ኣለና ገና ተፋሊጥና ኣለና

hussen abu asharaኲኖ ወጎኑን ኲኖ ዓልየቱን ኲኖ ሃይማኖቱን ዘይ ጥምት ኤርትራዊ ጸቢብ ብዋጋ ሓደጋ ምእሳር መራሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሓው ሕስየን ከሊፋ ክዓብዩ ዝደልዩ ኣይ ተሳእኑን እዚኦም ጸበብቲ የዕኑድ ሞቖምያ ኤርትራ ዘይፈልጡ ጸበብቲ ተበለጽቲ ተዓዚብናዮም ኣሎና  ሰተት ካኣ ኣይነብሎምን ኢና ።

እቶም ኲኖ  ዓልየቶም ኲኖ ወገኖም ኲኖ ሃይማኖቶም  መቖምያ የዕኑድ ኤርትራ ዝፈልቱን ተሓላቕነት ሓልዮት ዘለዎም ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ  ኪዳን ውድባትን ብዝዕባ ገዲም ተቓላሳይ መራሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣቶ ሕስየን ከሊፋ ብጸጥታ ሱዳን ተኣሲሩ ምስ ሰምዑ ሰምባዴ ቁጣዓን ሓልዮትን ንኽፍታሕ ላዕልን ታሕትን ዝብሉ ዝነበሩ ኣገናዕ ኣገናዕ ኣገናዕ ከማኡ ውን ብውልቆም ዝቃለሱ ስቢክ ሶሳይትን ብውልቆም ኣብ ፌስ ቡክ ብሓልዮት ዝጻሓፍ ኣገናዕ ኣገናዕ ኣገናዕ  ሓው ሕሴን ከሊፋ ዝተኣሰረሉ ማዓልቲ ንመሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጠጦ እንተዘይ ጢ ይኹን ንውድባት ይኹን ሰልፍታት ይኹን ንመድረኽ ብሓደ ኲንኩም ብጎራባብቲ ሓገራት ጸቕጢ ግበሩ ሕሴን ከሊፋ ሱዳን ክትፈትሖ ሎሚ ኣብ ክንዲ ሕሴን ከሊፋ ጠጦው እንተ  ዘየልኩም። ንዝኾነ ከተድሕኑ ኣይ ትኽእሉን አኹም ዝብል መታሓሳሰቢ ጺሒፈ ነይረ።

ናይ ብሓቂ ኣስላማይ ይኹን ክርስትያን ወዲ መታሕት ይኹን ወዲ ኸበሳ ብሓደ ደው ከም ዝበለ ስለ ተዓዘብኩ ደስ ኢሉኒ ብሓባር ተኣማሚና ከም ንቃለስ ካኣ ኣታባብዑኒ እዚ ኤርትራዊ መርገጽ። ን’ሕስየን ከሊፋ  ሕጂውን ክሳብ ዝውጽእ ብሓደ ደው ንበል ኢድና ኣይ ንሃብ ሞራልና እውን ኣይተንከፍ ብድሕሪ ሕስየን ከሊፋ ሕሴናት ከም ዘለና ንዝኾነ ከነሪዮም ኣሎና።

ብሓድነትናን ብሓይሊ እግዚኣቢሄርን ብሓይሊ ረብን  ሕስየን ከሊፋ ክፍታሕ ኢዩኣጆና። ኣጆና ኣጆኩም።

ካብ ገብሪሄወት (ኣቡዓሸራ)

Short URL: https://english.farajat.net/?p=10122

Posted by on Feb 7 2016 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net