ኣገናዕ (ሃይ ፋይፍ) ንቤት ጽሕፈት ዜና ግ.ሃ.ድ.ኤ

ካብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)

        ብመስከረም ዳት ነት ኣብ ርእሲ ግ.ሃ.ድ.ኤን ብዓቢኡ ድማ ኣብ ርእሲ ተቓውሞ ደምበን ንምብትታን ዘጻወዶ ሰራም ኣዕናዊ መልእኽቲ ብጉቡእ ተገንዚቡ መልሲ ምሃቡ ጉቡኡ እኳ እንተኮነ ንዕላማ መርበብ መስከረም ዳት ነጥ ኣፍሽሉ  ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ዕላሙን፥መትከሉን፥ እምንቱን ኣነጺሩ ናብ ሓፋሽ ህዝብና ብቃልዕ ብምዝርጉሑ ኣብ ምፍሻል ህግደፍ ብኢድ ኣዙር ብመርበብ መስከረም ዳት ነጥ ዝተዘርገሔ ዓቢ ታራ ተጻዊቱ።

     ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ጥራሕ ዘይ ኮነስ ብዓቢኡ ተቓወምቲ ውድባት እውን በቲ ናይ  መስከረም ዳት ነጥ ከይ ተዳናገራ ምንጭ ናይዚ ሰራም በታንን፥ኣዕናውን፥ፈላለይ ዕድመ መስከረም ዳት ነጥ ብጉቡእ ተገንዚበን ክሳብ ብቤት ጽሕፈት ዕላዊ ልሳን ግ.ሃ.ድ.ኤ መልሲ  ዝዋሃብ ዓቕሊ ምግባረን መርኣያ ሰናይ ደለይቲ ለውጢ ምዃነን ዝሕብሪዩ ዋጋ ናይ ትዕግስቲ ክኣ መንገዲ ዓወት እዩ። እነሆ እኳ ነቲ በታንን ኣዕናውን መልእክቲ ዕድመ መስከረም ዳት ነጥ ፈሽሉ።

   ቤት ጽሕፈት ግ.ሃ.ድ.ኤ ከምቲ ንተቃወምቲ ውድባትን መሓዙቱን ምስጋና ዘቕረበሎም ኣነውን ብማዕረ ናይዚ ስለ ዘመስገኖም ምስጋና የቕርበሎም ንቤት ጽሕፈት ግምባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ።

               ካብ ሰራም ኢድ ኣዙር ኣዕናዊ

             ንካላኸል ህዝብና ድልየቱ ክረዊ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=2388

Posted by on Apr 16 2006 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net