Author

farajat

3,028 stories published

News

ዕድመ ንኩሉ ብጉዳይ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ ሃገራዊ!

ዝኸበርኩምን/ክንን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርኣቀዲምና ሃገራዊ ሰላምታና ነቅርበልኩም!ብምቅጻል ነዚ ህልው ኩነታትን ምዕባለታትን ሃገርና ምኽንያት ብምግባርን: ብዛዕባ ኣብመወዳእታ ወርሒ ነሓሰ ማለት 31/08/2018 ኣብ ከተማ ጀነቫ ሃገረ…

By farajatPublished
News

ናይ ሓዘን መግለጺ ብሞት ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን/ሆደ ኤርትራ ዋሳ ዪናኹ ክራ ለመለም የንቱራ ተስፋይ ተኽለሩዂ ቛላኹድ። ፋሪዕ እክባ መርቛ ብሊኑዂ/ሆደ (ብሊንድ ስቖት ቛሊ)

ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ብንኡሱ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ደሙ ስለ ዝኣተዎ ካብ ከረን ጀሚሩ ክሳብ ኣስመራ ህዝቢ ንምንቕቓሕን ንምውዳብን ምስ ፊዳኢን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ንመሳትኡ ኤርትራዉያን ኣብ ሰዉራ ክጽበሩ ሓፍ ዘይብል ሓላፍነት ወሲዱ ክሰርሕ እንከሎ ገለ ዝፈልጥዎ ተጋደልቲ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኢዶም ስለ ዝሃቡ፣ ኣብ ቤት ትምህርቱ ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ኣብ ክላስ ከሎ ክሕዝዎ ስለ ዝመጽኡ

By farajatPublished
News

መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ንበርቓዊ ዝምድና ምስ መንግስቲ ኤርትራን ኢስያስን ዝምልከት

ጋዜጣዊ መግለጺ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ   ኽበርኩምን ዝኸበርክንን ህዝቢታት ኤርትራ፡ መንግስቲ ኢትዯጵያ ድሕሪ ጠ/ሚ/ ዶር ዓቢይ ዓሊ ኣብ ስልጣን ዝመጹ ጀሚሩ፡ ኣፍሪቓዉያን…

By farajatPublished

Search the site

Back to top