መጸዋዕታ ንምክያድ ህዝባዊ አኼባ አብ ሆላንድ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ- ዞባ ኤውሮጳ፡ ንዕለት 5-01-2019 ሰዓት 13:00 ድ.ቀ. ከተማ ሮተርዳም ህዝባዊ አኼባ ከካይድ መዲቡ ሰለዘሎ፡ ንኩሎም ምእንቲ ፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን…
Author
3,028 stories published
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ- ዞባ ኤውሮጳ፡ ንዕለት 5-01-2019 ሰዓት 13:00 ድ.ቀ. ከተማ ሮተርዳም ህዝባዊ አኼባ ከካይድ መዲቡ ሰለዘሎ፡ ንኩሎም ምእንቲ ፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን…
ብሃንደበት ኣብ እዝኒ መላእ ህዝቢ ዝበጽሐ ስምምዕ ጸዋዒት ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ብ8 ሓምለ ኣብ ኣስመራ፡ ብዕለት 14 ሓምለ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባ መራሕቲ ክልቲኡ ሃገራት…
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ- ዞባ ኤውሮጳ፡ ንዕለት 5-01-2019 ሰዓት 13:00 ድ.ቀ. ከተማ ሮተርዳም ህዝባዊ አኼባ ከካይድ መዲቡ ሰለዘሎ፡ ንኩሎም ምእንቲ ፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን…
By EDITH M. LEDERER – 12/17/18 11:56 PM View@Source UNITED NATIONS — With only the United States and Hungary voting no, the U.N. General Assembly overwhelmingly…
ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 16 ታሕሳስ 2018 ታሪኽ ዝናንን፡ ክብርን ኩርዓትን ሓደ ህዝቢ ዓብይ ኣገዳስነት ዘለዎ መሰረት መንነትውን’ዩ። ኣብ ዓለምና ድማ ይፈላለ’ምበር ታሪኽ ዝናን ኩርዓትን ዘይብሉ ህዝቢ’ኳ የልቦን። ህዝቢ ኤርትራ’ውን ከም ዓለሙ ኣዝዩ ብዙሕ ታሪኽ ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ ያታዊ (ካብ ኣቦ ንውልዱ ብኣፍ ዝመሓላለፍ) ታሪኽ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ይውሓድ ይብዛሕ ቅርስታት፡ ሓወልትታ ዝገልጾም ኣለዎ። ኤርትራ ኣብ ገምገም ቀይሕ ባህሪ ትርከብ ሃገር ብምዃና ብኡ መንጽር ከኣ ብዙሓት መንገደኛታት ወይ ገያሾ ካብ ጥንቲ ዝመሓላለፍሉ ዝነበረ መስመር ስለ ዝኾነ ባዕሎም እቶም ገያሾ ብዛዕባ ኤርትራ ዝፈልጥዎ ታሪኽ ኣብ ጽሑፍ ዘስፈርዎን ኣሎ። ሎሚ’ውን ብሰንኪ መላኺ ስርዓት ዝተነፍጋ ጸጋታት’ምበር ስልጣነ ሒዙ ዝመጸ ቀጻልነት ታሪኽ ክህሉ ማእከል ገያሾን ንግድን ምኳናስ ዘይትጽበዮ ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ ሃብታም ባህሊ ስለ ዝነበረ በቶም ድሒሮም ዝመጹ ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣድናቆት ዘትረፈ ታሪኽ ባህሊ ልምዲ ወግዕታት ከም ዝነበሮ ዝምስክር ጽሑፋትን ሰነዳት ይርከብ።
(ብተክልሰንበት ተኽላይ ከም ሓደ ካብ ተሳተፍቲ ሰሚናር ዚነበሩ ሰባት) መእተዊ ከም ድሕረ–ባይታ፦ እቲ ሰሚናር ኤርትራውያን ዘይኮኑ NGO|s (ዘይመንግስታዊ ትካላት) ዚተጸውዐ ኴይኑ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ…
ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ኩብራት ህዝቢ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ዲክታይተር ስርዓት ህግደፍ ተቖርና ካብ መድረኽ ናብ መድረኽ ነናብ ዝኸፍኤ ኣታሕህዛ ብስንኪ ዘይ ፍትሓዊ ምሕደራን ኣታሓሕዛ…
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ጨንፈር ከተማ ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና ቀዳማይ አኬባኡ ብአባል መሪሒነት ባይቶ ሓፍትና ሂወት ገ/ሚካኤል ዝተመርሔ ብዕለት 8/12/2018 እኬባ ተሳላሲሉ።
ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ብትውልዲ ኤርትራውያን የሕዋተይ ኣሓተይ ኤርትራ ሃገረ ሰማእታትና በዕጽምቶምን ብደሞምን ከፊሎም ሃገር ዝገበርዋ እቲ ተንኮላት ናይ ኢሳያስ ብሰብዓታት ናይ ምትላል ዝጀመር እኖሆ ሎሚ ምቹእ ግዜ ተጸብዩ ንመንእሰያትና…
ርእሰ ዓንቐጸ ሰዲህኤ 5 ታሕሳስ 2018 ሰዲህኤ ኣብ ሕድሪ ስውኣት፡ መብጽዓታት ነዊሕን ጽንኩርን ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብና ንነጻነት ዝኸፈሎ ከቢድ መስዋእቲ፡ ኣብ ዕላማታት ዲሞክራስን…
