Archive for: June, 2018

ጋዜጣዊ መግለጺ: ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ፍታሕ ከይረኸበ ንነዊሕ ግዜ ተንጠልጢሉ ዝጸንሐን ኣብ መንጎ ክልቲኡ መንግስታት ምትፍናንን ተጻብኦን ኣስዒቡ ዝጸንሐ ጉዳይ ኢዩ። እንተኾነ ግን ሕጂ፣ ነቲ ሰፊኑ ዝጸንሐ ኩነታት “ኣይሰላም ኣይዉግእ” ወይ ድማ ከምቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝበሎ “ሞት ዘይብሉ ውግእ“፡ ናይ ፍታሕ ጩራ ክቀላቐል ምጅማሩ ንኣህዛብ ክልቲኡ ሃገራት ብሓፈሻ ንህዝብና ድማ ብፍላይ ዓብይ ብስራት ሂብዎ ይርከብ። […]

Eritrean People`s Democratic Party PRESS STATEMENT

The Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) has followed the announcement of the Ethiopian government on June 5, 2018 expressing its acceptance the decision by the Hague Court on April 13, 2013, relating to the Eritrean-Ethiopian border dispute, in which Badime has become a part of the Eritrean sovereignty. We in the Eritrean People’s Democratic Party […]

መንግስቲ ኢትዮጵያ ውዕል ኣልጀርስ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዝተቀበሎ ቤት ምኽሪ ኢህኣደግ ውሳኔ ኣሕሊፉ፡

ትርጉም ሰዲህኤ   ትማሊ ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያንን ሰፊሕ ዝርገሐ ዘለዎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ውዕል ኣልጀርስ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዝተቀበሎ ቤት ምኽሪ ኢህኣደግ መግለጺ ሂቡ ዝብል ጸዋዒት ሰላም’ዩ። እቲ መግለጺ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ስለ ዝዀነ ቀጺልና ብትግርይና ተርጕምና ነቅርቦ። ኣብ’ቲ ቤት ምኽሪ ዝሃቦ መግለጺ ህልዉ ኩነታት ኢትዮ/ኤርትራ ብዕሙቐት ብምክታዕ ነዚ ዝስዕብ ሰላማዊ […]

ምቅይያር ስርዓት ህግደፍ ንኣባላት ምምሕዳራት ዓድታት ዞባ ጋሽ ባርካ

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምምሕዳራት ዓድታት ዞባ ጋሽ ባርካ ዝጸንሑ ንብሙሉኦም ክቅየሩ ከም ዘለዎም ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከም ዘሎ ካብ’ቲ ዞታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ይገልጽ ። እቲ ትእዛዝ ህግደፍ ነቶም ኣብ’ቲ ከባቢ ነዊሕ ዝጸንሑ ኣባላት ምምሕዳራት ብሙሉኦም ሓደ ከይተረፈ ክቅየሩ ኣለዎም ዝብል ምዃኑ ወሲኹ ይነግር። ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ነቲ ምቅይያራት ሓቂ ንምምሳል እቲ ኣገባብ ምቅይያሮም ንወረ ክጥዕመሉን ኣቀዲሙ ብዝተዳለወ ምርጫ ኮይኑ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net