NewsNotices

ጽምብል ሓድሽ ዓመት 2015

esvk+u

ብምኽንያት ምእታው ሓድሽ ዓመት 2015 አብ ዚግበር ጽምብል ንምስታፍ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢአን ንኩሊኻትኩም/ክን ኣባላት ማሕበር ብፍላይ፣ ንደለይቲ ፍትሒ ከአ ብሓፈሻ፣ ብኽብሪ ትዕድም።

ከምቲ ልሙድ ማሕበርና ሎሚ’ውን ዓመት 2014 ብ2015 እንክትካእ ሓቢርናን ሰሲናን መታን ንሓድሽ ዓመት ብሓባር ክንጽንብል፣ ንቀዳም 3 ጥሪ 2015 ርክብና አብ ከተማ-ኰለን ይኹን! ዝግበረሉ ኣድራሻ ከአ አብ

Bürgerzentrum Nippes
Turmstraße 3–5
50733 Köln

ኢዩ።

ጽምብል ዚጸንሓሉ ሰዓታት ድማ

ካብ  ሰዓት 1630 ክሳዕ ኣስታት 2200

ኢዩ።

ናይ ሙዚቃን ካልኦት ኣገዳስቲ ናይ መዘናግዒ መደባትን ተታሒዞም  ከም ዘለዉ  ድማ ንሕብር።

ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢአን

27 ታሕሳስ 2014

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top