መቐጸልታ ህዝባዊ ኣኼባታት ኣብ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤

መቐጸልታ ናይ’ዚ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝላባዕ ዘሎ ናህሪ ህዝባዊ ማዕበል ኤርትራውያን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ ኣብ’ዚ ቅንያት’ዚ ድማ ኣብዞም ዝስዕቡ ከተማታት ህዝባዊ ኣኼባታት ክካይድ እዩ። ኩሉኹም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ኣብዚ ኣብ ከባቢኹም ዝካየዱ ክትሳተፉን ክትላዘቡን ካብቶም ኣብ’ቲ ዋዕላ ዝተሳተፉ ድማ ምስክርነቶም ክትሰምዑን ሕቶታትኩም ከተቕርቡ ብኽብሪ ትዕደሙ። ኣባላት ኮምሽን ድማ ናብ ህዝብ ሒዞሞ ዝመጹ መልእኽትን መደባትን ከረክቡን፣ ህዝብ ድማ ሽማግለታት መሪጹ እሂን ምሂን ክብልን ንጉባኤ ዘድሊ ውደባን ምቅርራባትን ክገብርን ወናኒ ጉዳዩ ክኸውንን ንጽውዕ።

ከተማ/ City ኣበይ Where

(ቦታን ኣድራሻን)

መኣስ When:

(ዕለትን ሰዓት)

1. በይ ኤርያ፡

ኣብ Shattuck Ave & 55 Oakland CA 94609 ንቀዳም 16 October 2010

ሰዓት  4፡00 PM

2. ዋሽንግተን ዲ.ሲ. Thurgood Marshall Center 816 12 Street NW, Washington DC, October 23, 2010

ካብ 2:00pm ይጅምር

3. ኦታዋ ፣ ካናዳ Albion Heatherington Community Center

1560 Heatherington Rd.

Ottawa,ON.

November 6, 2010

From 12:00

4. ሎንዶን ኦንታርዮ ካናዳ London Ontario November 14
5. ኒው ዮርክ New York [TBA]* TBA
6. ሮቸስተር: Rochester, USA [TBA] TBA
7. ሲያትል: Seattle [TBA] TBA
8. ኤድመንተን, ካልጋሪ Edmonton, Calgary [TBA] TBA
9. ቫንኮቨር፣ ካናዳ Vancover TBA TBA

*TBA – To be arranged soon

ብድሓን ምጹ፣

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ !!

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቐት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ !!

ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC2011@gmail.com

Short URL: https://english.farajat.net/?p=1668

Posted by on Oct 14 2010 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net