Archive for: October, 2018

A SWOT Analysis for ENCDC

By Fesseha Nair Wake up!!!!!!!!!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!!!!!!!!!! Back to armed struggle……………………there is no other alternative! Revitalising ENCDC with those elements respecting and preserving the Eritrean national sovereignty and territorial integrity. Eritrean national sovereignty and territorial integrity is in crisis. We are back on the 40th and 50th situation. ENCDC- Eritrean National Council/ […]

Eritreans Ask Italian PM to Cancel Visit to Asmara, Or Take Bodies of 360 Lampedusa Victims with Him

At this occasion of the 5th anniversary of the Lampedusa Tragedy of 3 October, 2013, and in connection with the planned visit to Asmara by the Italian Prime Minister, three Eritreans organizations addressed a strong memorandum to the Italian Government expressing “deep regret and disappointment” at Italy’s “repeated failures to help

ኤርትራውያን፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ፣ መገሻኦም ክስርዙ ወይ 360 ኣስከሬናት ላምፓዱሳ ምስኦም ክማልኡ ሓቲቶም

ኣብዚ ናይ 3ጥቅምቲ 2013 ህልቂት ላምፓዱሳ ዝዝከረሉን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ናብ ኤርትራ ክገሹ ዝመደብሉን ኣጋጣሚ ሰለስተ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ውድባት (ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪን ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሕን) ዝሓደሮም ዓሚቕ ሻቕሎትን ቅሬታን ብምጥቃስ ናብ መንግስቲ ኢጣልያ መዘክር ሰዲዶም። ኣብቲ መዘክሮም ናይ ኢጣልያ ተደጋጋሚ ንኤርትራውያን ኣብ ግዜ ጸገሞምን ሓገዝ ዝደልይሉ ኣጋጣምን ናይዘይምትሕግጋዝ ተግባር ኣስፊሮም።

ጸዋዒት ንፈ.ዲ.ረ መንስግቲ ኢትዮጵያ፡ ንምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ

ፈ.ዲ.ረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምልከቶም ኣካላት መንግስቲ ኢትዮ. ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይን   ሰላም፡ ንከባቢና ህዝብናን ልክዕ ከም’ቲ ፍጡር ክነብር ኣየር ከተንፍስ ዘለዎ ኣገዳስነት ሰላም ከኣ ብኡ ተምሳል ክረአ ዝኽእል እዩ። ሂወት ሰኵዑ ከነብርን ከናብርን ከኣ ሰላም የድልዮ፡ ሰላም መትካእታ ዘይብሉ መሰረት ቁጠባዊ ማሕበራዊ ባህላዊ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ሰብኣዊ ክብሪ ዕብየት ዘረጋግጸሉ ባይታ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን […]

ትማሊ ኣፍሪቃዊት ሰሜን ኮርያ ሎሚ ናይ ሰላም ሃዋርያት !

ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 27 መስከረም 2018   ትማሊ ኣፍሪቃዊት ሰሜን ኮርያ ትበሃል ዝነበረት ሎሚ ናይ ሰላም ሃዋርያት ከምይ ገይሩ ክኸውን ይኽእል? መሰረት ኩሉ መዕቐኒታት ሓንቲ ሃገር ህዝባዊ ሕጋዊ ባይቶኣዊ ሰብኣዊ ምሕደራ’ዩ። እሞ ዝጸንሐን ዘሎን ሚዛን ገምጋማትን ተምሳል 27 ዓመታት መስርሕን ኣካይዳን ምልካዊ ምምሕዳር ለውጥን ምምሕያሽን ዘይብሉ ክነሱ ሃዋርያ ስላም ክበሃል ይከኣል ድዩ ? እንታይ’ዩ ነዚ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net