Archive for: April, 2016

ግሃድኤ–ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል

ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ወርሓዊ ኣኼባ ይካየድ፣ ሓዳስ መሪሕነት ዓመታዊ ኣጀንዳኣ ኣጻፊፋ ናብ ኣባላት ትቐርብ። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ–ሕድሪ ዞባ እስራኤል ወርሓዊ ኣኼባ ኣካይዱ፣ እቲ ድሕሪ ዞባዊ ጉባኤ ንፈለማ እዋን ዝካይድ ዘሎ ርክብ ብኣላይነት እታ ኣብ ጉባኤ ዝተመርጸት ሓዳስ መሪሕነት እዩ ተኻይዱ፣ ኣቦ–ወንበር ግሃድኤ–ሕድሪ ዞባ እስራኤል መንእሰይ ፍሻለ ገብረእግዝኣብሄር ኣብ መኽፈቲ እቲ ብዕለት 01/04/2016 […]

ደምዳሚ መግለጺ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ

ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ካብ መጋቢት 26 / 2016 ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣጀንዳታቱ ሰሪዑ፡ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከሰላስል ቀንዩ፡፡ እቲ ክካየድ ዝቐነየ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ኣብ ኣጀንዳታቱ ተመርኲሱ ንሓፈሻዊ ፖለቲካዊ ገምጋማት፡ ደቂቕ ሓበሬታ ብምልውዋጥ፡ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈታቱ ብምቕባልን ምዝታይን፡ ናይ መጻኢ ሓጺርን ነዊሕን መደባት ስርሑ ብምስራዕ፡ ነናብ ዝተዋህቦ ዕማሙ ንምግስጋስ ወጢኑ፡ ኣኼብኡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net