Archive for: October, 2012

ሓባራዊ ቃል ጽላል ፖሊቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ውልቀስባትን

29/09/2012 ዝኸበርኩም ሃገራውያን ተቓለስቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ! ዝኸበርኩም አባላት ጨናፍር ፖሊቲካውን በርገሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ዕዱማትና!   ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ድርብ ኣጋጣሚ ሓደ መበል 51 ዝኽሪ ምጅማር ናጽነታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ ካልኣይ ድማ ዝኽሪ መበል 11 ዓመት እቶም ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሕይወቶም ዝበጀዉ ገዳይም ተጋደልትን ሓለፍቲ መንግስትን ከምኡ ድማ እቶም ቀንዲ ተዋሳእቲ ነጻ ፕረስ ዝኾኑ ጋዜጠናታት ናይ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዕለት 01/10/2012 ኣብ ዝጀመረ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከም ቀዳማይ ኣጀንዳ ሰሪዑ ዝረኣዮ ጉዳይ ብዛዕባ ብዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ፡ ንባሕቲ መስከረም 2012 ኣመልኪቱ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡ ዕምቆት ብምርኣይ እዚ ከኣ፡ ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተኸፈለ ከቢድ መስዋኣቲ  ይኹን ክሳብ ሕጂ ኣብ ምምካት

ዕድመንኩሎምደሞክራስያውያንደለይቲናጽነት

ብምኽንያት መበል 51 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ፡ ሕድሪ ስዉኣት ንምስትንታንን፡ ንኵሎም ኣደዳ ጉጅለ ህግደፍ ብምዃን ህይወቶም ዝሰኣኑን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተመቊሖም ዝሳቐዩ ዘለዉን ንምዝካርን፡ ከምኡ’ውን ኣቃውምን በጺሑዎ ዘሎ ምዕብልና ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደማክራሲያዊ ለውጢ ንምሕባርን፡ ንኹሎም ደለይቲ ነጻነትን ሰላምን ደሞክራሲያውያን ኤርትራውያን ውልቀሰባትን ኣባላትጨንፈራት ኤርትራዊሃገራዊባይቶንዲሞክራስያዊለውጢ (ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ.) ኣብ ጀርመንንምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንዕድም።

ሓባራዊ ቃል ጽላል ፖሊቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ውልቀስባትን

29/09/2012   ዝኸበርኩም ሃገራውያን ተቓለስቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ! ዝኸበርኩም አባላት ጨናፍር ፖሊቲካውን በርገሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ዕዱማትና!   ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ድርብ ኣጋጣሚ ሓደ መበል 51 ዝኽሪ ምጅማር ናጽነታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ ካልኣይ ድማ ዝኽሪ መበል 11 ዓመት እቶም ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሕይወቶም ዝበጀዉ ገዳይም ተጋደልትን ሓለፍቲ መንግስትን ከምኡ ድማ እቶም ቀንዲ ተዋሳእቲ ነጻ ፕረስ ዝኾኑ ጋዜጠናታት […]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ካስል

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ካስል/ጀርመን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።   ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን  መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net