ኤርትራውያን ኣርበኛታት ናይ ደሞክራሲ ኣብ ስቶክሆልም ተኣምራት ሰሪሖም።

4 February 2007

 

ኤርትራውያን ኣርበኛታት ናይ ደሞክራሲ ኣብ ስቶክሆልም ተኣምራት ሰሪሖም።ብመጀመርያ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ናይ ስቶክሆልም ኣብቲ ቦታ ናይ ኣኼባ ተኣኪቦም፤ብድሕሪ

U ኩሉም ብሓደ ብሽም ወጽዓ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፤ብሽም Eሱራት፤ብሽም መንEሰይ ሓደስቲ ስደተኛታት፤ ብሽም ኣልቦነት ግዝኣተ ሕጊ ሃገር፤ብሽም ኩሎ ዘይፍትሓዊ ተግባር ህግድፍ ነዲሮም።ካብቲ ብዙሕ ንEነሀ ገለ ክፋል ናይ ጭሮሖታት።

ህግድፍ ግደፍ ንወጽዓ ህዝብና፤ ህግድፍ ግደፍ ንዲክታቶርነት፤

ህግድፍ ግደፍ ግዝኣተ ሕጊ ኣልቦነት፤ ህግድፍ ግደፍ ንም

Eሳር ሃገራውያን፤ህግድፍ ግደፍ ሰላም ኣብ ሃገርና ክነግሥ፤ ህግድፍ ግደፍ መዝሙር ናይ ውግኣት፤

ህግድፍ ግደፍ ንምምንዛ

E መሬት ሓረስቶት፤ህግድፍ ግደፍ ንመቅጻEቲ ወለድና፤

 

EOም ኣርባዓተ ኣብ ስEሊ ንርEዮም ዘሎና ሓርበኛታት ኤርትራውያን ናይ ደሞክራሲ፤ ንዓሊ ዓብዱ መልEኽቲ ናይ ሰላም፤ናይ መሰል፤ናይ ፍትሒ፤ናይ ደምክራሲ ኣብ Iዱ ከረክብዎ ዝተመዘዙ Eዮም። ኣብቲ መልኣኽቲ ኣውያት ውጹE ህዝብናን ጠለባት ህዝብናን ብዝርዝር ብኣርባዓተ ቛንቛ ተጻሒፉ ምንባሩ ዝዝከር Eዩ።ቅዳሕ ናይቲ መልኣኽቲ ንጋዘጠኛታት Tv4P1 ከምUውን ብዙሓት ካልOት ጋዘተኛታትን፤ብፍላይ ናይ ዳዊት ይሳቅ (ኣብ ኤርትራ ብህግደፍ Eሱር) ተደናገጽቲ ውን ሓቲቶም፤ ንኹሎም ከኣ ቅዳሕ ተዓዲሉሎም።Eዚ ሸወደናዊ ፖሊስ ኣብ ማEከል Eዞም ሓርበኛታት ዘሎ ምስ ካልኣዩ ኰይኑ ኣብ ኣኼባ ዓጂብዎም ከኣቱ ተመዲቡ ዝኽደ Eዩ።

Short URL: https://english.farajat.net/?p=3452

Posted by on Feb 4 2007 Filed under Resistance. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net