ንዝኽሪ መበል 57 ዓመት ባሕቲ መስከረም ሰዲህኤ
ፈላሚ ኣዳል ተጎርባ ዑበል ዓዲ ቐገነት ዝረኻባ ሰንዓፈ ዓዲቐይሕ ጸላኢ ኣብ ከበባ ወዲ ጀጋኑ ጸግዑ እምባ፡ ኣየ’ወ ኵናት መረብ ኦምሓጀር…
Author
3,028 stories published
ፈላሚ ኣዳል ተጎርባ ዑበል ዓዲ ቐገነት ዝረኻባ ሰንዓፈ ዓዲቐይሕ ጸላኢ ኣብ ከበባ ወዲ ጀጋኑ ጸግዑ እምባ፡ ኣየ’ወ ኵናት መረብ ኦምሓጀር…
ደቂ ሰባት ንምንባሮም ኣብ መሰረታዊ ነገር ክሓስቡ፡ ሓሳቦም ክገልጹ፡ መርገጽ ክወስዱ፡ ድሌቶም ክዕወት ክቃለሱ ሙሉእ መሰል ኣለዎም። መሰረታዊ መሰል ሰባት ከኣ ዝኾነ ይኹን ደልዩ ዝህቦምን ዝከልኦም ዘይኮነስ ሰብኣዊ መሰላቶም’ዩ። ዓለምና እንዳሰልጠነት፡ ህዝባ ፍልጠንት ተሞክሮን ዝረኽበሉ፡ ርክባቱን ዝምድናታቱን ዘደልድለሉ ዕድላት እንዳበዝሐን እንዳሰፍሐ ብዝኸደ መጠን ፍልልያት ከኣ ሰማይ ዓረገ። እዚ ኩሉ ካብ’ቲ ድሌትን ሕልምን ደቂ ሰባት መሰረታዊ መሰላቱ ንምርግጋጽ ዝነቐለ’ዩ። ሰብ መሰሉ ተኸቢርሉ ንመሰላቱ ቆይሙሉ ዘሎ ሕግን ስርዓትን ኣቢሉ ንዕላማታቱ ከዕውት ዝመርጾም ኣገባብ ኣካይዳ፡ኣተሓሳስባ መስሩሑን ምስኡ ዝተእሳሰረ’ዩ። ኣብ’ዚ መዳይ ከኣ ሓደ ዕላማ ወይ ምዕረፊ ዘለዎ ጉዳይ ብዝተፈላልየ ውዳበን መልክዕን ኣተሓሳስባ ይስለፍ። እዚ ከኣ ካብ’ዚ ክቡርን ዘይጋሃስ መሰል ዝተበገሰ’ዩ።
The case of interim –constitution and permanent constitution. What is the difference between interim and permanent constitution. Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition.
እወ፡ ኣበው ክምስሉ ከለዉ ” ካብ ዘገልገለስ ሰፍኢ ዓውዲ ዘቐበለ” ይብሉ ነበሩ። እቲ ዘገለገለ ኣብ’ታ ፍረን ምህርትን ትርከበላ ምስ በጽሐ ኩሉ ሞያኡን ተግባሩን በቲ…
Out of love, people care about their neighbors. Yes, people seem to be concerned about their next door neighbors because if the neighbor’s house…
ኣርእስቲ ከም ዝሕብሮ፡ ” ሰላም፡ ህዝቢ ብህዝቢ” ዝብላ ቃላት ዝወጸን ዘይብሉ ካብ’ቲ ዓበይቲ ክንበጽሖ ንቃለሰሉ መሪሕ ዕላማ ዘቃልሕ’ዩ። ኣብ ሓንቲ ሃገር ልዕሊ ሰላም ዝድለን…
እዞም ብዓይነቶም ናይ መጀመሪያ ዝኾኑ ናይ ደንቨርን ናይ ኣትላንታን ፈስቲቫላት፡ ኣብ 2018 ዓ.ም. ምክያዶም ንባዕሉ ንእሽተይ ጅግንነታዊ ስራሕ/ዓወት ኣይነበረን። እርጊ እግሪ እቲ ኣብ መንጎ…
That both festivals – the first of their kind – had taken place in 2018 was no small feat. For these festivals to take…
A Peaceful coexistence in progress based on peace, democracy, human rights respect, the rule of law and good governance. Our region is the origin of humankind and homosapience, from city-state of Mesopotamia to Alexandria and Axum- Afro - Arab communities.
