Archive for: May, 2015

ERITREANS FACE ABUSES AT HOME AND TRAGEDIES IN EXILE

Bi-Monthly English Organ of the Eritrean People’s Demo cratic Party – EPDP …… Read More

ጸብጻብ 4ይ ዙር ፖለቲካዊ ሰሚናር ሮተርዳም

እቲ ኣብ ነፍስ ወከፍ ወርሒ ዝካየድ ፖለቲካዊ ሰሚናር ሮተርዳም፡ ሕጂ’ውን ብዕለት 11 ሚያዝያ 2015 ኣብ ቦታ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከተማ ሮተርዳም፡ ዕዉት ፖለቲካዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣብ ሰሚናር’ዚ መራሕትን ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሜድያ ዝነጥፉን ካልኦት ሃገራውያን ባእታታትን ብሓፈሻ፡ ብርከት ዝበሉ መንእሰያት ድማ ብፍላይ ተሳቲፎሞ።  ኣብ ትሕቲ “ፖለቲካዊ ተረድኦና ዲዩ ወይ ምብዛሕ […]

ዕድመ ህዝባዊ ኣኼባ ሰደህኤ (EPDP) ኣብ ሮተርዳም

መሪሕነት ሰደህኤ (EPDP) ኣብ ዓለምለኻዊ  ገስጋሲ  ምሕዝነት ( Progressive Alliance) ዝግበር መጋባኣያ ንምስታፍ ኣብ ሆላንድ ክመጽእ ስለዝኾነ፡  ኣስዒቡ እውን ንህልው ኩነታት ሃገርና ምስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ተራኺቡ  ክመያየጥ  ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ከኣ ኩሉ ብሃገሩ ንዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽትሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም፡፡   ኣኼባ ዝግበረሉ፡-   ዕለት፡ ሰንበት 24-05-2015  (24 […]

ሓያል ግዜ ከተዓዛዝብ እምበር፡ክቐትል ኣይመጸን ከም ዝብሃል ኣብዛ ግዜ እዚኣ ካብ ዝትዓዘብክዎ።

1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ።   መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እምበር፡ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበሮን። ስለዘይነበሮ ድማ ”ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየንን ኢዩ” ኢሉ።እዛ ናይ መንግስቱ ቃል ድማ ልዕሊ ብቓል […]

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ቀንዲ መጋበርያታቱ ዝኾኑ ባእታታት ይጽልጽል ኣሎ !!

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ሓደ ካብ’ቶም ፍሉጣት መጋበሪያታቱ ዝኾነ ባእታ ብዕለት 29 ሚያዝያ ካብ ሓላፍነቱ ከም ዝጸልጸሎ ካብ ኣስመራ ዝመጻና ዜና ኣረጋጊጹ። ሰበ ስልጣን ህ.ግ.ደ.ፍ ቅድሚ ምጽልጻሉ ብሓደ መዓልቲ ንዳይረክተር ኮባንያ ቀይሕ ባሕሪ ዝኾነ መብራህቱ ማይል (ብወዲ ማይል ዝፍለጥ)  ብሰንኪ’ቲ  ህዝቢ ዓው ኢሉ ክዛረበሉ ዝጸንሐ ገደብ ዘይብሉ ብልሽውና፡ ተሪር መጠንቀቕታ ሂበሞ ከም ዝነበሩ ተፈሊጡ። ወዲ ማይል ሓላፊ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net