Category archives for: Resistance

ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን-ካናዳውያን ኣብ ከተማ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ

ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰ ይኤርትራ ጨንፈር ካናዳን ምስ ግዱሳት መንእሰያት ኤርትራውያን ተቀማጦ ከተማ ኦታዋ ብምትሕብባር ብዕለት 27 ጉንበት 2011 ፡ብምኽንያት እቶም 400  (ኣርባዕተሚእቲ) መንእሰያት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓንቲ ህሞት ዝሃለቑን ኣብ ፈቆዶ ስደት ዝግፍዑን ዝሃልቁን ዘለዉን ኣቓልቦን ተገዳስነትን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ንምስሓብ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራትን ከም እውን ጸረ ምልኪ ዕስራ ዓመት ንምቁዋም […]

ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ

ግንቦት 24, 2011 ብናይ ህዝቢ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣን (ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ) ዝተዳለወ ሎሚ ሰሉስ 24 ግንቦት 2011 ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ። ሰላማዊ ሰልፊ ንግሆ ሰዓት 9፡00 ኣብ City Hall ድሕሪ ምርኻብ ናብ ኣሜሪካን ኮንስል(US Consulate ) መሪሹ ። ኣብ ኣሜሪካን ኮንስል (US Consulate ) ንፍርቂ ሰዓት ናይ ውጹዓት ድምጺ […]

The success of the Cairo demonstration- preliminary report

Farajat : CairoEritrean “Youth” is rallying demonstrations throughout the world to commemorate the 20th anniversary of the Eritrean Independence Day. The “May 24” –  Eritrean Youth Movement, in the Egyptian capital Cairo, conducted on the 22nd of May popular and successful demonstration in front of Eritrean Embassy in Cairo. The demonstration was attended by hundreds […]

ጸብጻብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሎንደን

  ብሓልዮት ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ዝተዳለወ ብቀዳም 21 ግንቦት ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሎንደን ተኻይዱ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ካብ ሳዓት 1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ካብ Kings Cross Station ክሳብ ኣፍደገ ኤምባሲ ስርዓት ኤርትራ ን45 ደቓይቕ ብናይ እግሪ ግዕዞ ድሕሪ ምምራሽ ክሳብ ሳዓት ሓሙሽተ ቀጺሉ ኣምሲዩ። ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ጨቋኒ ስርዓት ዝዓለመ ምእንቲ ብሩህ […]

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ብምኽንያት 20 ዓመት ዘቁጸረ መሪታዊ ነጻነት ኤርትራ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ጎድኒ ሕዝቢ ኤርትራ ደዉ ብምባል ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ከዛይድ ዝጽዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ብምድላዉ ብድሙቕ ኣገባብ ሎሚ 18 ግንቦት ኣማስይኡ ኣብ ኣፍደገ ሃገራዊ ባይቶ ሽወደን ተኻይዱ፡፡

ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ሲቪላዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ብዝቖመ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ብዝተባህለ ማሕበር ዕስራ ዓመት ዘቁጸረ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ትሕቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ዝጸነሐን ዘሎን 20ዓመታት ናይ ዉርደትን መከራን መዋእል ንምዝካር፡ ከምኡ እዉን ኣቓልቦ ሕዝብን መንግስትን ሽወደንን ብኡ ኣቢልካ እዉን ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ጎድኒ […]

Sweden Rally Report

The Eritrean- Swedish Partnership for Democracy consisting political and civil organizations conducted today Wednesday 18th May a huge rally under a theme,                              “Eritrea 20 years in Slavery” A large number of pro-democracy forces have taken to the streets of Stockholm and marched towards the Swedish Parliament chanting democratic slogans and distributing pamphlets to the […]

Washington, DC 27 May 2011

ህዝባዊ  ጻውዒት ንሰላማዊ  ሰልፊ፤ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ብሓፈሻ:  ኣብ መንእሰያትና ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ መዘና ዘይብሉ ኣደራዕ ከብቅዕን ኩሉንትንኣዊ ለውጢ ክቀላጠፍን: “ይኣክል ውልቀ-ምልኪ 20 ዓመት” ኣብትሕቲ ዝብል ጭርሖ “ብሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግተን ዲ.ሲን ከባቢኣን” ዝተዳለወ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግተን ዲ.ሲ. ንምክያድ ምሽብሻብ ይግበር ኣሎ። እታ መስተርሆ ናጽነት ከተስተማቕር ዘይተዓደለት ሃገርና ኤርትራ መበል 20 ዓመት […]

Letter of Invitation

2nd Symposium on Eritrean Human Rights & Refugee Crisis, May 28, 2011  Alexandria, VA22301 Dear Eritrean National Commission for Democratic Change,   After a national tragedy of immense proportion where almost 400 Eritrean were drowned in the Mediterranean we cannot celebrate this year Independence Day in the usual way. We commend that this day be […]

ኣውስትራልያ መልበርን ሎሚ’ውን ከምቀደምና

ኣብ ሓደ ግዜን ንተመሳሳሊ ዕላማን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዓለም ዝረከቡ ኤርትራውያን ሰለማዊ ሰልፊ ንከካይዱ ዝወጸ ዝተወሃሃደ መደብ ኣብ ኣውስትራልያ መልበርን’ውን ትማሊ ቀዳም ዕለት 26/3/2011 ብውዕዉዕ መንፈስ ተኻይዱ። ኣብዚ ብብዝሒ መኣሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ዝተሳተፍዎ ሓያል ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ትሕቲ፡ ህግደፍ ይደምሰስ ፍትሒ ይንገስ፡ እሱራትና ይፈትሑ፡ ኤርትራውያን ሰደተኛታት ቆላሕታ ይገበረሎም፡ ዝብሉ ጭርሖታት ብምልዓል ካብ መልበርን ላይብረሪ ተበጊሶም፡ […]

Pictorial report of the demonstration in Geneva – Switzerland

http://www.farajat.net/ar/12183

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net