Archive for: August, 2014

ሓጺር ጸብጻብ ሰላማዊ ሰልፊ 1-2 Aug 2014 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ስዊድን ብኣዳላዊት ኮሚተ

እቲ ካብ ዓርቢ ዕለት 1 ነሓሰ 2014 ክሳብ ናብ ሰንበት ዘውግሕ ዕለት 3 ነሓሰ 2014 ኣብ ትሕቲ ቴማ፣ ”ከተማ ስቶክሆልም ናይ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ፈስቲቫላት ምእንጋድ ጠጠው ክተብል ኣለዋ” ን ”ንዓ/ንዒ ንዛተ” ዝተሰነየ ናይ ክልተ መዓልቲ ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ ኣብናይ ሓጺር ግዜ ምድላዋት ብኩሉ መዔቀኒታት ብዓወት ተዛዘመ። ሰላማዊ ሰልፈኛታት፡ ሓቦን ንሒን ሞራልን ኣስኒቆምን ሰኒቆምን […]

ሰዓረ’ዶ ጎደበ?

ሰዓረ’ዶምበልክሞ ጎደበ ጎደበ ምበልክዎ ሓንጎሉ ዝሰበበ ብጥልመትን ሽርሕን ዝዘቕበበ ቀትሪ ክሎ ጸሓይና ዘዕረበ፡ እወ ምበልክዎ ጎደበ ሕሰምን መከራን ዘዝነበ

ዳያሎግ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ?

ብፍስሓ ናይር   ዳያሎግ ዝብል ቃል ካብ ቋንቋ ላቲን ካብ ”ዳያሎጎስ” ዝብል ቃል ዝመጽኤ ፣ ትርጉሙ ሓሳባትካ ምፍሳስ ወይ ምግላጽ ማለት ኢዩ፣ ምዝውታር ዳያሎግ ንሓቀኛ ትርጉምን ዓሚቅ ኣረዳድኣን ናይ ሓደ ነገር ክንፈልጥ የኽእለና፣   ንኣብነት ጉዳይ ሃገራዊ ሓድነት፣ኣብ መቆምያታት ማዕርነትን፣ ፍትሕን፣ሓድሕድ እምነትን፣ ምኽብባርን፣ዝተመርኰሰ ኮይኑ ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ምዕሩግ ኣከፋፍላ ስልጣንን ፍትሓዊ ምዕዳል ሃገራዊ ምንጭታት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net