ሓባራዊ ቃል ጽላል ፖሊቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ውልቀስባትን
29/09/2012 ዝኸበርኩም ሃገራውያን ተቓለስቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ! ዝኸበርኩም አባላት ጨናፍር ፖሊቲካውን በርገሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ዕዱማትና! ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ድርብ ኣጋጣሚ ሓደ መበል 51…
29/09/2012 ዝኸበርኩም ሃገራውያን ተቓለስቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ! ዝኸበርኩም አባላት ጨናፍር ፖሊቲካውን በርገሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ዕዱማትና! ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ድርብ ኣጋጣሚ ሓደ መበል 51…
ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዕለት 01/10/2012 ኣብ ዝጀመረ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከም ቀዳማይ ኣጀንዳ ሰሪዑ ዝረኣዮ ጉዳይ ብዛዕባ ብዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ…
ብምኽንያት መበል 51 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ፡ ሕድሪ ስዉኣት ንምስትንታንን፡ ንኵሎም ኣደዳ ጉጅለ ህግደፍ ብምዃን ህይወቶም ዝሰኣኑን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተመቊሖም ዝሳቐዩ ዘለዉን…
29/09/2012 ዝኸበርኩም ሃገራውያን ተቓለስቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ! ዝኸበርኩም አባላት ጨናፍር ፖሊቲካውን በርገሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ዕዱማትና! ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ድርብ ኣጋጣሚ ሓደ መበል…
ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን…
እቲ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ፡ ብደሞክራስያዊ ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ፡ ንስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ዝምልከት ዝወጸ መግለጺ ፡ መስመሩ ዝሰሓተን ዘይሓላፍነታዊን ክንዲዝኾነ ፡መሪሕነት…
ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ፡ ብደሞክራስያዊ ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ፡ መስመሩ ዝሰሓተን ዘይሓላፍነታዊን ክንዲዝኾነ ፡መሪሕነት ደሞክራስያዊ ምንቅስቕስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ፡ ነቲ ዘውጽኦ…
ኣቶ መለስ ኣከራኻሪ ዝዀነ ውርሻ ገዲፉ ሓሊፉ ኣሎ፣ ገለን የመስግንዎን ይምርቕዎን፣ ገለን ከኣ ይወቕስዎን ይረግምዎን ኣለዉ፡፡ ብዙሕ ጊዜ መራሕቲ ክሓልፉ ከለዉ Eቲ ብዛEባOም ዝወሃብ ሚዛናት ፍልልያት ኣለዎ፣ ገሊU ናብ ኣዎንታ፡ ገሊU ኸኣ ናብ ኣሉታ ዝዛዙ ይኸውን፡፡ Eዚ ሓቂ Iዩ፣ Eንተዀነ ግን Eቲ ንኣቶ መለስ ብዝርI ዘሎ ፍልልያት ኣመና በሊሕን ገፊሕን ብሙዃኑ፡ ኣገራሚ Eኳ Eንተዘይኰነ፡ Eሙቕ ዝበለ ትርጉም ዘለዎ Iዩ፡፡ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ዘለዉ ኤርትራውያን Eውን ንመዋቲ ብዝምልከት ምስጋና ዝዓዘዞ ርEይቶታት ከስምU ቀንዮም Iዮም፡፡ ኣብ ባህልና ሕልፈተ ህይወት - ማለት ሞት - ረዚን ተረኽቦ Eዩ፡፡ በዚ ምኽንያት’ዚ ይመስል፡ ሓደ ሰብ ክሓልፍ ከሎ፡ ብዝተኻEለ መጠን፡ ነቲ ናይ ህይወቱ ኣዎንታዊ ጐኒታት ጥራይ Eናኣጉላሕካ ምፍናዉ ልሙድ ስነ-ስርዓት ነይሩን ኣሎን፡፡ Eዚ ሓቂ Eንተዀነ Eኳ፡ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ገለ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ብዛEባ ኣቶ መለስ ዘቕረብዎ ጽሑፋት ዘተሓሳስብ ሸነኻት ነይሩዎ፡፡ ብፍላይ Eቲ ኣብ ልEሊ ሰውራና ንዝተፈጸመ ገበናት ዝረስA፡ ብትሕዝቶU ከኣ ምስ ዓደቦነት ኤርትራ ዘይሳነ ዝመስል መግለጺታት ቁሩብ ኣሰኪፉኒ Iዩ፡፡
ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ግብጺ ዝገበርዎ ዑደት ኣብ ዕለት 7/9/2012 ዛዚሞም ። ኣብቲ ብኹሉ መለክዒታቱ ዕዉት ነይሩ ክበሃል ዝኽእል ዑደት ፡ ንትሕዝቶኡ…
by Frederik Pleitgen and Mohammed Fadel Fahmy, CNN Editor’s note: Watch the CNNI documentary “Stand in the Sinai” on Friday September 21 at 1530…
