Archive for: April, 2020

ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !!

ብምኽንያት በዓል ፋሲካ (ትንሳኤ)፣ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ፣ ንኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለም ድማ ብሓፈሻ፣ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈታሓልኩም ብምባል፣ ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ክኾነልና ልባዊ ምንዮትና ንገልጽ። ዝመጽእ በዓልታትና፣ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ይኹን ዞናናን መላእ ዓለምን፣ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝሰፈነሉ ኩነታት ምስ እንፈትዎም ቤተ ሰብናን ፈተውትናን ክነብዕሎ ተስፋ ንገብር። ከምኡ’ውን ኣብ ዓለም ተዘርጊሑ ካብ ዘሎ […]

ናይ ዮሃና መልእኽቲ ብኣጋጣሚ በዓል ፋሲካ

ርሑስ በዓል ይግበሮ !! ህዝብናን ኣህዛብ ዓለምን በዓል ፋሲካ ኣብ ዘብዕሉሉ ዘለዉ እዋን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ንኹላትኩም ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን ትቃለሱ ዘለኹም ኤርትውያን ሓርበኛታትን ስድራቤትኩምን፣ ንመላእ ህዝብናን፣ ከምኡ‘ውን ንኩሎም ኣመንቲ ክርስትና ኣብ ዓለም፣ እንቋዕ ናብ`ዚ ክቡር በዓል‘ዚ ኣብጻሓና ብምባል፣ ርሑስ በዓል ክገብሮን፣ ኣብ ሃገርና ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ንክሰፍንን፣ ዝመጽእ ዘሎ በዓላትና ምልኪ ለጊሱ […]

ዕድመ ናብ ኣኼባ ተሌፎንኮንፈረንስ

ናብ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውራጃ NRWን ከተማ ከለንን ከባቢኣን! ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ህወትኩም ጥዕና፡ ኣብ ትገብርዎ ስራሕ ድማ ኣሳልጦ ንምነየልኩም። ኩልና ከምንፈልጦ፡ ዓለምለኸ ለበዳ ሐማም ኮሮና (COVID19)፡ ብደረጃ ዓለም ኣብ ሰብ ሰፍ ዝይብል መቅዘፍቲ የውርድ ኣሎ። ኣብቶም ማሕበራዊን ጥዕናውን መሰላጥያታት ብቀሊሉ ዘይርኽቡ ሕብረተሰባት፡ ብፍላይ ድማ ጠዋሪ ዘይብሎም ስደተኛታትን፡ ሓደገኛነቱን ሳዕቤኑን ከቢድ ከምዝኸውን ኣየጠራጥርን። ንዚ ኣብ […]

ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ በደል እንዳ ፈጸመ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት እውን ብዘይእዱብ ፖለቲካዊ ሽርሕታት እንዳ ተቛመረ እንከሎ፡ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ይላባዓሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ከምኡ ድማ ትሕተ ቅርጺ ሕክምናዊ መሰላጥያታት ሃገርና ብደረጃ ዓለም ሓደ ካብ’ቶም ዝደኸሙ መሳለጥያታት ኮይኑ ይርከብ ብምህላዉ መጠን፡ ኤርትራ ናብ ሓደ ዓቢ ሰብኣውን ፖለቲካውን ቅልውላው ተቓሊዓ ትርከብ። ንሕና፡ እዞም ኣስማትና […]

The 2020 Manifesto of Eritrean Scholars and Professionals in the Diaspora

With a government that commits horrific human rights abuses against its own people, plays reckless political games in regional affairs, amidst the ongoing spread of COVID-19 pandemic and a country with one of the weakest health systems, Eritrea is currently exposed to unprecedented humanitarian and political crisis. We, the undersigned 95 Eritrean Scholars and Professionals, […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net