Latest news

Articles

ድምጺ ሓፋሽ ዶ ወይስ ድምጺ ኣሜሪካ !

ዝገርም’ዩ፡ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዛ ንህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ነፊጋ፡ እቲ ክበጽሖ፡ ክሰምዖ ዝግበኦን ዘለዎን ሓበሬታ ኮኒናቶ ጸኒሓ’ያ። ካብ’ቲ ዝተዋሃበቶ መደብ…

By farajatPublished
Articles

ኣኳባ “እንቋዕ ብሰላም ንገዛኻ ኣቶኻ”

ቅድሚ’ቲ ካብ’ቲ ድምጺ ኣሜሪካ ብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ዝፍኖ መደብ ፈነወ ሬድዮ፡ ዑደት ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ምጽሓፈይ፡ ካብ’ቲ ኣስደማሚ ዝዀነ ጉዳይ፡ ድምጺ…

By farajatPublished
Articles

ነጻነቶም ዝኽሓዱ፡ ዘመናውያን ጊሎት!

ብዛዕባ ነጻነት ብዙሕ ክዝረብ ይኽእል። ጠለብ ነጻነት ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምስ ትሕዝትኡ ይፈላልየ’ዩ። ንኣብነት ሰባት ቁጠባዊ ነጻነት፡ ባህላዊ ነጻነት፡ እዚ ማለት ብተራ…

By farajatPublished
Articles

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ሳልሳይ ምዕራፍ ካልኣይ መወዳእታ ክፋል ዝኽበርኩም/ን ኤርትራውያን ደቂ ሃገር፡ ኤርትራዊ ባህላዊ ክብርታት፡ ኤርትራዊ ታሪኻዊ ክብርታት፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክብርታት ተደማሚሩ ነጻነታዊ ክብሪ፡ ሃገራዊ ክብሪ…

By farajatPublished
Articles

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ሳልሳይ ምዕራፍ ቀዳማይ ክፋል ቅድሚ ኣብ’ቲ ሳልሳይ ምዕራፍ ምስግጋር፡ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ኣብ በለዛ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኣቦና ዝጽሓፍዋ ደብዳበ ከቅርበልኩም መብጽዓ ኣትየ…

By farajatPublished
Articles

ደርጊ ዝናፈቐ ደራፋይ

“ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ” እታ ደርፊ ዜማኣ ኣዝዩ ጥዑም’ዩ፡ ኣብ’ቲ ውሽጣ ሒዛቶ ዘላ ፍረ ናይ’ቲ ደርፊ ግን ” ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ’ዩ። እቲ ፍረ ነገር ገና’ዩ…

By farajatPublished
Articles

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት መወዳእታ ካልኣይ ምዕራፍ ራብዓይ ክፋል Eritrean Gruppen i Sverige (መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽወደን)   1 ቡ በቨንስታም……. Bo Bjefvenstam 2 ክርስቲና…

By farajatPublished
Articles

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ቀዳማይ ምዕራፍ ሳልሳይ መወዳእታ ክፋል   መእረምታ፡ ካብ’ቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋል ብጌጋ ሰፊሩ ዝሎ ኣስማት ኣብ ክንዲ ዶ/ር ካርል ንይስትሮም ዶ/ር ካርል ዊንክቪስት፡…

By farajatPublished
Articles

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ካልኣይ ክፋል   ዝምድና ኤርትራ ሽወደንን፡ ኣብ ሓድሕድ ምክብባርን፡ ደቂ ሰባት ምስ ባህሪ ናይ ዝካየድ ሕቶ ምንባር ዝሓለፎ ሂወት ተጋድሎ’ዩ። ኣብ ከም’ዚ ዝምስረት…

By farajatPublished
Articles

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ቀዳማይ ክፋል    ዝምድና ኤርትራን ሽወደን ንልዕሊ 150 ዓመታት ኣቢሉ ይኸውን ዕድመ ዘለዎ’ዩ። እቲ ቅድም ዝነበረን ሕጂ ዘሎን ከከም ግዜኡ እንዳተቐያየረ ዝተፈላልየ ትሕዝቶ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top