Archive for: August, 2018

Arrangement of transitional government after the removal of dictatorship in Eritrea

The case of interim –constitution and permanent constitution.
What is the difference between interim and permanent constitution.
Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition.

ሎሚ ኣብ ኤርትራ ዝዝረበሉ ዘሎ ሰላምስ ብመን’ዩ ኮን ተጀሚሩ!

እወ፡ ኣበው ክምስሉ ከለዉ ” ካብ ዘገልገለስ ሰፍኢ ዓውዲ ዘቐበለ” ይብሉ ነበሩ። እቲ ዘገለገለ ኣብ’ታ ፍረን ምህርትን ትርከበላ ምስ በጽሐ ኩሉ ሞያኡን ተግባሩን በቲ መውደልደሊ ተዓብሊሉ ይተርፍ፡ በዚ መጺኡ ዘይተባህለ ኣብ’ታ ዓውዲ ላዕሊ ታሕቲ ዝበለ ሽም ይረክብን ይንኣድን። እዚ ከኣ ሓድሽ ነገር ኣይኹን ደኣ’ምበር እቲ ኣዝዩ ዘተሓሳስብን ዘሕዝንን ግን ኤርትራውያን ጻዋዒት ሰላም ኣሕዋቶምን ኣያታቶምን ንዒቖምን […]

Eritrean Revolution Day, What’s Up 2018? The Common Wall Analogy

Out of love, people care about their neighbors.  Yes, people seem to be concerned about their next door neighbors because if the neighbor’s house is ablaze, their house as well as their own safety would be at stake.

ኣይንድመርን

25 ነሓሰ 2018 ምጽዕዳው ከተማ ኣስመራ ብደቂ ሽዋ ዝንገሮም ኣብ ዕቛር ዝሕጸቡ ዋናታት ገርግሱም፡ ወዳጀ ጓይላ ወዳጀ ከበሮ ኵዳ ከይጀመረ ስበሮ መጺጽ ስዋ መርዛም ሕንክሮ

ሰላም ፡ ህዝቢ ብህዝቢ ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ

ኣርእስቲ ከም ዝሕብሮ፡ ” ሰላም፡ ህዝቢ ብህዝቢ” ዝብላ ቃላት ዝወጸን ዘይብሉ ካብ’ቲ ዓበይቲ ክንበጽሖ ንቃለሰሉ መሪሕ ዕላማ ዘቃልሕ’ዩ። ኣብ ሓንቲ ሃገር ልዕሊ ሰላም ዝድለን የለን፡ ልዕሊ ህዝቢ ከኣ ስልጣን ዘለዎ ምምሕዳር ወይ መንግስቲ ከኣ የለን። እሞ እዘን ክልተ ” ሰላም፡ህዝቢ” ዝብላ ቃላት ስለምንታይ መጽኤን ዝብል’ውን ኣይሰኣንን። ልክዕ’ዩ ከኣ’ዩ ፡ ግን ብዛዕብ ህሉው ኩነታት ሃገርና ክንዛረብ […]

ፈስቲቫል ኤርትራ 2018 ኣብ ደንቨርን ኣብ ኣትላንታን

እዞም ብዓይነቶም ናይ መጀመሪያ ዝኾኑ ናይ ደንቨርን ናይ ኣትላንታን ፈስቲቫላት፡ ኣብ 2018 ዓ.ም. ምክያዶም ንባዕሉ ንእሽተይ ጅግንነታዊ ስራሕ/ዓወት ኣይነበረን። እርጊ እግሪ እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝካየድ ዘሎ ናይ ሰላም ኣገዳሲ ምዕባሌ ምክያዶም’ውን ከም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ህዝቢ ንፖለቲካዊ ውድባትን ንስቪካዊ ማሕበራትን ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ተጠቒመን ኣድማዕን ውጺኢታውን ስራሓት ንኽሰርሓ ድፍኢት ንኽገብር ዘኽኣሎ ኣጋጣሚ […]

The Eritrean Atlanta & Denver Festivals of 2018

That both festivals – the first of their kind – had taken place in 2018 was no small feat. For these festivals to take place in the heels of the major peace event between Eritrea and Ethiopia, however, is a stroke of luck for the public to push both the opposition political blocks and the […]

Initiating Ethio-Eritrea Dialogue for Democratic Development

A Peaceful coexistence in progress based on peace, democracy, human rights respect, the rule of law and good governance. Our region is the origin of humankind and homosapience, from city-state of Mesopotamia to Alexandria and Axum- Afro – Arab communities.

ዕድመ ንኩሉ ብጉዳይ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ ሃገራዊ!

ዝኸበርኩምን/ክንን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርኣቀዲምና ሃገራዊ ሰላምታና ነቅርበልኩም!ብምቅጻል ነዚ ህልው ኩነታትን ምዕባለታትን ሃገርና ምኽንያት ብምግባርን: ብዛዕባ ኣብመወዳእታ ወርሒ ነሓሰ ማለት 31/08/2018 ኣብ ከተማ ጀነቫ ሃገረ ስዊዘርላንድ ክካየድተመዲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊን ጉዕዙኡን ንምዝርራብን ኣኼባ ኣዳሊና ስለ ዘለና: ንኩሉኹምሃገራውያን ነብርቲ ጀርመን ኣውራጃ NRW: ብፍላይ ከኣ ከለንን ከባቢኣን ንክትሳተፉ ብክብሪንዕድመኩም።

ምድማር ኣብ ፖለቲካ ዘለዎ ትርጉም እንታይ እዩ! ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ

ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ምስ ምቅይያር መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ካብ ኣፍ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውንን ትወጽእ ሓንቲ ምድማር ትብል ቃል ትስማዕ፡ ብሕልፊ’ኳ ኢትዮጵያውያን ምድማር ትብል ቃል ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ጽሑፋት ፈነወ ራድዮን ቲቪ ኣዘውቲሮም ክጥቀምላ ይስማዕ። ኩሉ ግዜ ሓድሽ መራሒ ኣብ ስልጣን ዝመጻሉ ግዜ ምሩጽ ኣብ መደረታቶም ዝጥቀምሉ ቃል ኣሎ። እቲ ቃል ቅኑዕ ቃል ድዩ ኣይኮነን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net