ብኤይናት ፊሽቤን ሕዳር 19, 2010, የዲኦት ኣሃሮኖት ጾታዊ ዓመጽ፣ ኤለክትሪካዊ ኣካላዊ ምንፍርፋር፣ ብጻዕዳ ውዑይ ሓጺን ገርካ ምቅጻል፣ ማእሰርቲ፣ ሃለዋት ምጥፋእን ሞትን ኣብ ኣመና ምዉቕ ኮንተይነር ካልእ ቡዙሕ ነገራትን ካብቲ ብዙሕ ራሕቂ ካብ ዘይብሉ ዶብ ግብጺ-እስራኤልን፣ መግረፊ መዓስከር ናይ በድዊን ከተርቲን ኣብ ሲናይ ምድረበዳን ዝርከብ ቤት ማእሰርቲታትን መረጋገጺታት ይራኣዩ ኣለዉ። እቲ ኩነታት ኣብቲ መዓስከር ዘሎ ኣዝዩ […]
Feb 9 2011 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሳዊ ለውጢ ብምኽንያት ምኽፋት ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕለት ብ2 የካቲት 2011 ድሕሪ ቀትሪ ብዙሓት ወከልቲ ፖሎቲካዊ ሓይልታት፡ ኣባላት ኪዳን፡ ካብ ኪዳን ወጻኢ ዝርከቡ ውድባት፡ ኣባላት በርጌሳዊ ማሕበራት፡ ገዳይም ሓርበኛታት፡ ደቂ-ኣንስትዮ፡ መንእሰያት ሰደተኛታትን ጋዜጠኛታትን ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ውልቐ ሰባት ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ጽንብል ኣካይዱ፡፡ አብቲ ዝተካየደ ጽንብል ገዳይም ተጋደልቲ ካብኣቶም […]
Feb 9 2011 | Posted in
News |
Read More »
Did you hear about the heroic popular revolt in Tunisia? Did you know that the coward tyrant of Tunisia eloped with his family from Tunis, after stealing millions worth of gold and cash? I think the above is not true, because Eri-Tv and Dimtsi Hafash didn’t broadcast it at all. What is ridiculous is the […]
Feb 8 2011 | Posted in
Editorial |
Read More »
ኣብ’ቲ ብዕለት ጥሪ 29, 2011 ዝተጋብአ ህዝባዊ ኣኼባ ብርክት ዝበሉ ተሳተፍቲ ተረኺቦም ነይሮም። እቲ ህዝባዊ ኣኼባ ንኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ኣባል ሃገራዊ ኮምሽን ብምልላይን እንቛዕ ብድሓን መጻእካ ብምባልን፣ ንኣኼበኛታት ድማ ንኹሉ ሸነኻት ሰጊሮም ጉዳይ ህዝቦምን ሃገሮምን ኣሕሚምዎም ኣብ’ቲ አኼባ ምርካቦም ግቡእ እኳ እንተኾነ ከይተመስገነ ክሕለፍ ከምዘይብሉ፣ ብቐንዱ ድማ ነዚ ሕጂ ተረኺቡ ዘሎ ህዝባዊ ቃልሲ ፉሕፉሕ ኢሉ […]
Feb 7 2011 | Posted in
News |
Read More »
…²ª[ï …‰òl }‰êDê „íXqVgñ …mk mkUp}¥ oH³³sïq aL´D D}©}: }‰êDê ochL·ï mkUp}¥ „íXqVgñ }—Dq 13 ¢Šoñq, 2011 |§ B›kï …‰òl mk‹mkU q—©öM; —EL …‰òl aL´D M] ]VH }MFE§} ‰êDê „íXqVgñ …mk A²Vgñ ²él„ }©M‹V[ï¥gñ D‘é·ï mk}¹Êq sï\oÊDê K²ªï }M©öB\]} §‰‘é}; np: 45 Abrar House, Crawford Place, off Edgware Rd., Lon W1H 4LP
Feb 6 2011 | Posted in
Notices |
Read More »
ብቀዳም ዕለት 18.12.2010 ኣብ ዝተገብረ ክፉት ኣኼባ ፣ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላን ኣብ መደብ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤን ንኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ዙሪክን ከባቢኣን መግለጺ ተዋሂቡ። ኣባል ሃገራዊ ኮምሽን ሓው ዳኒኤል ወልደትንሳኤ ኣብቲ ናይ ዙሪክ ኣኼባ መግለጺ ክህብ ካብ ሎንደን ነቒሉ ኔሩ። እንተኾነ ግን ብምኽንያት ከቢድ ናይ በረድ ኩነታት ነፈርቲ ጠጠው ሰለዝበላ ኣብቲ ኣኼባ ክርከብ ኣይከኣለን። እቲ ኣኼባ […]
Feb 4 2011 | Posted in
News |
Read More »
By Fesseha Nair This article will seek to problemize the current conceptions on the process of struggle from dictatorship to democracy in Eritrea and how this process is related to the Eritrean phenomenon such as the method of struggle, state-building, civil society and the security sector. The primary focus will be on the method of […]
Feb 3 2011 | Posted in
Articles |
Read More »
ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣብ ህጹጽ ኣኼባኡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ወሽጢ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተኸስተ ምፍንጫል ኣመልኪቱ ኣብ ዝመያየጠሉ ዝነበረ ህሞት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓው ወልደየሱስ ዓማር ዝምራሕ ሸነኽ ብዕለት 23 ጥሪ 2011 ካብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ምስሓቡ ብዕሊ ኣዊጁ፡፡ ኣብዚ መግለጺ እዚ ካብ ምምስራት ሃገራዊ ምሕዝነት ኤርትራ ኣትሒዙ ክሳብ ሕጂ ኣብ […]
Jan 30 2011 | Posted in
News |
Read More »
ብኢሳያስ ኣስፍሃ 27-01-2011 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ፈታውየይ ስልኪ ደዊሉ ኣብታ ንህግደፍን ኮራኹሮምን ጥራሕ እተተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ብዛዕባይ ብሓደ <ዶክቶር> ጸጋዝኣብ ገብረጊዮርጊስ ዝተባህለ ግለ-ሰብ ብቋንቋ እንግሊዘኛ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፉ ከምዝጠቐሰኒ ምስ ሓበረኒ ነቲ ጽሑፉ ብጽሞና ኣምቢበዮ ናይ ብሓቂ ክኣ ገሪሙኒ፣፣
Jan 28 2011 | Posted in
Articles |
Read More »
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ሽወደን ንቀዳም ዕለት 29/01/2011 ብብጻይ ኣሕመድ ሙሓመድ ናስር ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካልን ብጻይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታትን ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝምራሕ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሎም ኤርትራውያንን ብኤርትራ ዝግደሱን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባና ብዛዕባ ህልዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ምዕባሌታትን ሃገራዊ ጉባኤ ንምክያድ ዝግበር ዘሎ […]
Jan 28 2011 | Posted in
News |
Read More »