Archive for: August, 2018

ዝምድናታት ኤርትራ ማእከላይ ምስራቕ እንታይ ይመስል

ዜናን ሓበሬታ ሰዲህኤ ኣብ’ዚ ዘለናዮ እዋን ዝምድና ኤርትራን ሃገራት ማእከላይ ምስራቕ ቀልጢፋ ዝቀያየርን ቆዋሚ ብዘይምዃኑ ግዚያውነት’ምበር ድልዱል ዝምድናታት ንረብሓ ህዝቢ ዘማእከለ ኣብ’ዚ ዝተመሰረተ’ዩ ኢልካ ብንጹር ክዝረብ ኣይከኣልን።

ናይ ሓዘን መግለጺ ብሞት ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን/ሆደ ኤርትራ ዋሳ ዪናኹ ክራ ለመለም የንቱራ ተስፋይ ተኽለሩዂ ቛላኹድ። ፋሪዕ እክባ መርቛ ብሊኑዂ/ሆደ (ብሊንድ ስቖት ቛሊ)

ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ብንኡሱ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ደሙ ስለ ዝኣተዎ ካብ ከረን ጀሚሩ ክሳብ ኣስመራ ህዝቢ ንምንቕቓሕን ንምውዳብን ምስ ፊዳኢን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ንመሳትኡ ኤርትራዉያን ኣብ ሰዉራ ክጽበሩ ሓፍ ዘይብል ሓላፍነት ወሲዱ ክሰርሕ እንከሎ ገለ ዝፈልጥዎ ተጋደልቲ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዶም ስለ ዝሃቡ፣ ኣብ ቤት ትምህርቱ ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ኣብ ክላስ ከሎ ክሕዝዎ ስለ ዝመጽኡ

ቃልስና ብመሰረቱ ንሰላምን ፍትሕን እዩ!

ሀ/ ቃልስና ብመሰረቱ ንሰላምን ፍትሕን ምዃኑ ቃልስና ብመሰረቱ ንሰላምን ፍትሕን እዩ፡ ንሱ ስለ ዝኾነ ከኣ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመረ መስርሕ ሰላም ክድገፍን ክተባባዕን ርእይቶና ሰንዚር’ና። ሰዲህኤ ነዚ ጸዋዒት ሰላም ክድግፍ እንከሎ ብውሕዱ ካብ መትከላዊ ዕላማታቱን ዝነቀለ ምንባሩ ኣብ ዝሓለፈ መግለጺታቱ ምውካስ ይከኣል። ለ/ ቤት ምኽሪ ኢህኣደግ ብዘይቅድመ ኩነት ንትግባረ ብይን ኣህጉራዊ ክሰርሕ ጸዋዒት […]

ይጽንሓለይ ዘይበሃለሉ ሃገራዊ ውራይ ሰዲህኤ

ድሕሪ ሓድሽ ስያመ ቀዳማይ ሚኒተር ዶር ኣብዩ ኣሕመድ መራሒ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2018 ጀሚሩ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓድሽ ምዕራፍ’ኳ እንተዘይተባህለ ነቲ ብዘገምታ ዝኸይድ ዝነበረ ክቅልጥፍ፡ ነቲ ብሕሽዅሽኽ ዝዝረብ ዝነበረ ኣብ መጋባእያ ወሪዱ ብመራኸቢ ብዙሓት ክዝረበሉ ዝተሰምዐ ጉዳይ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ፡ ብፍላይ ህዝብና ፡ ዓለምና ከኣ ብሓፈሻ ብዘይተጸበዮ ናህሪ ኣብ ሓጺር ግዜ ርክባት ክልቲኡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net