ርሑስ ዒድ ኣልኣድሓ 2017 ርሑስ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2017
ባሕቲ መስከረም 2017 ካብቲ ካልእ ፍልይቲ ዝገብራ እንተሃልዩ፡ መንፈሳዊ ዒድ ኣልኣድሓን ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ዝተጋጣጠመላ ድርብ ታሪኻዊት ዕለትን በዓልን ክትኸውን ብምብቕዓ’ዩ።…
ባሕቲ መስከረም 2017 ካብቲ ካልእ ፍልይቲ ዝገብራ እንተሃልዩ፡ መንፈሳዊ ዒድ ኣልኣድሓን ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ዝተጋጣጠመላ ድርብ ታሪኻዊት ዕለትን በዓልን ክትኸውን ብምብቕዓ’ዩ።…
Al-Amin was born in Ghinda’ (circa 1938) and at the age of two or less, the young child Al-Amin moved to Asmara with his family. His father was a public nurse and was transferred to Asmara from Ghinda’. He belongs to the tribe of Aad Dirqi (this tribe belongs to Muslim Sheiks whose main task was to teach and spread Islam in many regions of Eritrea), his ancestors moved from Zula to Ghinda’ where they lived and Al-Amin was born.
Festival participation or turn out all around the world is voluntary. The festival turn-out is just about convincing the participants to take part and…
ብመጀመሪያ ኣብ ዝተፈላልየ ክፍለ ዓለማት እትርከቡ ኣባላት ሰ.ዲ.ህ.ኤ፡ ልባውን ክቡር ሰላምታ ሓርነታዊ ቃልስን ይብጻሕኩም ንብል። ዝኸበርኩም ኣባላት ሰ.ዲ.ህ.ኤ እዚ ንረከበሉ ዘሎና እዋን፡ “ክጽወየሉ ዶ…
ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡- ኣብ ጉዕዞ 26 ናይ ነጻነት ዓመታት ብሰንኪ በሓቲ ፖሊስታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ብሓፈሻ…
By Fesseha Nair The struggle from dictatorship to democracy depends on its ownership expressed through its meaningful participation to affirm this it needs democratic…
By Hannan Abdullah United Kingdom 25.07.2017 Joining the struggle for liberation and independence was not a passing frenzy or a mere show of desire…
ኣብዚ እዋን’ዚ ብዙሓት ዜጋታት ኤርትራ ኩሉ’ቲ ብሓቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘካይዶ ዝጸንሐን ዘሎን ኣዕናዊ ሰነ-ሓሳብ፡ ብውጽኢቱ ድማ ዝተፈላለየ ግህሰታት ሰብኣውን ፖሎቲካውን መሰላት፡…
ጉጅለ ህግደፍ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ኣብ ህዝብና ዘውርዶ ዘሎ በደልን ግፍዕን፣ እዚ ኢልካ ክጽብጸብ ኣሸጋሪ ኢዩ። ሎሚ ብዛዕባ ዕደና ወርቅን ሳዕቤናቱን ኣብ ኤርትራ…
A country’s respect for human dignity is judged by how it treats its prisoners. Like they say, two wrongs don’t make a right, so…
