ዘለኹምን፡ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምርግጋጽ እትግደሱ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ’ዚ […]

አገዳሲ ሐበሬታ ህዝባዊ አኼባ ምስ ተሐጋገዝቲ ሽማግለን ምስ ሕጹያት ለንደን ን ሃገራዊ ዋዕላ

ተሓጋጋዚት ኮሚቴ ለንደን ርሑስ ዒድ አል አድሓ እንዳበለት ከምኡውን እዚ መጨረስታ ዒድ አብ ወጻኢ ሃገርና ክኸውን ትምኒታ እንዳ ገለጸት፡ ኩሎም ነዚ ስራሕ ክሳብ መጨስታ ምሕጻይ አባላት ንሃገራዊ ጉባኤ ንምብጻህ ዝተሳተፉ ናብዚ አተዳሲ አኼባ ንክሳተፉ ትዕድም፤ እዚ አገዳሲ አኼባ ኸአ ን መዘኻኸሪ ምስ ቶም ተሳተፍቲ ሕጹያት ለበዋታትን ርእይቶታትና ንከንቕርበሎም ክኽውን ከሎ ከምኡ ኸአ ደምዳም ውጽኢት ስርሐት […]

ዘራጊ ማይ እንከሎ: ጽሩይ ማይ ኣይስተን ።

ንዘስተውዕል ብሓቂ ኣእምሮ ዘለዎን ዘገናዝብን እዚ ዘለናዮ መድረኽ ህጹጽ ሕቶ ህዝቢ፡ ሕቶ ብኩራት ፍትሕን ሓርነትን ክንምልሽ ንዘይመስረታውያን ፍፍልያት ኣጽቢብና ኣብ ሓደ ስፊሕ ዲሞክራሲያዊ ሜዳ ተጠርኒፍና ክንቃለሰ ዝሓትት ምዕራፍ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ሓሲምዎን ሰፍ ዘይብል ምልኪ ኣብ ዝባኑ ተወጢሕዎን ዘሎ ወቕቲ ሰለዝኾነ፡ ‘ቆሎ ጥጥቖ’ ዛዕባታት ነኳማስዓሉ ስዓት ዘይይኮነስ: ኣብዚ ዕድል […]

Eritrea appeals to UN in bid to prevent sanctions

A F P on November 8, 2011  UNITED NATIONS, Nov 8 – Eritrea’s president has asked for a personal hearing before the UN Security Council in a bid to head off new sanctions over alleged support for Somalia’s Islamist rebels, diplomats said.   Rival Ethiopia has been calling for tougher action against Eritrea for several […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንጋሃም

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ጨንፈር ዞባ ማእከል (The Midlands, UK) ነቲ ብፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ናይ ንጽገት መልእኽቲ ዝምልከት ንቀዳም 12/11/2011 ካብ ሳዓት 1፡30 ክሳብ ሳዓት 4፡00 ናይ ምሸት ህጹጽ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ብሓፈሻ፡ እቶም ኣብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝተኻፈሉ ድማ ብፍላይ ኣብዚ ተጠቒሱ […]

A CALL FOR DEMONSTRATION IN WASHINGTON DC መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ

ብምኽንያት ታሕሳስ 10 ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሲናይ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታትን: ንሕና ግዱሳት ኤርትራውያን መንእሰያት ሓደ ዓብይ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ኣብ ፊት ዋይት ሃውስ ኣዳሊና ኣለና:: ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን መሓዙት ኤርትራን ድማ ናብዚ ሰልፊዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም:: ከምኡ’ውን ኩለን ኤርትራውያን ውድባትን ማሕበራትን ነዚ ብመንእሰያት እናተወደበ ኣብ ኩለን ሃገራትን ከተማታትን ዝባራዕ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ስሙር ደገፍ ክልግሳሉን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net