Author Archive
Stories written by admin

ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሕ.መ.ኣ. ናይ መጨረስታ ኣርባዕት ስተይታት ክብጽሕ’ዩ

ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ክልተ ሰሙናት፡ ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ እቲ ናይ ጎስጓስ መድረኽ ደምዲምካ ናብ ናይ ስነጽሑፍ ክትዓት መድረኽ ንምእታው ናይ መጨረስታ ኣርባዕተ ስተይታት- ሚነሶታ፡ ደቡብ ዳኮታ፡ ስሜን ካሮላይናን ኢልኖይን ክበጽሕ’ዩ። እዚ ጽባሕ ቀዳም ጥሪ 29, 2010 ዝጅምር ኣኼባታት’ዚ፡ ኣብ ሰይንት ፖል ሚነሶታ ዝጠቓለል እንተላይ ንኤርትራውያን ዸቡብ ዳኮታ ዘማእከለ ክኸውን እንከሎ፡ ነዚ ሓባርን መሃርን ዝኾነ መድርኽ’ዚ […]

The Commission Will Visit the Last four states in the USA

In the coming two weeks, the North America Commission will conclude its Mobilization phase by visiting four states- Minnesota, South Dakota, North Carolina, and Illinois. The visits will begin this Saturday January 29, 2011 in the city of Saint Paul Minnesota hosting for its twin city of Minneapolis,    as well as Eritreans from South Dakota. […]

Grand Strategic Struggle Management Against the Dictatorship in Eritrea

   By Fesseha Nair The Eritrean National Conference for democratic change resulted with forming a commission that is assigned to organize a broad national congress among other activities. The need for strategic planning at this congress is of crucial importance.  In the past, either the political or the civil society organizations have no well adjusted […]

መስራትን ሓድነታውን ጉባኤ ሰለስተ ውድባት

እዚ ካብ ረቡዕ 26.1.2005 ክሳብ 30.1.2005 ህዝብና ንምድሓን ንቃለስ ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ መስራትን ሓድነታውን ጉባኤ ሰለስተ ውድባት (ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ, ምንቅስቓስ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ከምኡውን ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ) ኣብ ሱዳን ከተማ ካርቱም ተጀሚሩ። ኣብዚ ቀዳማይ መዓልቲ ጉባኤ ወኪል መንግስቲ ሱዳን, ወኪል መንግስቲ ኢትዮጵያ, ብርክት ዝበሉ ወከልቲ ማዕከናት ዜና, ኣቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን, ወከልቲ ብርክት […]

ጸብጻብ ንጥፈታት ውድብ ኣብ ሃገራት ማእከላይ ምስራቅ ብወኪል ጨናፍር ማእከላይ ምስራቅ ሃገራት

ፈደራላዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ኤርትራ መሪሕነት ኣብ ማእከላይ ምስራቅ ሃገራት ኣብ ዑደት ሕዝባዊ ኣኼባታት ካብ 1 ወርሒ ጥሪ ክሳብ 22 ጥሪ ኣካዪዱ። ብ 20 ጥሪ 2011 ኣብ ከተማ ርያድ ሱዑድያ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻዪዱ፣ እቲ ኣኼባ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሕዝብና ኣብ ትሕቲ ኣረመናዊ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝሕልፎ ዘሎ ናብራ ብዕምቈት ተመያዪጡ። ንህልዊ ውድባዊ ንጥፈታት ብኩሉ […]

EFDM Activity Report in Middle East Countries By EFDM Middle East Branches

The Eritrean Federal Democratic Movement have been conducting public meetings in the Middle East countries from January 1st 2011. In January 20th 2011, it has conducted public meeting in Riyad, capital city of SA. The meeting assessed the organizations activities and developments in particular and the severe situation of the Eritrean people suffering under the […]

ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ

ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ እቲ ካብ ዝተመደበሉ እዋን ደንጉዩ ዝተካየደ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ ዕለት 13-16 ጥሪ 2011 ኣብ ኢትዮጵያን ስዊድንን ብዓወት ተሰላሲሉ። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ማእከላይ ባይቶና ብመሰረት እቲ ዝቐረበ ኣጀንዳታት ዓበይቲ ወሰንቲ ሃገራዊ ጉዳያትን ውሽጣዊ ውድባዊ ኩነታትን ብኩሉ መዳያቱ መርሚሩን ኣጽኒዑን ብኡ ደረጃ ከኣ መፍትሒታት ዝምንዳይ […]

THE ROLE OF ERITREAN CIVIL SOCIETIES FOR DEMOCRATIC CHANGE

The last 19 years of independence have been the darkest period in the history of the Eritrean people. The economy not only stagnated but sharply declining from time to time. It is not unusual to see people dying because of hunger and malnutrition. The streets of the major cities are over flooded with beggars mostly mothers and children. Diplomatic relation went negative in the field of politics and national development and co-operations. Citizen have suffered from varieties of tortures, arbitrary arrests, disappearances and killings in their own homeland by their own countrymen. Extensive famine have stroked the entire country and aggressively taking the lives of innocent citizens. The national pride of the citizens went down to the extent of losing his/her personal confidence and hope.

ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ሎንደን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተዋሂብዎ ዘሎ ለበዋታት ንምፍጻም፣ ዕማማቱ ንምዕዋት ኣብ ስራሕ ነታ ምስ ኮሚሽን ትተሓጋገዝ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ከተማ ሎንደን ንምጽንባር ጻውዒቱ ንደቂ-ኣንስትዮ የቕርብ።  በዚ መሰረት ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣሓት ተቐማጦ ከተማ ሎንደን ዝኾና እሞ ኣብ ናይ ቃልሲ መንገዲ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ምስ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ሎንደን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተዋሂብዎ ዘሎ ለበዋታት ንምፍጻም፣ ዕማማቱ ንምዕዋት ኣብ ስራሕ ነታ ምስ ኮሚሽን ትተሓጋገዝ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ከተማ ሎንደን ንምጽንባር ጻውዒቱ ንደቂ-ኣንስትዮ የቕርብ። በዚ መሰረት ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣሓት ተቐማጦ ከተማ ሎንደን ዝኾና እሞ ኣብ ናይ ቃልሲ መንገዲ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝኣምናን፣ ብናይ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net