ዓስ እብለኪ ክር እብለኪ

ዓስ እብለኪ ክር እብለኪ

ተኣበኪ ግና ንነብሪ በልኪ

ዝብል ምስላ ኣቦታትና ሃቦ ተረከቦ ኣይኮነን ንኩኖት ተዓዚቦም  ብልክዕን ብተማሳሳልን እዮም ዝምስሉን ዝብሉን ዝነበሩ

እሞከደኣ መሲልካ ታየምጻእካ እብሉ መሊሶም እወ ምስላይሲ ሓደ ሩጉም ሰብኣይ ንሓንቲ ዓዲ እርብሻ ነበረ እሞ ህዝቢ ናይታዓዲ

ዝገብርዎ ጠፍኦም ተጨነቁ ንወየዓዲ በጽበጻ ሓደ ብኡኡ እተገፍዔ ሰብኣይ ዝባን ሒጊ ሰዓበኒ በሎ ወየዓመጸኛ ኣበይዘሎ ህጊ እዩ ኣይግድሰንን እዩ ሕጊ ችድ ጥራ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=1111

Posted by on Sep 18 2007 Filed under Poetry. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. Both comments and pings are currently closed.

Comments are closed

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net