Archive for: April, 2016

ሕጂ’ውን ንሓባራዊ ጽላል ደንበ ተቃውሞ በርቲዕና ክንሰርሕ ኢና!!

ንስራሕ እሞ ንፈንጣሕ ከኣ! ዶ’ምበር ኢድ ጸላኢ ኣይህልዎን ኢልካ ካብ ምሕሳብ ዓዲ ኣይውዓልን’ዩ። እወ ንሱ ደኣ ኣበይ ክሰኣን-ጸላኢ`ሞ ካብኡ ሓሊፉ ካልእ ስራሕ የብሉን። እንተኮነስ እቶም ውዲታትን ሸርሕታትን ጸላኢ እናኣፍሸልና ኣብ ዕማም ህዝብን ሃገርን ምድሓን ተዋፊርና ኣለና ንብል ኣካላት ደንበ ተቓውሞ ግን ልዕሊ ሸርሕታት ህግደፍ በሪኽና ክንወጽእ’ዩ ትጽቢት ዝግበረልና። ግን ኣይበቓዕናዮን። እቲ ዝሰርሕ ንሱ ኮይኑ እቲ […]

Eritrean Opposition towards a win -win solution

By Fesseha Nair “I see a light at the end of the tunnel” My own expectation When I have read the press release of the Ad- Hoc Contact Organ of the Consulative meetings in Addis Abeba, I was really surprised and inspired by the initial agreements reached between those who did not participate in Nairobi […]

Press Release

Ad Hoc Contact Organ National Consultative Conference’s Nairobi Declaration The Ad Hoc Contact Organ of the Nairobi’s National Consultative Conference held its meeting in Addis Ababa from April 1-3, 2016. The Chairman and the members of the committee presented their reports for the last three months, and then embarked on an objective assessment of their […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ ዋዕላ ናይሮቢ

ብውጽኢት ምምኻራዊ ዋዕላ ናይሮቢ ዝቖመ ግዜያዊ ኣካል ርኽክብ፡ ካብ 1-3 ሚያዝያ 2016 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣኼባኣኡ ኣካይዱ።  ኣብ ምጅማር ኣኼባ፡ ኣቦ መንበርን ሓለፍቲ ጉጅለታት ዕማምን፡ ናይ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ናይ ዕዮ ጸብጻብ ኣቕሪቦም። እቲ ኣኼባ ድማ፡ ናይ ትግባረ ዕማማት ወድዓዊ ገምጋም ብምክያድ፡ ዝሓለፈ መድረኽ፡ ብሳላ’ቲ ካብ ተሳተፍቲ ውድባት ዋዕላ ናይሮቢ ዝረኸቦ ደገፍን፡ ናይ ሰፊሕ ህዝቢ […]

መግለጺ ሓዘንን ጽንዓትን

ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ብ1991 ስልጣን ህዝቢ ብዓመጽ መንዚዑ መንበረ ፖሎቲካዊ ስልጣን ካብ ዝጨበጠሉ እዋን ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ማእለያ ዘይብሉ ግህሰታትን ግፍዕታትን ክፍጽም ምጽንሑ ስውር ጉዳይ ኣይኮነን። ብስንኪ’ዚ ድማ ህዝብና ብፍላይ’ውን መንእሰይ ወለዶ ዝፈትዋ ሃገሩ ራሕሪሑ ኣብ ስደት ዘምርሓሉ ኩነታት ምህላውና ዝፍለጥ’ዩ። ማሕበር ዘተን ልዝብን ኤርትራውያን ኖርወይ ቦዶን ከባቢኣን ንኩሉ እቲ ጨካን ግህሰታትን ግፍዕታትን […]

Public Calling to all Political & Civic Organizations in Support of the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea 2016

As the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea continue to research and work diligently in regards to the Human Rights issues in Eritrea; we Eritreans residing in North America, will continue to support the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea in 2016, just as we successfully did last year in October […]

ህግደፍ ሰሙን መመላእታ ኣብ ምቕዛፍ ሂወትን ኣብ ምዝራግ ናብራን

ህግደፍ ካብ’ቲ ብሰለስተ ማዝያ 2016 ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝፈጸሞ ገበን ካብ ኣቓልቦ ህዝቢ ንምስዋር፡ ንምህዳምን፡ ንምርስሳዕን ብምሕላን፡ ብቐጥታ ኣብ ምፍራስ ገዛውቲ ቀሓውታ ካብ ረፋድ 04 ማዝያ / 2016 ጀሚሩ ክሳብ ክሳብ 05 ማዝያ ይቕጽሎ ከም ዝነበረ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዜናዊ ንጥፈታትና ዘርዚርና ኔርና፡፡ እንሀ ከኣ እቲ ኣገባብ ኣፈራርሳን መስሪሑን ሙሉእ ጸብጻብ በጺሑና በምህላዉ፣ ነቕርበልኩም ኣለና፡፡ ህግደፍ […]

ኣብ ከናዳ ዝርከቡ ኣባላት ግሃድኤ-ሕድሪ ሓዱሽ ስርርዕ ይገብሩ

ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ነበርቲ ከናዳ፡ ህዝብን ሃገርን ምድሓን ልዕሊ ኩሉ ዝብል መሪሕ ስነ-ሓሳብ ምርኩስ ብምግባር፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ሓዱሽ ስርርዕ ጌሮም፡፡ እዞም ኣብ ከናዳ ዝርከቡ ተቓለስቲ እቲ ሓዱሽ ስርርዕ ዘድለዮም ምኽንያት ክገልጹ ከለዉ፡ ንዝሓለፍዎ ኣካይዳ ስርርዕ ብጉቡእ ድሕሪ ምምዛን እሞ ነቲ ዝነበረ ተኸቲሎም ነዚ ኣብ እዚ ሕጂ እዋን ክጭበጥ ዘለዎ ናይ ቃልሲ […]

Invitation : Eritrean Detainees Day April 14

Eritrean Detainees Day April 14

ኣኼባ ጉጅለ ሙንሽን ጀርመን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ኣኼባ ጉጅለ ሙንሽን ጀርመን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣኼባ ጉጅለ ሙንሽን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኣብ ከተማ ሙንሽን ዕለት 02/04/ 2016 ተሰላሲሉ። ቀዳማይ ኣጀንዳ እቲ ኣኼባ ሰዓት 11 ቅድሚ ቀትሪ ካብ ጉጅለታት ጀርመን ዝመጹኡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ተረኪብም ናይ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተሰረሔ ስራሓት ገምጊሞም ከምኡውን ንዝስዕብ ሰለሰተ ኣዋርሕ ክዕመሙ ዘለዎም ስራሓት ሓንጺጹ ንዝምልከቶም ኣካላት መምርሒታት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net