News ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ቶሮንቶ ምስ ኩሎም ግዱሳት ዘቕረቦ ህዝባዊ መጸዋዕታ By farajatPublished 12/04/2011Updated 13/04/20111 min read0 comments ሚያዝያ 18/2011 ሰላማዊ ሰልፊ ንኹሎም ኤርትራውያንን፤ ከምኡ’ውን ብሰብኣዊ መሰልን፤ ፍትሕን፤ ደሞክራስን ዝኣምኑ፤ ካልኦ ዜጋታትን ምስ ህዝብና ደው ክብሉ መጸዋዕትኡ የመሓላልፍ። መተኣኻኸቢ ቦታ፤ Queen’s Park / University Ave. Toronto ሰዓት፤ 10 ቅ.ቀ – 12 ድ. ቀ
Comments