Archive for: May, 2015

ዕድመ ንጽምብል መዓልቲ ናጽነት፡-

Cologn,17th May 17, 2015 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ   ዕድመ ንጽምብል መዓልቲ ናጽነት፡- ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር! ምዉቕን ዕዙዝን ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብና፤ ንዝተጠቕሰ ክቡር ዕለት ብሓባር ንምብዓል፣ “ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰሎንን ከባቢአን” ንዅሊኻትኩም/ንዅሊኻትክን ብኽብሪ ትዕድም። “ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰሎንን ከባቢአን” ነዚ ክቡር ጽምብል ይበቅዕ ዚበለቶ መግለጽን፣ ንክውንነት ህዝብና ዘንጸባርቕ ኣፍላምን ጽሑፋትን ኣሒዛ ተቐሪባ’ኳ እንተላ፣ ከምተውሳኺ እውን […]

ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ኣብ ሲዊስዘርላንድ

ብንምኽንያት ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ አንገብሮ ዝኽሪ ንክሉ ድላይ ፍትሒ ብኽብሪ ንዕድም ኣብ ዝኽሪ ናጽነት ፣ምእንቲ ክብሪ መሰል ኤርትራዊ ዜጋ ሓቢርና ንስራሕ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ናብዕል ካሙ ውን ምዳባትና ሰሚናራት ኣስተምህሮ ሓዘል ኮይኑ ናይ ክብሪ ዕዱማት ዶ/ር ዓንደብራሃን ወልደገርጊሽ ዶ/ር ዩስፍ ብርሃኑ ጋዜጠንኛ ኣማል ዓሊ ኣቶ ፈትሒ ዑስማን ካሎኦትን ምሳና ክውዕሉ አዮም ብዳሓን […]

ጻውዒት ንሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ

ኩላቶም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣህጉራውያን መሓዙቶምን ከም ዝፈልጥዎ፡ ናይ ስርዓት ህግደፍ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ካብ 2012 ጀሚሩ፡ ኣብ ጽዑቕ ምርመራ ከም ዝርከብ ፍሉጥ’ዩ። እቲ ብናይ ወድብ ሕቡራት ሃገራት ፍልይቲ መርማሪት ሚስ. ሸይላ ኪታሩት ዝጀመረ ምጽራይ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ተሰጋጊሩስ፡ ካብ ሰነ 2014 ኣትሒዙ ከኣ ብደረጃ መርማሪት ኮምሽን ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ይስርሓሉ […]

Eritrea Independence Day Celebrations in Stockholm

Eritrean dialogue forum Stockholm eridialogforum@gmial.com tell 00467373153992

The Realities of Appeasing policies with dictators

Who will get more the dictators or democrats?  By Fesseha Nair Appeasement is the making of concessions to the dictatorial powers in order to avoid  chaos and destabilisation. Foreign states will tolerate or even positively assist a dictatorship in order to advance their strategic interests. They may be willing to sell out an oppressed people […]

ህጹጽ ህዝባዊ ጸውዒት።

ማሕበር ንሓድነትን፡ ፍትሕን፡ ድሕንነትን  ኤርትራ ኣብ  ከትማ  ስያትልን ከባቢኣን፡ ካብ’ቲ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ተፈጢሩ ዘሎ ዘስካሕክሕ ዕንወት ህገርን፡ ህልቂት ህዝብን ምኽንያት፡ ብምብጋስ፡ “ሕጂስ ይኣክል፡ ሕልናና ፈቲሽና ንተንስእ፡ ንበራበር፡ ነድሕን ሃገርና” ኣብ ዝብል ጭርሖ ብምምርኳስ ንኣብ ሲያትልን፡  ከባቢን ዘሎ ሓፋሽ ህዝብና ብምጥርናፍ  ብሓባር ኰንካ  ብምቅዋም  ፍታሕ ንምምጻእ  ትጽዕርን፡ ትቃለስን  ኣላ። Uዝቢ ኤርትራ  ነታ በማእተ- ኣሸሓት ዝኣክል […]

መሪሕነት ጨንፈር በይ ኤርያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዑዶት ናብ ከተማ ሳንታ ሮዛ May 9-2015 ዝገበረቶ ጽሟቕ ትሕዝታኡ ከም ዘለዎ ነቕርብ

መሪሕነት ጨንፈር በይ ኤርያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ን ኣኼቡኡ ቅድሚ ዝኣገረ በቲ ኣብ ልብያ ስጉምቲ ኣርሚናዊ ፈጽሚ ኢሰባዊ ቅንጸላ ዝተፈጸመ ንኤርትራውያን ኢትዮጵያውያን ክሳዶም ብኻራ ተሓሪዶም ዝተቖርጹ ብ ISIS ንዝኽሮም ብመሪር ሓዘን ብሽምዓ ነቲ ኣኼቦኦም ከፈቶሞ። ብምቕጻል ብመሰረት መደብ ስርርዕ ኣብ ከባቢኣ ንዝርከባ ከተማታት ዘውጻኣቶ መደብ ንምትግባር ኣብ ከተማ ሳንታሮዛ ኣኼባ ኣካይዳ ድሕሪ ሰፊሕ […]

Eritrean National Council for Democratic Change

TORONTO BRANCH ENCDC TORONTO BRANCH had a meeting on the 26th of April 2015 and elected the new branch committee. To facilitate and speed up the people’s dream of the Eritrean Second National congress. On the 03, of May was the first branch committee meeting and approved the people’s demand for a vigil candle light […]

ደሃይ ዓዲ : ምንጪታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ)

  እቲ ብዮሱፍ ሳይቕን ሚኒስተር ኤኮኖሚን ዝምራሕ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ዝሓወሰ ልኡኽ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ የመን ዘለዎም መርገጽ ንመንግስቲ ሱዳን ንምብራህ ቅልጡፍ ዑደት ከካይድ’ኳ እንተተገደደ፡ ኮይኑ ግን ብዙሕ ተገዳስነትን ኣቃልቦን ዘይምርካቡ ተገሊጹ። መንግስቲ ሱዳን ምስቲ ልኡኽ ዝራኸቡ ተራ ካድራት ሰልፊ ብድሕሪ ምስዳዱ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ንምስማዕኩምን ምሳኩም ንምትሕብባርን ጻዕርታት ክንገብር ኣይንኽእልን። ምክንያቱ መንግስቲ ምስ ምርጫ […]

Demonstration poster in San Francisco Bay Area on May 18‏

Demonstration poster in San Francisco Bay Area on May 18‏ 2015

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net