Archive for: February, 2018

ኣኼባ ባይቶ ሰዲህኤ ንድፊ መምርሒ ዕማም ክልተ ሽማግለታት ኣጽቑ፡ 24 ለካቲት 2018

ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰዲህኤ ንፈጻሚት ሽማግለ ዝሃቦ ሓላፍነት፡ ብ27 ጥሪ 2018 ኣብ ዝተኻየደ ቀጻሊ ኣኼባ መደብ ዕዮ ስርሓት ፈጻሚት ሽማግለ ከም ዘጽደቀን፡ ብተወሳኺ ነተን ዝቆማ ክልተ ፍሉያት ሽማግለ፡ ኣባላተንን ንድፊ መምርሒ ዕማማተን ብዝምልከት ባይቶ ደጊሙ ንፈ/ሽ ሓላፍነት ከም ዝሃበ ኣብ ዝሓለፈ ተገሊጹ ከም ዝነበረ ብምዝኽኻር ፡ እንሆ ሎሚ ዕለት 24 ለካቲት 2018 ኣብ ዝተኻየደ […]

EPDP’s Central Council Established Two Committees on its Meeting February 24, 2018

  The Executive Committee of the Eritrean People’s Democratic Party, on its Third  Central Council  meeting, held on February 24, 2018, presented its task of formulating working guidelines for the establishment of committees and after thorough deliberations, its recommendations were adopted. It is to be recalled that the Eritrean People’s Democratic Party,  on its Second […]

International Social Justice Day, 2018 Feb. 20: Justice Through Awareness for the Victims of the Tyrant

This day is a day on which many participate in advancing and promoting social justice within a country in order for the people of the country to live in peace and harmony with their neighboring countries and the other world.  The torch of peace and harmony in each United Nation’s member-country symbolize respect for human […]

RED SEA AFAR YOUTH LEAGUE CONFERENCE IN SEWEDEN

RED SEA AFAR YOUTH IN EUROPA RED SEA AFAR YOUTH LEAGUE CONFERENCE IN SEWEDEN   DATE: 09/02/2018 DONE: VÄSTERÅS, SWEDEN   ENERGIZING AND ACTUALLIZING THE ROLE OF THE RED SEA YOUTH IN THE DIASPORA IN THE STRUGGLE AGAINST DICTATORIAL REGIME OF ERITREA CONFERENCE RESOLUTION The Red Sea Afar Youth in Europe has convened its conference under the banner “Energising and Strengthening the role of […]

Eritrea: Exploring the divisions rooted in its past history

By Fesseha Nair The process towards unifying all the forces for democratic change in the Eritrean Opposition Camp failed in all its efforts in the past two decades. The struggle from dictatorship to democracy requires skills and knowledge about the identity rooted divisions and their management. In this article, I will delve on addressing the […]

መግለጺ ሓዘን

መስዋእቲ ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣብራሃም ነጋሲ ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣብራሃም ነጋሲ ኣቦ መንበር ደሞክራስያዊ ምንቕስቃስ ሕብረት ኤርትራን ኣባል ኣስናዳኢት ሽማግሌ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጥን ዝኾነ ብዘጋጠሞ ሕማም ብዕለት 28 ጥሪ 2018 ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።   ስዉእ ተጋደላይ ኣብራሃም ነጋሲ ኣብ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ግዜ ንእስነቱ ተመሃራይ […]

መላእ ኣባላት ሰ.ዲ.ህ.ኤ ዝተረኽብሉ ኣኼባ ተኻይዱ

3 ለካቲት 2018   ኣቦ መንበር ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ዝመርሖ መላእ ኣባላት ሰዲህኤ ዝተረኽብሉ ብዕለት 3 ለካቲት 2018 ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ መኽፈቲ ቃል ኣኼባ ኣቦ መንበር ሰ.ዲ.ህ.ኤ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ንኣባላት ሰልፊ እንቋዕ ደሓን መጻእኹም ድሕሪ ምባሉ፡ ሰልፍና ካብ’ቲ ኩሉ ላዕሊ ታሕቲ፡ ዝተኻየደ ሓያል ምእራም ቃልሲ፡ ፈተነ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዕርቅን ዘተን፡ፈተነ ምሕያል ሰልፍን ስኒትን፡ ተሪር ሓድነት ንምስፋን […]

ማእከላይ ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ መደባት ስርሕ ፈጻሚት ሽማግለ ኣጽዲቁ

27 ጥሪ 2018 ማእከላይ ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ ብዕለት 27 ጥሪ 2018 ኣኼባ ኣካይዱ። እዚ ኣኼባ መቀጸልታ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ እዩ። ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ካብ ዝተዘርበሉ ኣርእስታት ሓደ ብዛዕባ መደብ ስርሓት ፈጻሚት ሽማግለ ብምንባሩ፡ ቤት ጽሕፈታት ፈጻሚት ሽማግለ ንቀረባን ርሑቅ ክስርሓሉን ከስርሖን ይኽእሉ እዮም ንዝበሎም መደባ ነዲፉ ንባይቶ ኣቅሪቡ፡ ማእከላይ ባይቶ ብፈጻሚት ሽማግለ ንዘወረደ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net