Archive for: June, 2018

Press Release

Last 8 June 2018, the Executive Committee in a statement to media outlets had stated that the Eritrean National Salvation Front had welcomed the Ethiopian governing coalition’s declaration to accept the Algiers Accord, and hence duly carry out the rulings of the Boundary Commission. We did not; moreover, let the occasion pass without voicing our […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

ውድብና፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ብዕለት 8 ሰኔ 2018 ኣብ ዘውጸኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፥ ኢህወደግ ንስምምዕ ኣልጀሪስ ኣመልኪቱ ናይ ዶብ ምሕንጻጽ ውሳኔ ንምትግባር ዝወሰዶ ስጉምቲ ኣሞጊሱ፥ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ኣወንታዊ ይኹን ኣሉታዊ ግብረ መልሱ ከመይ ኮን ክኾውን እዩ ዝብል ሕቶ ኣልዒሉ ምንባሩ ዝዝከር ኢዩ።

ብጎይትኦም ኩፍሎም ዝቅረበ ቓል፣ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ጅኔብ፣ ናይ 22 ሰኔ 2018ዓም

ኽቡራትን ክቡራንን ካብ ቀረባን ሩሑቕን ንስለ መሰለኩምን ስለ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብኹም ድኻምኩምን ግዜኹምን ገንዘብኩምን ኣጥፊእኩም ዝመጻኩም፣ ኽቡራትን ክቡራንን ብሚኽንያት ጥዕናን ስራሕን ክትካፈሉ ዘይከኣልኩም እንተኾነ ብገንዘብን ብሓሳብን ነዚ ሰላማዊ ሰልፊ ክዉን ክኸውን ዝሓገዝኩም፣ ኽቡራትን ክቡራንን ነዚ መደብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ 22 ሰኔ 2018ዓም ብዝተፈላለየ ኣገባብ ትሪኡን ትሰምዑን፣ ኽቡራትን ክቡራንን ሓለፍቲ ናይ እምነት፣

ናይ ደገፍ መልእኽቲ

ሰልፊ ዲሞክራሲህዝቢ ኤርትራ ወጻኢ ዝምድናታት ቤት ጽሕፈት   ሎሚ ሰነ 23/2018  ኣብ  ኣዲስ ኣበባ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ተኻይዱ፡ እዚ ብህዝቢ ዝተጸውዐ ሰልፊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘቤታዊ ምርግጋእን፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብፍላይ ከኣ ንልዕሊ 20 ዓመት ፍታሕ ከይተረኽበሉ ዝጸንሐ ጉዳይ ኢትዮ-ኤርትራ ዘንቀሎ መርሕ ሰላምን ዝውሰዶ ፖሊሲ፡ ዘቅረቦ ናይ ሰላም ጸዋዒት ንጠቅላይ ሚኒስተር ዶ/ር ኣቢይ ደገፍ ንምሃብ ብኣማኢት […]

Ethiopia and Eritrea must obtain Eritrean Afar consent for any agreement concerning use of Afar traditional lands

JOINT PRESS RELEASE June 23, 2018 | The Eritrean Afar National Congress (EANC), the Afar Nation within Eritrea, and Eritrean Afar exiled in Ethiopia and Djibouti, and the Eritrean Afar traditional leadership [“the Afar”] welcome Eritrea’s announcement that it will enter direct negotiations with Ethiopia towards normalization of relations on the basis of the Algiers Agreement […]

ንኡስ ጨንፈር ከለንን ከባቢኣን ሃድኤ ሕድሪ ዕላዊ ወርሓዊ ኣኼብኡ ኣካይዱ

ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድሪ ንኡስ ጨንፈር ከለንን ከባቢኣን ዕላዊ ወርሓዊ ኣኼብኡ ብዕለት 17. 06. 2018 ኣካይዱ። ዕላዊ ወርሓዊ ኣኼባ ብኣቦ መምበር ንኡስ ጨንፈር ብእንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ድሕሪ ምኽፋት ካብ መሪሕነት ውድብ ዝተላእከ ሓበሬታታትን መምርሕን ንኣኼበኛ ሓቢሩ። ናይ ስራሕ መደባትን ጸብጻባትን፡ ከምኡ ውን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዓለምናን ከባቢናን ብሓፈሻ ብዛዕባ ምንቅስቃሳትን ተበግሶታትን ውድብና ከኣ ብፍላይ […]

Let`s together speak out more loudly: “Woyane must refrain from tampering with our children`s future”

By Hamid Drar   The bold decision adopted by Ethiopian new Prime Minister Abiy Ahmed, in which he announced the full acceptance of its government to the Eri-Ethiopia border dispute international ruling and its readiness to apply it on the ground. The announcement has emboldened Eritreans and Ethiopians with a wave of rejoicing. As a […]

ሃገራዊ ጻዊዒት ንኹሉ ሃገራዊ ኤርትራዊ ካብ ሽማግሌ ሰላማዊ ሰልፊ 22 ሰኔ 2018 ኣብ ጀኔቫ

DEMONSTRATION 22 JUNE 2018 GENEVA   ኲነታት ሃገርና ንኣኹም/ኽን ዜጋታት ኤርትራ ምግላጽ ንዝቀበረ ምርዳእ’ዩ። ሃገርና ካብ ኩሉ ግዜ ንላዕሊ ብቑዋም ዝመራሕ መንግስቲ ቀዳማይ ጠለባ ኮይኑ ኣሎ። ህዝብና ከኣ ይኣክል ኣብ ሃገርና ካልእይ ዜጋ ኮንካ ምንባር ዪብል ኣሎ። ህግደፍ ካብ ቓላቱን ካብ ጽሑፋቱን ን27 ዓመት ነዛ ሃገር ነባሪ ዝኾነ ስራሕ ከም ዘይሰርሔ ኣረጋግጺልና’ዩ። ብሕግን ብዲሞክራስን ነዛ […]

ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል ኣልፈጥር

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዒድ ኣል–ፈጥር ኣልሙባራክ፣ ንህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዓለምን፣ እንቋዕ ናብኡ ኣብጻሕኩም ብምባል፣ ርሑስ ዒድ ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና  ክንገልጽ ደስ ይብለና። ዝመጽእ በዓላትና ከኣ፣ ምልካዊ ስርዓት ብምልጋስ፣ ንሱ ካብ ዘስዓቦ ኩሉ መከራትን ሕሰምን  ህዝብና ተናጊፉ፣ ስላምን ራህዋን ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ከብዕሎ ተስፋና ወሰን የብሉን።   […]

ርሑስ በዓል ኣልፈጥር

ብስም መሪሕነትን ኣባላት ሰልፊ ንኩሎም ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ሃገርን ዝርከቡ ኣመንቲ እስልማን ኤርትራውያን እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም፡ ርሑስ በዓል ኣልፈጥር ከኣ ይግበረልኩም ብምባል ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net